Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ሓደጋ መገዲ ኣየር ኣላስካ ስዒቡ ብዙሓት ሃገራት ኣውሮፕላናት ቦይንግ ንከይበራ ኣጊደን
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደጋ መገዲ ኣየር ኣላስካ ስዒቡ ብዙሓት ሃገራት ኣውሮፕላናት ቦይንግ ንከይበራ ኣጊደን።
ምምሕዳር ኣቪዬሽን ፌዴራል ኣሜሪካ (ኤፍኤኤ) ትማሊ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ እቲ ኤጀንሲ ድሕንነተን ብዝሓለወ መገዲ ምስራሕ ከምዝከኣል ክሳብ ዝረጋገፅ ብሓፈሻ…
ሃማስ ካብ ሰሜን ጋዛ ከምዝተወገደ እስራኤል ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃማስ ካብ ሰሜን ጋዛ ከምዝተወገደ ሚኒስቴር ምክልኻል እስራኤል ኣፍሊጡ።
ኣቐባሊ ቃል ሰራዊት እስራኤል ሪር ኣድሚራል ዳንኤል ሃጋሪ፥ ኣብ ወሽመጥ ጋዛ ዝርከቡ ግዝኣታት ሃማስ ዝውሰድ ሰፊሕ ወተሃደራዊ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተዛሪቦም።…
ውሕመ ኣብ 2024 ዕቤት ቁጣበዊ ሃፍቲ ዓለም ናብ 2 ነጥቢ 4 ሚኢታዊ ከምዝወርድ ተንብዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2024 ዕቤት ቁጣበዊ ሃፍቲ ዓለም ናብ 2 ነጥቢ 4 ሚኢታዊ ከምዝወርድ ትንያ ኣቐሚጡ።
ውሕመ ትንበያኡ ዕላዊ ዝገበረ ኣብ 2024 ኩነታትን ተስፋን ቁጠባዊ ሃፍቲ ዓለም ብዝብል ርእሲ ኣብ…
ሩሲያ ኣብ ውሽጢ ወታደራዊ ሓይላ ንዝርከቡ ዜጋታት ወፃኢ ሃገራት ዜግነት ክትህብ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ውሽጢ ወታደራዊ ሓይላ ንዝርከቡ ዜጋታት ወፃኢ ሃገራት ዜግነት ከምትህብ ክሬምሊን ኣፍሊጡ፡፡
ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ጦር እታ ሃገር ወይ እውን ኣብ ካልኦት ወታደራዊ ክፍሊታት እናገልገሉ ዝርከቡ ዜጋታት ወፃኢ ፓስፖርት…
ኣብ ጃፓን ብምኽንያት ዘጋጠመ ሓደጋ ኣውሮፕላን ልዕሊ 100 በረራታት ተሰሪዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጃፓን ከተማ ቶኪዮ ዘጋጠመ ሓደጋ ኣውሮፕላን ስዒቡ ልዕሊ 100 በረራታት ከምዝተሰረዙ መገዲ ኣየር ጃፓን ኣፍሊጢ፡፡
ኣብ ሰሜናዊ ጃፓን ካብ ትርከብ ከተማ ሳፖሮ ናብ ከተማ ቶኪዮ እናበረረት ዝነበረት ናይ መገደኛታት ኣውሮፕላን ኣብ ቶኪዮ ሓገዝ…
ላዕለዋይ በዓል መዚ ሃማስ ከምዝተቐተለ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳሌህ ኣል ኣሮሪ ዝተባህለ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ሃማስ ኣብ ቤይሩት ብዘጋጠመ ሓደጋ ምፍንጃር ከምዝተቐተለ ተገሊፁ፡፡
ኣል ኣሮሪ÷ መስራቲ ሓደ ወታደራዊ ክንፊ ሃማስን ምክትል መራሒ ፖለቲካ ቢሮ እቲ ጉጅለነ ከምዝነበረ ስካይ ኒውስ ፀብፂቡ፡፡…
ኣብ ጃፓን ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ 30 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጃፓን ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ 30 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም።
ኣስታት 1 ሺሕ ዝኾኑ ሰራሕተኛታት ህይወት ኣድሕን በቲ ፍርስራስ ዝተፀቐጡ ሰበት በህይወት ናይ ምድሓን ስራሕ ይሰርሑ ኣለዉ ተባሂሉ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ጃፓን ፉሚዮ ኪሺዳ እቲ…
ዝተፈላለያ ሃገራት ሓዱሽ ዓመተን ተቐቢለን
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቆፃፅራ ዘበን ጎርጎሮሳውያን ዝጥቀማ ሃገራት ሓዱሽ ዓመት 2024 ተቐቢለን።
እተን ሃራት ኣብ ርእሰ ከታማታተብ ብዝተፈላለዩ ምርኢታትን ድሙቕ ስነ-ስርዓታትን ኢየን ሓዱሽ ዓመተን ተቐበሊን።
ኣውስትራሊያን ኒውዝላንድን ሓዱሽ ዓመት 2024…
ፌሊክስ ትሺሴኬዲ ኣብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ኮንጎ ምዕዋቶም ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌሊክስ ትሺሴኬዲ ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ዝተኻየደ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ከምዝተዓወቱ ኮሚሽን መረፃ እታ ሃገር ዕላዊ ገይሩ።
ፌሊክስ ትሺሴኬዲ 70 ሚኢታዊ ድምፅ መረፅቲ ከምዝረኸቡ እቲ ኮሚሽን ኣፍሊጡ።
ብመሰረት ውፅኢት እቲ መረፃ÷…
ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ልዑል መጥቃዕቲ ኣየር ከምዝፈፀመት ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ኣብ ውሽጢ ሓደ ልዑል መጥቃዕቲ ኣየር ምክያዳ ተገሊፁ።
ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላናትን ሚሳኤላትን ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ከተማታት ኪየቭ፣ ኦዴሳ፣ ዲኒፕሮፔትሮቭስክ፣ ካርኪቭን ሊቪቭን ደብዳብ ምክያደን ስዒቡ ብብርኪ ሃገር ናይ ኣር…