Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
መሓዉር ፀፅታ ዓለም ንሕቶ ፍትሓዊነትን ሓቛፍነትን ምላሽ ክህብ ይግባእ- ፕሬዚዳንት መሓመድ ኦውልድ ጋዝዋኒ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መሓዉር ፀፅታ ዓለም ንሕቶ ፍትሓዊነትን ሓቛፍነትን ምላሽ ክህብ ይግባእ ክብሉ ፕሬዚዳንት ሞሪታኒያን ግዚያዊ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን መሓመድ ኦውልድ ጋዝዋኒ ገሊፆም።
ኣብ ዝሓለፉ ክልተ መዓልታት ክካየድ ናይ ዝቐነየ መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ…
ሩሲያ ኣብ ምብራቓዊ ዩክሬን ትርከብ ከተማ ኣዲቪካ ተቖፃፂራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወታደራዊ ሓይሊታት ሩሲያ ኣብ ምብራቓዊ ዩክሬን ትርከብ ከተማ ኣዲቪካ ከምዝተቖፃፀሩ ኣፍሊጦም።
እታ ከተማ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ሓይሊታት ሩሲያ ዝወዓለት ወታደራዊ ሓገዝ ኣሜሪካ ምድንጓዩ ስዒቡ ዩክሬን ሕፅረት ተተኳሲ ስለዘጋጠማ ከተማ ኣዲቪካ ለቒቓ…
ኣፍሪካ ብዓለም ለኸ ትካላት ዝግበኣ ቦታ ነክትረክብ ሕብረት ኣፍሪካን ኣባላት ሃገራትን ጠንኪሮም ክሰርሑ ኣለዎም-ሙሳ ፋኪ መሓመት
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ብዓለም ለኸ ትካላት ዝግበኣ ቦታ ነክትረክብ ሕብረት ኣፍሪካን ኣባላት ሃገራትን ጠንኪሮም ክሰርሑ ኣለዎም ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሓመት ገሊፆም።
እቶም ኮሚሽነር ኣብ ስነስርዓት መኽፈቲ መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ ሕብረት…
ኣብ ሩባ ኮንጎ ክልተ ጃልባታት ተጋጪየን ብዙሓት ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ጥቓ ኪንሻሳ ሩባ ኮንጎ ክልተ ጃልባታት ተጋጪየን ብዙሓት ሰባት ህይወቶም እንትሓልፍ ብዙሓት ከምዝጠፍኡ ተገሊፁ፡፡
ሰባትን ሸቐጣትን ፅዒነን እናተጓዓዛ ዝነበራ ክልተ ጃልባታት ብዘጋጠመን ሓደጋ ምግጫው ክንደይ ዝኣክል…
ኣሜሪካ ንእስራኤል፣ ዩክሬንን ታይዋንን ሓገዝ 95 ቢሊየን ዶላር ኣፅዲቓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሴኔት ኣሜሪካ ንእስራኤል፣ ዩክሬንን ታይዋንን ሓገዝ 95 ቢሊየን ዶላር ንምግባር ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ኣፅዲቑ።
እቲ ሓገዝ ብኣባላት ሴኔት 67 ን 32 ብዝኾነ ኣብዝሓ ድምፂ ከምዝፀደቐ ዝተገለፀ እንትኸውን÷ ተወከልቲ ሪፐብሊካን እቲ ሴኔት ነቲ ውሳነ…
ፕሬዚዳንት ዘሌንስኪ ንዋና ኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ዩክሬን ካብ ስራሕ ኣሰናቢቶምዎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎድሚር ዘሌንስኪ ንዋና ኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ዩክሬን ጄነራል ቫለሪ ዛሉዥኒን ካብ ስራሕ ከምዘሰናበትዎም ተገሊፁ።
ፕሬዚዳንት ዘሌንስኪ ነቶም ዋና አዛዚ ካብ ስራሕ ዘሰናበትሉ ምኽኒያት፥ ኣብ መንጎ እቶም መራሕቲ ኣፈላላይ ሓሳብ…
ናንጎሎ ምቡምባ ፕሬዚዳንት ናሚቢያ ብምዃን ተሸይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናንጎሎ ምቡምባ ፕሬዚዳንት ናሚቢያ ብምዃን ተሸይሞም።
ነበር ፕሬዚዳንት ናሚቢያ ሃጌ ጌንጎብ ብዝሓደሮም ሕማም ካብዚ ዓለም ብሞት ምፍላዮም ይዝከር።
ብመሰረት እዚ ምቡምባ ትማሊ ፕሬዚዳንት ብምዃን ቃለ ማሕላ ፈፂሞም።
ኔቱምቦ ናንዲ-ንዳይትዋህ…
ኣብ ቺሊ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ብውሑዱ ህይወት 112 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቺሊ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ክሳብ ሕዚ ብውሑዱ ህይወት 112 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ።
ኣብ ቺሊ ቫልፓራሶ ኣብ ዝተብሃለ ግዝኣት ዝርከብ ደኒ ዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ስዒቡ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ከምዝተኣወጀ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ገብርኤል ቦሪክ ኣፍሊጦም፡፡…
ኣሜሪካን እንግሊዝን ዓመፅቲ ሁቲ ይርከቡዎም ኣብ ዝበለኦም 36 ቦታታት መጥቃዕቲ ፈፂመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካን እንግሊዝን ዓመፅቲ ሁቲ ይርከቡዎም ኣብ ዝበለኦም 36 ቦታታት ዕላማ ብምግባር ዝተዋደደ መጥቃዕቲ ምፍፃመን ማእኸላይ እዚ ኣሜሪካ ኣፍሊጡ።
ማእኸላይ እዚ ኣሜሪካ ከምዝሓሮ÷ ክልቲአን ሃገራት ብኣየርን ብባሕሪን ብዝገበረኦ ወፍሪ ምጥቃዕ ኣብ…
ኣሜሪካ ኣብ ሶርያን ዒራቕን መጥቃዕቲ ፈፂማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ሶርያን ዒራቕን ዝርከቡን ምስ ኢራን ምትእስሳር ኣለዎም ኣብ ልዕሊ ዝበለቶምን ጉጅለታት ዕላማ ዝገበረ መጥቃዕቲ ትማሊ ዓርቢ ለይቲ ከምዝፈፀመት ተገሊፁ።
እቲ መጥቃዕቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብኢራን ዝድገፉ ዕጡቓት ዮርዳኖስ ኣብ ዝርከብ…