Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ኣሜሪካ ንምዕባለ ቻይና ብእወንታ ክትርእዮ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ሺ ጂንፒንግ ኣገንዚቦም

አዲስ አበባ፣ ሚያዝያ 19፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንምዕባለ ቻይና ብእወንታ ክትርእዮ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ኣገንዚቦም። እቶም ፕሬዚዳንት ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ቤጂንግ ኣብ ክልቲኣዊ፣ ቀጣናዊን ዓለም ለኻዊን ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ…

ኣሜሪካ ንዩክሬን ነዊሕ ርሕቐት ዝውንጨፉ ምሳኤላት ከምዝሃበታ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንዩክሬን ነዊሕ ርሕቐት ዝውንጨፉ ባለስቲክ ምሳኤላት ከምዝሃበታ ተገሊፁ። ዩክሬን ነቲ ሚሳኤል ብውሑዱ ሓደ ግዘ ምጥቃም ከምዝጀመረት ሰብ መዚ ኣሜሪካ ምርግጋፆም ተሓቢሩ። እቶም ኣፅዋራት ኣብ ወርሒ መጋቢት ብፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን…

ሩሲያን ዩክሬንን ንፈለማ እዋን ፊት ንፊት ብምርኻብ ድርድር ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያን ዩክሬንን ንፈለማ እዋን ፊት ንፊት ብምርኻብ ድርድር ከምዘካየዳ ተሓቢሩ፡፡ ኣብ ኲናት ዝርከባ እተን ሃገራት ፊት ንፊት ብምርኻብ ድርድር እናገበራ ዝርከባ ብኣሸማጋልነት ኳታር ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ በቲ ፊት ንፊት ድርድር÷ ብምኽንያት…

ግሪክ ካብ በረኻ ሰሃራ ብዝተልዓለ ኣውሎ ንፋስ ብዶሮና ከምዝተሸፈነት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግሪክ ካብ በረኻ ሰሃራ ብዝተልዓለ ኣውሎ ንፋስ ብዶሮና ከምዝተሸፈነት ተገሊፁ። ካብ ኣፍሪካ ብዝተልዓለ ልዑል ዶሮና ዝሓዘለ ኣውሎ ንፋስ ከተማ ኣቴንስን ካልኦት ከተማታት ግሪኽን ዝተሸፈና እንትኾና፤ ሰማይ እታ ሃገር ቀያሕታይ ቀለም ብዘለዎ ብናን…

ታይዋን ዳግም ብተኸታታሊ ከቢድ ርዕደ መሬት ተወቒዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ታይዋን ሕልፈት ህይወት 17 ሰባት ካብ ዘብፀሐ ሓደጋ ርዕደ መሬት ድሕሪ ሰለስተ ሰሙን ካብ ትማሊ ምሸት ከሳብ ሎሚ ወጋሕታ ንሰዓታት ዝፀንሐ ከቢድ ተኸታታሊ ርዕደ መሬት ከምዘጋጠማ ተገልጿል፡፡ ፈለማ ብሬክተር ስኬል 5 ነጥቢ 5 ዝተመዘገበን ትማሊ…

ኣብ ማሌዥያ ወታደራዊ ሄሊኮፕተራት ብምግጫወን ህይወት 10 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማሌዥያ ንብረት ሓይሊ ባሕሪ ሮያል ዝኾና ክልተ ወታደራዊ ሄሊኮፕተራት ብምግጫወን ህይወት 10 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። በቲ ሓደጋ ሰለስተ ደቂ ኣንስትዮ መኮንናት ሓይሊ ባሕሪ ሓዊሱ ህይወት 10 ሰባት ከምዝሓለፈ መራኸብቲ ሓፋሽ እታ ሃገር…

ሰሜን ኮሪያ ናብ ምብራቓዊ ባሕሪ ባላስቲክ ሚሳኤል ከምዘወንጨፈት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ናብ ምብራቓዊ ባሕሪ ባላስቲክ ሚሳኤል ከምዘወንጨፈት ኣዛዚ ጥሙር ሓይሊ ደቡብ ኮሪያ ገሊፆም። እታ ሃር ሚሳኤል ዘወንጨፈት÷ ሃዋሳል-1 ኣር ኤ-3 ዝተብሃለ ስትራተጂካዊ ዓቕሚ ክሩዝ ሚሳኤልን ፈተነ ሓዱሽ ፒዮልጂ-1-2 ፀረ-ኣውሮፕላን…

ብውሑዱ ሓደ ቢሊየን መረፅቲ ዝሳተፉሉ መረፃ ህንዲ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደ ቢሊየን ዝኾኑ ህንዳውያን ድምፂ ክህብሉ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ዝግበረሉ ሓፈሻዊ መረፃ ህንዲ ይካየድ ኣሎ፡፡ ብቢሊየን ዝቑፀሩ ኣድመፅቲ ብምትእንጋድ ኣብ ዓለም ቀዳማይ ስፍራ ዝሕዝ መረፃ ህንዲ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1 ሰነ 2024 መዛዘሚ…

እስራኤል ኣብ ልዕሊ ኢራን መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ልዕሊ ኢራን መጥቃዕቲ ድሮን ከምዘብፀሐት ሮይተርስ ኣብቲ ጉዳይ ቅርበት ኣለዎም ዝበሎም ፍልፍላት ብምፅራሕ ፀብፂቡ። እስራኤል ኣብ ልዕሊ ኢራን መጥቃዕቲ ከይትገብር ፅዕንቶ እናተገበረላ ዝፀንሐ ይኹን እምበር እስራኤል መጥቃዕቲ ድሮን…

ኣብ ዱባይ ዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ኣብታ ከተማ ኣብ ምንቅስቓስ ከቢድ ፅዕንቶ ከምዘሕደረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ኣብ ዱባይ ዝወቕዐ ከቢድ ዝናብ ስዒቡ ዘጋጠመ ሓደጋ ኣብታ ከተማ ኣብ ምንቅስቓስ ከቢድ ፅዕንቶ ከምዘሕደረ ተገሊፁ። ኣብታ ከተማ ናብ ኢንተርናሽናል መዕርፎ ነፈርቲ ዱባይ ዝሚወስድ መገዲ ሓዊሱ ኣውራ ጎዳናታትን መንበሪ…