Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ንፁሃን ፍልስጤማውያን ንምድሓን ምስራሕ ከምዝግባእ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣተሓሳሲቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኲናት እስራዔልን ሃማስን ደም ንፁሃን ፍልስጤማውያን ከይፈስስ ጭቡጥ ስጉምቲ ክውሰድ ከምዝግባእ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣተሓሳሲቦም።
ብሊንከን ኣብ ዝረኣዩ እዋናዊ ጉዳያት ንምምካር ናብ ቴል-ኣቪቭ ኣምሪሖም፡፡…
ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኩባ ዘንበረቶ ማዕቀብ ንግዲ ንክተልዕል ውሕመ ሓቲትቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኩባ ንዓሰርተታት ዓመታት ዘንበረቶ ማዕቀብ ንግዲ ንክተልዕል ውድብ ሕቡራት መንግሳት(ውሕመ) ሓቲትቱ።
ኩባ ንዝኸፍአ ኢኮኖሚያዊ ቅልውላው ከምዝኣተወት ብምግላፅ መፍትሒ ንክወሃቦ ኢዩ ተሓቲትቱ።
ብፀገም ሕፅረት ቀረብ ምግቢ፣…
ካብ ጋዛ ናብ ግብፂ ዝወስድ መሳገሪ ዶብ ራፋ ንፈለማ እዋን ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ጋዛ ናብ ግብፂ ዝወስድ መሳገሪ ዶብ ራፋ ጎንፂ እስራኤል ሃማስ ካብ ዝጅመር ንደሓር ንፈለማ እዋን ተኸፊቱ።
ዝተጎድኡ ሰባት ዝሓዛ ኣምቡላንሳት ካብ ጋዛ ናብ ግብፂ ዝኣተዋ እንትኾና÷ ክሳብ ሕዚ ብውሑዱ ሸውዓተ ተጎዳእቲ ኣብ ግብፂ ከምዝበፅሑ…
ኤልኒኖ ብዘስዐቦ ድርቂ ኣብ መትረብ ፓናማ ቁፅሪ መርከባት ክንኪ ከምዝግበር ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መትረብ ፓናማ ኣብ ውሽጢ 70 ዓመታት ተራኢዩ ዘይፈልጥ ድርቂ ብምግጣሙ እቲ መተሓላለፊ ዝጥቀማ መርከባት ቁፅረን ብዝበለፀ ከመዝንኪ ሰብ መዚ ተዛሪቦም።
ምምሕዳር ሩባ ፓናማ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1950 ጀሚሩ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ…
እስራኤል ሓደ ላዕለዋይ ወታደራዊ ኣዛዚ ሃማስ ምቕታላ ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ኣየር ሓደ ላዕለዋይ ወታደራዊ ኣዛዚ ሃማስ ምቕታላ ኣፍሊጣ።
ኢብራሂም ቢኣሪ ዝተባህለ ላዕለዋይ ወታደራዊ ኣዛዚ÷ ጦር እስራኤል ኣብ ከባቢ ወሽመጥ ጋዛ ብዝፈጠሞ መጥቃዕቲ ኣየር ኢዩ ተቐቲሉ፡፡
እቲ ወታደራዊ ኣዛዚ…
ኣሜሪካ ኣብ ሞንጎ ሃማስን እስራኤልን ምቁራፅ ተኹሲ ንኽግበር ዝቐረበ ፃውዒት ውድቂ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ሞንጎ ሃማስን እስራኤልን ምቁራፅ ተኹሲ ንኽግበር ዝቐረበ ዓለም ለኸ ፃውዒት ከምዘይትቕበል ኣፍሊጣ።
ኣቐባሊ ቃል ብሄራዊ ድሕንነት ኣሜሪካ ጆን ኬርቢ፥ “ኣብ ሞንጎ ሃማስን እስራኤልን ምቁራፅ ተኹሲ ይገበር ንምባል ትኽለኛ ሰዓት…
ኢራን ዞባዊ ማእኸል ጋዝ ክትሃንፅ ከምትደሊ ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ዞባዊ ማእኸል ጋዝ ክትሃንፅ ከምትደሊ ኣፍሊጣ።
ንምክትል ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሞሃመድ ሞክበርን ዝፀርሐ ፀብፃብ ፋርስ ኒውስ÷ ቴህራን ‘ድሕንነት ሓይሊ ንምርግጋፅ’ ኣብ ሻንጋይ ትካል ዞባዊ ማእኸል ምትሕብባር ንምህናፅ ሓሳብ ከምዘለዋ…
እስራኤላውያን ንነዊሕን ኣፀጋሚን ኲናት ክሰናድኡ ኔታንያሁ ኣተሓሳሲቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ ዜጋታት ንነዊሕን ኣፀጋሚን ኲናት ክሰናድኡ ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡
ጦር እስራኤል ኣብ ጋዛ ኣብ ልዕሊ ዕጡቓት ሃማስ ዘካይዶ ወታደራዊ ስጉምቲ ካልኣይ ምዕራፍ ምጅማሩ ዕላዊ ገይሩ፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር…
ኬንያ ኣፍሪካውያን ብዘይቪዛ ናብ ግዝኣታ ንኽኣትዉ ክትፈቅድ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬንያ ኣፍሪካውያን ብዘይቪዛ ኣብ ግዝኣታ ምንቅስቓስ ንኽኽእሉ ክትፈቅድ ምዃና ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ዊሊያም ሩቶ ገሊፆም፡፡
እቶም ፕሬዚዳንት እዚ ዝበሉ÷ ኣብ ኮንጎ ብራዛቪል ኣብ ዝተኻየደ ናይ ሰለስቲአን ተፋሰስ ሃገራት ኮንፈረንስ ክሌማዊ ለውጢ…
እስራኤል ወፍሪ ሰራዊታ ምስፍሓ ስዒቡ ኣብ ጋዛ ኣገልግሎት መራኸብቲ ሓፋሽ ሙሉእ ብሙሉእ ተቛሪፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ወፍሪ ሰራዊታ ምስፍሓ ስዒቡ ኣብ ጋዛ ኣገልግሎት መራኸብቲ ሓፋሽ ሙሉእ ብሙሉእ ተቛሪፁ።
እስራኤል ናብ ጋዛ ኣጋር ሰራዊት ንምእታው ዘውፀአቶ ትልሚ ምንዋሓ ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ቤኒያሚን ኔታኒያሁ ትማሊ ምግላፆም ይዝከር።
ይኹን…