Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃማት ዘቲዮም።
እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ ሙሳ ፋኪ መሃማት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተገበረ ዘተ ኣብ ሓበራዊ…
ኣብ ኬንያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ህይወት ልዕሊ 174 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬንያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ህይወት ልዕሊ 174 ሰባት ሓሊፉ።
ከም ፀብፃብ ስፑትኒክ እቲ ሓደጋ ውሕጅ ዘጋጠመ ብምኽንያት ፅዕንቶ ኤልኒኖ ብዝዘነበ ዘይተለመደ መጠን ዝናብ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡
ኣብ ቀረባ እዋን ዝተመዘገበ ሕልፈት ሰባት…
እስራኤል ንሃማስ ሓዱሽ ትልሚ ስምምዕነት ምቕራባ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ዕጡቕ ሃማስ ተወሰኽቲ ዕጉታት እንተለቒቑ እስራኤል ኣብ ወሽመጥ ጋዛ ትገብሮ ወታደራዊ ምንቅስቓስ ንሓፂር እዋን ጠጠው ንምባል ድልውቲ ምዃና ኣር ቲ መራኸብቲ ሓፋሽ እስራኤል ብምፅራሕ ፀብፂቡ።
እቲ ናይ ስምምዕነት ሓሳብ ብኣሸማገልቲ ኳታር…
ኣብ ቻይና ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ልዕሊ 100 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ምዕራብ ቻይና ትማሊ ምሽት ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ብውሑዱ 116 ሰባት ህይወቶም እንትሓልፍ 220 ዝኾኑ ሰባት ከምዝቐፖሰሉ ተገሊፁ።
ሰብ መዚ ቻይና ከምዝበሉዎ÷ ብሬክተር ስኬል 6 ነጥቢ 2 ዝተመዘገበ ምንቅጥቃጥ መሬት ትማሊ ፍርቂ…
ኣብዱልፈታህ ኣልሲሲ ኣብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ግብፂ ን3ይ ግዘ ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣብዱልፈታህ ኣልሲሲ ኣብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ግብፂ ንሳልሳይ ግዘ ከምዝተዓወቱ ቦርድ መረፃ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
በዚ ድማ ኣልሲሲ ንዝቕፅሉ ሽዱሽተ ዓመታት ንግብፂ ብፕሬዚዳንትነት ከገልግሉ ኢዮም ተባሂሉ፡፡
በዓል መዚ ብሄራዊ ቦርድ…
ሰሜን ኮሪያ ኣህጉር ዝሳገር ባለስቲክ ሚሳኤል ኣወንጪፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ኣህጉር ዝሳገር ባለስቲክ ሚሳኤል ኣወንጪፋ።
ፒዮንግያንግ ነቲ ምሳኤል ዘወንጨፈቶ ደቡብ ኮሪያን ኣሜሪካን ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ሰሜን ኮሪያ ዝመፅእ መጥቃዕቲ ኒውክሌር ምክልኻል ኣብ ዘኽእል ኩነታት ምዝታየን ስዒቡ ኢዩ ተባሂሉ።…
ኣብ ልዕሊ ሃማስ ዝውሰድ ስጉምቲ ኣዋርሕ ክፀንሕ ይኽእል ኢዩ- እስራኤል
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃማስ ንምድምሳስ ዝውሰድ ስጉምቲ ኣዋርሕ ክፀንሕ ይኽእል ኢዩ ክትብል እስራኤል ገሊፃ።
ሚኒስትር ምክልኻል ሰራዊት እስራኤል ዮአቭ ጋላንት፥ እታ ሃገር ኣብ ልዕሊ ጀኒን ን60 ሰዓታት ፈፂማቶ ዝበሃል ደብዳብ 11 ፍልስጤማዊያን ህይወቶም ምስ ሓለፉ…
ኣሜሪካ ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላን ዓማፂ ሓይሊ ሃውቲ ከምዝሓምሸሸት ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ክልል ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላን ዓማፂ ሓይሊ ሃውቲ ከምዝሓምሸሸት ኣፍሊጣ።
ማእከላዊ እዚ ኣሜሪካ፥ እቲ ስጉምቲ ኣብ ልዕሊ መርከብ ንግዲ ኣሜሪካ ቅድም ክብል ንዝፈፀሞ መጥቃዕታ ምላሽ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ።
እተን ኣውሮፕላናት ኣብ ልዕሊ መርከብ…
ካብ ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ጀሚሩ ብዘይቪዛ ናብ ኬኒያ ምእታው ተፈቒዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝኾነ ይኹን ሃዋፂ ካብ ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ጀሚሩ ብዘይቪዛ ናብ ኬኒያ ምእታው ከምዝኽእል ተገሊፁ።
ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊሊያም ሳሞኢ ሩቶ፥ ኣብ ኬኒያ ሓዱሽ ፖሊሲ ንምትግባር ዘኽእል ምህዳር ዲጂታል ኤሌክትሮኒክ መረዳእታ ከምዝተሰናደአ ተዛሪቦም።…
ፈረንሳይ ንክልተ ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላናት ሃውቲ ከምዝሓምሸሸት ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ንክልተ ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላናት ሃውቲ ከምዝሓምሸሸት ኣፍሊጣ።
እታ ሃገር ብሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላናት የመን ኣብ ልዕሊ ወተሃደራዊ መራኽባ ዘነፃፀረ መጥቃዕቲ ከምዘፍሸለት ኢያ ገሊፃ።
ሚኒስትር ሓይሊታት ሰራዊት ፈረንሳይ ሰባስቲያን ለኮርኑ፥…