Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኣሜሪካ ምስ 3 ሃገራት ፓስፊክ ኣብ ጉዳያት ፀፅታን ድሕንነትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ፅዕንቶ ቻይና ንምፅዋር ዓሊማ ምስ 3 ሃገራት ፓስፊክ ኣብ ጉዳያት ፀፅታን ድሕንነትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዓ።
ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን፥ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ምስ መራሕቲ ፓስፊክ ፓላው፣ ማርሻል ደሴታትን ማይክሮኔዥያን ኣብቲ…
ኣብ ኣውሮፓ ብሰንኪ ክሌማዊ ለውጢ ዝገደደ ሓደጋ ከምዘጋጥም ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣውሮፓ ብሰንኪ ክሌማዊ ለውጢ ዝገደደ ሓደጋ ከምዘጋጥም ተገሊፁ።
ኤጀንሲ ሓለዋ ከባቢ ኣውሮፓ ኣብ ዘውፀኦ ፀብፃብ፥ ብፍላይ ኣብ ደቡባዊ ኣውሮፓ ዝርከቡ ከባቢታት ንሓደጋ ዝተቓልዑ ከምዝኾኑ ኣፍሊጡ።
ባርዕ ሓዊ፣ ሕፅረት ማይን ኣብ ፍሪያት…
ኬንያ ለውጢ ክሌማ ኣብ ስራሕቲ ምግቢ ውሕስናይ ስግኣት ፈጢሩለይ ክትብል ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬንያ ለውጢ ክሌማ ኣብ ስራሕቲ ምግቢ ውሕስናይ ስግኣት ፈጢሩለይ ክትብል ገሊፃ።
ኣብ ኬኒያ ኤልዶሬት ኣብ ዝተሰናድአ ምርኢት ግብርና ብምርካብ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ዊሊያም ሩቶ ከምዝበልዎ፥ ተደጋጋሚ ከቢድ ዝናብን ደረቕ ክሌማዊ ኩነታትን ሓረስቶት…
ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ሃማስ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንኽቕበል ፀዊዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ንራብዓይ መዓልቲ ኣብ ዝቐፀለ ኣብ ሞንጎ እስራኤልን ሃማስን ዝግበር ድርድር ሃማስ እቲ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንኽቕበል ፀዊዖም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓብዪ ወርሒ ፆም ረመዳን ሃማስ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ጋዛ…
ሕብረት ኣውሮፓ ዩክሬን ብናፃ ጦር መሳርሒ ንኽቐርበላ ክትፅበ የብላን ኢሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ብናፃ ጦር መሳርሒ ንኽቐርበላ ክትፅበ ከምዘይግባእ ኣብ ሕብረት ኣውሮፓ ኮሚሽነር ዕዳጋ ቲዬሪ ብሬተን ገሊፆም፡፡
እቶም ኮሚሽነር ከምዝሓበሩዎ÷ ዩክሬን ሓደ ሚሊየን ከበድቲ ጦር መሳርሒታት ካብ ሕብረት ኣውሮፓ ብናፃ ክብርከተላ ክትሓትት…
ነዳዲ ዝልእኻ ሃገራት ምቹእ ዕድል ዕዳጋ ንምፍጣር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ነዳዲ ዝልእኻ ሃገራት ምቹእ ዕድል ዕዳጋ ንምፍጣር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን።
“ተፈጥሮኣዊ ጋዝ ንኣተኣማማኒን ቀፃልነት ዘለዎን ዕድል” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣልጀሪያ መበል ሻውዓይ ጉባኤ እተን ሃገራት ተሳሊጡ።
14 ነዳዲ…
ኣሜሪካ ኣብ ቓዛ ብጥምየት ንዝሳቐዩ ዘለው ሰባት ተወሳኺ ሓገዝ ንክኣቱ ኣተሓሳሲባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ቓዛ ብጥምየት ንዝሳቐዩ ዘለው ሰባት ተወሳኺ ሓገዝ ንክኣቱ ኣተሓሳሲባ።
ምክትል ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ካማላ ሃሪስ፥ ብውሑዱ ንዝቕፅሉ ሽዱሽተ ሰሙናት ቅልጡፍ ተዅሲ ደው ምባል ክህሉ ኣለዎ ኢለን።
እዚ ድማ ኣብ ዕገታ ዘለዉ ዜጋታት ነፃ…
ልኡኽ ሃማስ ንድርድር ምቁራፅ ተኹሲ ናብ ግብፂ ካይሮ ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ሃማስ ድርድር ምቁራፅ ተኹሲ ንምግባር ናብ ግብፂ ካይሮ ከምዝኣተዉ ተሰሚዑ።
ኣብቲ ድርድር ንሽዱሽተ ሰሙናት ዝዘልቕ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ክግበር ኢ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ተሓቢሩ፡፡
ድርድር እስራኤልን ሃማስን ኣብ…
ሳተላይት ስለላ ደቡብ ኮሪያ ፅሬት ዘለዎም ምስሊታት ምልኣኻ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኮሪያ ናብ ህዋ ዘሕምበበታ ፈላመይቲ ናይ ስለላ ሳተላይት ፅሬት ዘለዎም ምስሊታት ሰሜን ኮሪያ ብምልዓል ምልኣኻ ገሊፁ።
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ታሕሳስ ወር ናብ ህዋ ዝተሓምበበት ሳተላይት፤ ዝተውሃባ ልኡኽቶ ብብቕዓት ምፍፃማ ዝተሓበረ እንትኸውን÷…
ኢንዱስትሪ ነዳዲ ዓለም ለኸ ድልየት ንምምላእ 14 ትሪሊየን ዶላር ከምዘድልዮ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንዱስትሪ ነዳዲ ዓለም ለኸ ድልየት ክሳብ 2045 ዓ.ም.ፈ ንምምላእ 14 ትሪሊየን ዶላር ኢንቨስትመንት ከምዘድልዮ ትካል ሃገራት ለኣኺ ነዳዲ (ኦፔክ) ገሊፁ።
ዋና ፀሓፊ እቲ ትካል ሃይታም ኣል ጋይስ፥ ዓለም ለኸ ደልየት ነዳዲ ይውስኽ ከምዘሎ…