Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኣፍሪካ ግዳይ ድርብ ኢ-ፍትሃዊነት ኣህጉር ኢያ – ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ግዳይ ድርብ ኢ-ፍትሃዊነት ኣህጉር ከምዝኾነት ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ገሊፆም።
እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ 7ይ ኮንፈረንስ ሕብረት ኣፍሪካን ውሕመ ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃማት ኣተሓሕዛ…
ውሽጢ ውሽጢ ባሕሪ ዘቋርፅ ዘበናዊ መገዲ ቻይና ህንፀቱ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ቻይና ግዝኣት ጓንግዶንግ ዝተሃነፀ ሓዱሽ ብውሽጢ ባሕሪ ዘቋርፅ ዘበናዊ መገዲ ህንፀቱ ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ።
ክሳብ 6 ነጥቢ 8 ኪሎ ሜትሮ ዝሽፍን እቲ ናይ በዓልቲ መገዲ÷ ኣካል ሼንዘንን ዞንግሻንን ዘራኽብ 24 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎ…
ሃማስ እቲ ጊዜያዊ ስምምዕ ደው ምባል ተዂሲ ንክናዋሕ ሓቲትቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃማስ ንኣርባዕተ መዓልታት ዝተገበረ ጊዜያዊ ስምምዕ ደው ምባል ተዂሲ ንክናዋሕ ሓቲትቱ።
እቶም ዝተዓገቱ ሰባት ንምስዳድ ብመሰረት ዝተቐመጠ ገደብ እዋን ፃዕሪ እንተተገበረ እውን ምስ ዘሎ ምፅባብ ግዘ ክሰምር ኣይከኣለን ኢሉ።
ስለዝኾነ እቲ…
ሃማስ 4 ወታደራዊ ኣመራርሓታት ከምዝተቐተሉዎ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃማስ ኣርባዕተ ላዕለዎት ወታደራዊ ኣመራርሓታት ከምዝተቐተሉዎ ኣፍሊጡ።
ወታደራዊ ክንፊ ሃማስ ብርጌድ ኣልቃሲም ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ኣብ ኲናት እስራኤልን ሃማስን ኣርባዕተ ላዕለዎት ወታደራዊ ኣመራርሓታት ሃማስ ኣበ ወሽመጥ ጋዛ ከምዝተቐተሉ…
ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ምስ ሌተናል ጄኔራል ኣብዱልፈታህ ኣል ቡርሃን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሌ/ጄ ኣብዱልፈታህ ኣል ቡርሃን ኣብ ጅቡቲ ተዛቲዮም፡፡
ኣብ ዝተኦም ድማ፥ ኣብ ሱዳን ዘሎ ፀገም ንምፍታሕ ኢጋድ…
ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ እስራኤልን ሃማስን ተግባራዊ ምግባር ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤልን ሃማስን ንኣርባዕተ መዓልቲታት ምቁራፅ ተኹሲ ንምግባር ዝበፅሐኦ ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ ተግባራዊ ምግባር ከምዝጀመረ ተገሊፁ፡፡
ኣብ ኲናት ዝርከቡ እስራኤልን ሃማስን ቅድሚ መዓልቲታት ንኣርባዕተ መዓልቲ ዝፀንሕ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ…
ሩሲያ ኣብ ድርድር ሰላም ዩክሬን ተስፋ ኣይትቆርፅን – ፕሬዚዳንት ፑቲን
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ድርድር ሰላም ዩክሬን ተስፋ ኣይትቆርፅን ክብሉ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ገሊፆም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኣኼባ ሃገራት ጉጅለ 20 ብቪዲዮ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሩሲያ ምስ ዩክሬን ዝተገበሩ ድርድራት ሰላም እንትትቅበል ዩክሬን…
እስራኤልን ሃማስን ንኣርባዕተ መዓልቲታት ተኹሲ ንምቁራፅ ተስማዕሚዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኲናት ዝርከቡ እስራኤልን ሃማስን ንኣርባዕተ መዓልቲታት ዝፀንሕ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ከምዝገበሩ ተገሊፁ፡፡
እቲ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ብኳታር ሸምጋላይነት ኣብ ዶሃ ኣብ ዝተኻየደ ምስጢራዊ ድርድር ዝተገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡…
ኣሜሪካ 100 ሚሊየን ዶላር ወታደራዊ ሓገዝ ንዩክሬን ከምትህብ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ 100 ሚሊየን ዶላር ዘውፅእ ወታደራዊ ሓገዝ ንዩክሬን ከምትህብ ኣፍሊጣ።
ሚኒስትር ምክልኻል ኣሜሪካ ሎይድ ኦስቲን ሃገሮም ንዩክሬን ትገብሮ ሓገዝ ቃል ብዝተኣተወ መሰረት ከምዝፍፀም መርግጋፆም ተሓቢሩ፡፡
ኣብ ውሽጢ እዚ ሓገዝ ጦር…
ዩጋንዳ ሓለዋ ዘድልዮም ማያዊ ከባቢታት ብምፍላይ ብጋዜጣ አሐቲማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ዩጋንዳ ሓለዋ ከባቢ ብምድጋፍ ሓለዋ ዘድልዮም ማያዊ ከባቢታት ፈሊያ ብጋዜጣ አሐቲማ።
እቲ ሕትመት ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዘጋጠም ክሌማዊ ለውጢ ንምቕናስ ከምዝሕግዝ ተገሊፁ።
ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ እታ ሃገር ባሪሬጋ…