Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኣብዱልፈታህ ኣልሲሲ ኣብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ግብፂ ን3ይ ግዘ ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣብዱልፈታህ ኣልሲሲ ኣብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ግብፂ ንሳልሳይ ግዘ ከምዝተዓወቱ ቦርድ መረፃ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
በዚ ድማ ኣልሲሲ ንዝቕፅሉ ሽዱሽተ ዓመታት ንግብፂ ብፕሬዚዳንትነት ከገልግሉ ኢዮም ተባሂሉ፡፡
በዓል መዚ ብሄራዊ ቦርድ…
ሰሜን ኮሪያ ኣህጉር ዝሳገር ባለስቲክ ሚሳኤል ኣወንጪፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ኣህጉር ዝሳገር ባለስቲክ ሚሳኤል ኣወንጪፋ።
ፒዮንግያንግ ነቲ ምሳኤል ዘወንጨፈቶ ደቡብ ኮሪያን ኣሜሪካን ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ሰሜን ኮሪያ ዝመፅእ መጥቃዕቲ ኒውክሌር ምክልኻል ኣብ ዘኽእል ኩነታት ምዝታየን ስዒቡ ኢዩ ተባሂሉ።…
ኣብ ልዕሊ ሃማስ ዝውሰድ ስጉምቲ ኣዋርሕ ክፀንሕ ይኽእል ኢዩ- እስራኤል
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃማስ ንምድምሳስ ዝውሰድ ስጉምቲ ኣዋርሕ ክፀንሕ ይኽእል ኢዩ ክትብል እስራኤል ገሊፃ።
ሚኒስትር ምክልኻል ሰራዊት እስራኤል ዮአቭ ጋላንት፥ እታ ሃገር ኣብ ልዕሊ ጀኒን ን60 ሰዓታት ፈፂማቶ ዝበሃል ደብዳብ 11 ፍልስጤማዊያን ህይወቶም ምስ ሓለፉ…
ኣሜሪካ ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላን ዓማፂ ሓይሊ ሃውቲ ከምዝሓምሸሸት ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ክልል ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላን ዓማፂ ሓይሊ ሃውቲ ከምዝሓምሸሸት ኣፍሊጣ።
ማእከላዊ እዚ ኣሜሪካ፥ እቲ ስጉምቲ ኣብ ልዕሊ መርከብ ንግዲ ኣሜሪካ ቅድም ክብል ንዝፈፀሞ መጥቃዕታ ምላሽ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ።
እተን ኣውሮፕላናት ኣብ ልዕሊ መርከብ…
ካብ ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ጀሚሩ ብዘይቪዛ ናብ ኬኒያ ምእታው ተፈቒዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝኾነ ይኹን ሃዋፂ ካብ ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ጀሚሩ ብዘይቪዛ ናብ ኬኒያ ምእታው ከምዝኽእል ተገሊፁ።
ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊሊያም ሳሞኢ ሩቶ፥ ኣብ ኬኒያ ሓዱሽ ፖሊሲ ንምትግባር ዘኽእል ምህዳር ዲጂታል ኤሌክትሮኒክ መረዳእታ ከምዝተሰናደአ ተዛሪቦም።…
ፈረንሳይ ንክልተ ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላናት ሃውቲ ከምዝሓምሸሸት ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ንክልተ ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላናት ሃውቲ ከምዝሓምሸሸት ኣፍሊጣ።
እታ ሃገር ብሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላናት የመን ኣብ ልዕሊ ወተሃደራዊ መራኽባ ዘነፃፀረ መጥቃዕቲ ከምዘፍሸለት ኢያ ገሊፃ።
ሚኒስትር ሓይሊታት ሰራዊት ፈረንሳይ ሰባስቲያን ለኮርኑ፥…
ስዑዲ ዓረብ ብዓመፅቲ ሃውቲ ዝተቐበሩ 733 ፈንጂታት ምምካና ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዑዲ ዓረብ ብዓመፅቲ ሃውቲ ዝተቐበሩ 733 ፈንጂታት ኣብዚ ሰሙን ምምካና ኣፍሊጣ።
እቶም ዝመኸኑ ፈንጂታት፥ 618 ዘይፈንጀሩ፣ 110 ፈንጂታት ፀረ ታንኪ፣ 4 ፀረ ሰብን ሓደ ተባራዒ ፈንጂን ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ኣብ የመን ዘለዉ ህፃናት፣ ደቂ…
ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ምስ ፕሬዚዳንት ዜለንስኪ ኣብ ዋሺንግተን ክዛተዩ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ምስ ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎድሚር ዜለንስኪ ኣብ ዋሺንግተን ክዛተዩ ኢዮም ተባሂሉ።
ፕሬዚዳንት ዜለንስኪ ፅባሕ ኣብ ዋይት ሃውስ ኣብ ዝገብርዎ ዑደት ስራሕ፥ ኣብ ዩክሬን ዝግበር ሓገዝ ዝጠመተ ዘተ ምስ ፕሬዚዳንት ጆ…
ውድብ ጥዕና ዓለም ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ጋዛ ብህፁፅ ንክኣቲ ፃውዒት ኣቕሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ጋዛ ብህፁፅ ንክኣቲ ፃውዒት ኣቕሪቡ።
ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝወሰኖ ኣዝዩ ኣድላዪ ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ጋዛ ንክኣቲን ኣብቲ ከባቢ ንኣዋርሕ ዝፀንሐ ኲናት ደው ክብልን ከምዝድግፍ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ።…
እስራኤል ኣብ ጋዛ ንድሕንነት ንፁሃን ከለላ ኣይሃበትን ክትብል ኣሜሪካ ኮኒና
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ጋዛ ንድሕንነት ንፁሃን ከለላ ኣይሃበትን ክትብል ኣሜሪካ ኮኒና።
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ብሪታኒያ ዴቪድ ካሜሩን ኣብ ዋሸንግተን ኣብ ዝገበርዎ ዘተ ኢዮም ነዚ ገሊፆም።
ከም…