Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ኣሜሪካን ኢራንን እሱራት ተለዋዊጠን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካን ኢራንን ልውውጥ እሱራት ከምዝገበራ ተገሊፁ። ክልቲአን ሃገራት ሓሙሽተ እሱራት ዝተለዋወጣ እንትኾና÷ ኣሜሪካ ዝተኸልከለ 6 ቢሊየን ዶላር ኢራን ምልቃቓ እውን ተሓቢሩ። እቲ ልውውጥ እሱራት ኣብ ሞንጎ ዋሺንግተንን ቴህራን ንኣዋርሕ…

ኩባኒያ መፍረዪ ወረቀት ብሪቲሽ ኣብ ሩሲያ ዝርከብ ፋብሪክኡ ከምዝሸይጥ ማዃኑ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ መፍረዪ ወረቀትን መዕሸጊን ‘ሞንዲ’ ብሪቲሽ ካብ ሩሲያ ሙሉእ ብሙሉእ ለቒቑ ንምውፃእ ኣብታ ሃገር ዝተረፎ ናይ መወዳእታ ፋብሪካ ንምሻጥ ኣብ ስምምዕነት ከምዝበፅሐ ኣፍሊጡ። እቲ ኩባንያ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ እቲ መፍረዪ ወረቐት ኣብ ሞስኮ…

ዓለም ለኸ ጉባኤ ሰላም ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ጉባኤ ሰላም ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ “ግደ ደቂ ኣኒስቲዮ ንዘላቒ ሰላም” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ አንትኸወን፥ ትካል ሰላም ደቂ ኣኒስቲዮ ዓለም ዘሰናድኦ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣብቲ መድረኽ፥ ቀዳማዊ…

ፕሬዚዳንት ኤርዶሃን ኣብ ዓውዲ ምርምር ጠፈር ኤሎን መስክ ምስ ቱርኪ ንኽሰርሕ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሬሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን ሃገሮም ኣብ ዓውዲ ምርምር ጠፈር ዝሓዘቶ መርሃ ግብሪ ኤሎን መስክ ንኽሕግዝ ሓቲቶም። ኤርዶሃን ምስ ኤሎን መስክ ተራኺቦም ዝተዛተዩ÷ ኣብ ኣሜሪካ ኒውዮርክ እናተኻየደ ዝርከብ መበል መበል 78 ሓፈሻዊ ጉባኤ መራሕቲ…

ኣሜሪካ ዝጠፍኣኣ ኤፍ -35 ጀታት ኲናት ትደሊ ከምዘላ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ዝጠፍኣኣ ኤፍ -35 ጀታት ኲናት ትደሊ ከምዘላ ተገሊፁ። ኣብ ደቡብ ካሮላይና ዝነቆጡ ኣባላት ሓይሊ ኣየር ኣሜሪካ፥ ህዝቢ ነተን ጀታት ወይ ስብርባር ኣብ ምድላይ ንክተሓባበር ሓቲቶም። ትማሊ ድሕሪ ቀትሪ ነቲ ጀት ዘብርሩ ዝነበሩ…

መበል 78 ጉባኤ ውሕመ ኣብ ጉዳይ ሩሲያን ዩክሬንን ብስፍሓት ክዝቲ ኢዩ ዘብል ትፅቢት ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣብዚ ሰሙን ኣብ ዘካይዶ መበል 78 ጉባኤ ውሕመ ኣብ ጉዳይ ሩሲያን ዩክሬንን ከምኡ እውን ኣብ ቅልውላው ክሌማዊ ለውጢ ብስፍሓት ክዝቲ ኢዩ ተባሂሉ። መበል 78 ሓፈሻዊ ጉባኤ መራሕቲ ውሕመ ኣብ ኣሜሪካ ከተማ…

ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና መርከባት ቱርኪ ናብ ሊቢያ ኣትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ክልተ መርከባት ቱርኪ ናብ ሊቢያ ኣትየን። እተን መራኽብ 360 ደገፍ ዝህቡ ሰባትን 122 ተሽከርከርቲን ዘሳፈራ ከምዝኾና ተሓቢሩ። ብሄራዊ ሚኒስቴር መክልኻል ሃገር ቱርኪ ከምዝበሎ፥ እቶም ሰባት ሰራሕተኛታት እዋን ሓደጋ፣…

ማሕበረሰብ ዓለም ሊቢያ ኣብ ምሕጋዝ ንክረባረብ ውሕመ ፃውዒት ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ሊቢያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሑጅ ጉድኣት ንዘጋጠሞም 250 ሺሕ ዜጋታት ኣብ ምሕጋዝ ንክረባረብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኦቻ በቲ ሓደጋ ጉድኣት ንዘጋጠሞም ሰባት ህፁፅ ሓገዝ ንምሃብ 71 ነጥብ 4 ሚሊየን…

ፑቲን ኣብ ሰሜን ኮሪያ ዑደት ንክገብሩ ኪም ጆንግ ኡን ዘቕረቡሎም እንግዶት ተቐቢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር  ፑቲን ኣብ ሰሜን ኮሪያ ዑደት ንክገብሩ መራሒ እታ ሃገር ኪም ጆንግ ኡን ዘቕረቡሎም እንግዶት ተቐቢሎም። ኣብ ሩሲያ ዑደት ስራሕ ዝገብሩ ዘለዉ ኪም ጆንግ ኡን፥ ሃገሮም ብወተሃደራዊ ዓውዲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ኣብ…

ግብፂ ናይ 3 መዓልቲ ብሄራዊ ሓዘን ኣዊጃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብፂ ኣብ ሞሮኮን ሊቢያን ብዘጋጠሙ ሓደጋታት ምሕዝነታ ንምግላፅ ናይ ሰለስተ መዓልቲ ብሄራዊ ሓዘን ኣዊጃ። ፕሬዚዳንት ግብፂ ኣብድልፈታህ ኣል ሲሲ÷ “ህዝቢ ግብፂ፤ ህዝቢ ሞሮኮን ሊቢያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ልባዊ ሓዘኑን…