Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ውድብ ሕቡራት ሃገራት እስራኤልን ሃማስን ዘካይድዎ ኲናት ብቕፅበት ደው ንክብሉ ፃውዒት ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረዝ ኣብ ጋዛ ዝካየድ ዘሎ ተዅሲ ብቅፅበት ደው ንክብል ሓዲሽ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኣንቶንዮ ጉተረስ ኣብ ግብፂ ኣብ ዝርከብ ራፋሕ ኣብ ዘካይድዎ ዘለዉ ዑደት ብምዃን ኣብ ዘስምዕዎ መደረ፥ “ሕሒ ኩሉ…

ኣብ ሩስያ ዕጡቓት ብዝፈፀምዎ መጥቃዕቲ ዝተጠርጠሩ 11 ሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሩስያ ኣብ ጥቓ ከተማ ሞስኮ ኣብ ዝርከብ ኣዳራሽ ኮንሰርት ሙዚቃ ዕጡቓት ብዝፈፀምዎ መጥቃዕቲ ዝሞቱ ሰባት ቁፅሮም 143 በፂሑ። ካልኦት ልዕሊ 100 ሰባት ከምዝቖሰሉ እውን ኣገልግሎት ድሕነት ሩስያ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ በቲ መጥቃዕቲ…

ኣብ መስኮ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ 60 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሩሲያ ከተማ መስኮ ኣዳራሽ ኮንሰርት ሙዚቃ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ጅምላ ተኹሲ 60 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ። ካልኦት ልዕሊ 100 ሰባት ድማ ከምዝቖሰሉ ተገሊፁ። ነቲ መጥቃዕቲ ዝፈፀሙ ዕጡቓት ክሳብ ሐዚ ከምዘይተፈለጡ ተሓቢሩ።…

ኣሜሪካ መጠን ተጠቃሚ ብነዳዲ ዝሰርሓ መካይን ዝግድብ ሕጊ ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ምምሕዳር ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን፥ መጠን ተጠቃሚ ብነዳዲ ዝሰርሓ መካይን ዝግድብ ሕጊ ዕላዊ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። እቲ ሕጊ ኣብ 2032 ዓ.ም.ፈ ካብ መካይን ኣሜሪካ 56 ሚኢታዊ ዝኾና ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ንክኾና ዝገብር እንትኸውን፥…

ነበር ፕሬዚዳንት ብራዚል ምስ ክታበት ኮቪድ ተተሓሒዙ ክሲ ተመሰሪቱዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ብራዚል ጄር ቦልሶናሮ ብገበን ምጭብርባር ሓበሬታ ክታበት ኮቪድ ብፖሊስ ክሲ ተመስሪቱዎም፡፡ ቦልሶናሮ ክታበት ኮቪድ 19 ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2021 ኣብ ብራዚሏ ከተማ ሳኦ ፖሎ ከምዝወሰዱ ሓበሬታ ሕክምና ይግለፅ እምበር፤…

ኣሜሪካ ላዕለዋይ ሓላፊ ሃማስ ማርዋን ዒሳ ከምዝተቐተለ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ሓላፊ ሃማስ ዝኾነ ማርዋን ዒሳ ብደብዳብ ኣየር ከምዝተቐተለ ኣፍሊጣ። ማርዋን ዒሳ ምክትል ወተሃደራዊ ኣዛዚ ሃማስ እንትኸውን፥ ኲናት ሃማስን እስራኤልን ብ7 ጥቅምቲ ካብ ዝጅመር ዝተቐተለ ዝልዓለ ሓላፊ ሃማስ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ሃማስ…

ኣብ ሩሲያ ኣብ ዝተሳለጠ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ፑቲን ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሩሲያ ንዝሓለፉ ሰለስተ መዓልታት ኣብ ዝተሳለጠ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ወዲ 71 ዕድመ ቭላዲሚር ፑቲን ንቐፀልቲ 6 ዓማውቲ ክመርሑ ዘኽእሎም ድምፂ ረኺቦም። ማእኸላይ ኮሚሽን ምርጫ እታ ሃገር ከምዝገለፆ፥ ፕሬዚዳንት ፑቲን ልዕሊ 87 ሚኢታዊ ደምፂ…

ሰሜን ኮሪያ ብዙሓት ባላስቲክ ሚሳኤላት ናብ ምብራቓዊ ባሕሪ ከምዝተኮሰት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ናብ ኣኼባ ኩለ መዳይ ሚኒስትራት ናብ ደቡብ ኮሪያ ምእታዎም ስሺቡ፥ ሰሜን ኮሪያ ብዙሓት ናይ ሓፂር ርሕቀት ባላስቲክ ሚሳኤላት ናብ ምብራቓዊ ባሕሪ ከምዝተኮሰት ተገሊፁ። እቲ ባለስቲክ ምሳኤላት ሎሚ…

ፈረንሳይ ቅድሚ ኦሊምፒክ ፓሪስ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንኽግበር ንሩሲያ ሕቶ ክተቕርብ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ቅድሚ ኦሊምፒክ ፓሪስ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንኽግበር ንሩሲያ ሕቶ ክተቕርብ ምዃና ፕሬዚዳንት ኢማኑኤል ማክሮን ኣፍሊጦም፡፡ ኦሊምፒክ ፓሪስ 2024 ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 26 ሓምለ ክሳብ 11 ነሓሰ ኣብ ፈረንሳይ ክካየድ ኢዩ፡፡…

ናብ ጋዛ ብባሕሪ ፈላማይ ፈተነ ምጉዕዓዝ ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዝተሳለጠ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ጋዛ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብፃሕ ዝተበገሰት ፈለማይቲ መርከብ፥ ዝፅዓነቶ ረድኤት ኣብ ገምገም ባሕሪ ከምዘራገፈት ተሓቢሩ። እታ ኦፐን ኣርምስ ዝዓይነታ መርከብ፥ ትማሊ ሰሉስ ካብ ቆጵሮስ ተበጊሳ ናብታ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኣፍደገ ጥሜት ከምዘላ…