Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ግብፂ ናይ 3 መዓልቲ ብሄራዊ ሓዘን ኣዊጃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብፂ ኣብ ሞሮኮን ሊቢያን ብዘጋጠሙ ሓደጋታት ምሕዝነታ ንምግላፅ ናይ ሰለስተ መዓልቲ ብሄራዊ ሓዘን ኣዊጃ።
ፕሬዚዳንት ግብፂ ኣብድልፈታህ ኣል ሲሲ÷ “ህዝቢ ግብፂ፤ ህዝቢ ሞሮኮን ሊቢያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ልባዊ ሓዘኑን…
ኪም ናይ ኢደዙር ባዕዳዊ መግዛእቲ ንምቅላስ ኣብ ጎኒ ሩሲያ ጠተው ከምዝብሉ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሒ ሰሜን ኮሪያ ኪም ጆንግ ኡን ኣብ ዓለም ዝረአ ናይ ኢደዙር ባዕዳዊ መግዛእቲ (ኢምፔሪያሊዝም) ንምቅላስ ኣብ ጎኒ ሩሲያ ደው ከምዝብሉ ተዛሪቦም፡፡
ኪም ጆንግ ኡን ቮስቶቺኒ ኮስሞደድሮም ኣብ ዝረብሃለ ማእኸል ምርምር ጠፈር ሩሲያ ምስ ፕሬዚዳንት…
ሃገራት ኣብ ሊቢያ ብሓደጋ ውሕጅ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ሰብኣዊ ሓገዝ ይልእኻ ኣለዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ሊቢያ ብሓደጋ ውሕጅ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ምልኣኽ ጀሚረን።
ኣብዚ ሰሙን ኣብ ምብራቓዊ ግዝኣት ሊቢያ ከተማ ደርና ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ÷ ክሳብ ሕዚ 5 ሺሕን 300 ሰባት ንሕልፈት ከምዝተቓልዑ ተሓቢሩ፡፡…
ኣብ ሊቢያ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ልዕሊ 2 ሽሕ ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሊብያ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓያልን ኣዕናውን ህቦብላዊ ውሕጅ ኣሽሓት ሰባት ህይወቶም ስኢኖም።
ማዕኸን ሚዲያ ቢቢሲ ከምዝፀብፀቦ፥ ልዕሊ 2 ሽሕ ሞት፣ ኣሽሓት ከኣ ምጥፋእ ደሃይ ኣጋጢሙ።
ጃለል ሃርቻዊ ዝተባህለ ሊብያዊ ሞያዊ፥ ቍፅሪ ዝሞቱ ሰባት…
ክርስቲያኖ ሮናልዶ ሆቴሉ ብሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ንዝተጎድኡ ዜጋታት መዕረፊ ክኸውን ፈቒዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክርስቲያኖ ሮናልዶ ኣብ ሞሮኮ ዝርከብ ናይ ውልቀ ሆቴሉ ብሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ንዝተጎድኡ ዜጋታት መዕረፊ ክኸውን ፈቒዱ፡፡
ቶክ ስፖርት ከምዝፀብፀቦ÷ ኣብ ሞሮኮ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ምሰጋጠመ ፖርቹጋላዊ ኮኾብ ተፃዋታይ ኣብ ማራካሽ ዝርከብ ሆቴሉ…
ሕብረት ኣፍሪካ ቀዋሚ ኣባል ጉጅለ 20 ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ቀዋሚ ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ኮይኑ።
ቀዳማይ ሚኒስተር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ኒው ደልሂ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ ጉጅለ 20 ሕብረት ኣፍሪካ ናብቲ ጉጅለ ከምዝተፀንበረ ገሊፆም።
እቲ ፅንበራ ብሙሉ ድምፂ ኣባል ሃገራት ጉጅለ…
ኣብ ሞሮኮ ብዘጋጠመ ራዕዲ መሬት ብውሕዱ 300 ሰባት ሞይቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞሮኮ ብዘጋጠመ ራዕዲ መሬት ብውሕዱ 300 ሰባት ሞይቶም።
ካልኦት 153 ሰባት እውን ጉድኣት ከምዘጋጠሞም ተሓቢሩ።
ብተወሳኺ ህንፃት ከምዝፈረሱ፣ ሓይሊ ኤሌክትሪክን ኔት ዎርክ ቴሌፎንን ን10 ደቒቓ ተቛሪፁ ከምዝነበረ ቢቢሲ ፀብፂቡ።…
1 ሺሕን 900 ዓመታት ዘቑፀሩ ናይ ጥንቲ ሮማውያን ወታደራት መገልገሊ ናውቲ ኣብ እስራኤል ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ሺሕን 900 ዓመታት ዘቑፀሩ ናይ ጥንቲ ሮማውያን ወታደራት ይጥቀሙሎም ዝነበሩ መገልገሊ ናውቲ ኣብ በዓልቲታት እስራኤል ከምዝተረኸቡ ተገሊፁ።
በዓል መዚ ጥንታዊ ሓድጊታት እስራኤል ከምዝሓበሮ÷ ኣርኪኦሎጂስታት ኣብ ከባቢ ጠረፍ ምዉት ባሕሪ እስራኤል…
ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ንሕብረት ኣፍሪካ ቀዋሚ መቐመጢ ኣባልነት ንክወሃብ ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ንሕብረት ኣፍሪካ ቀዋሚ መቐመጢ ኣባልነት ንክወሃብ ተስማዕሚዐን።
እቲ ውሳነ 55 ኣባል ሃገራት ንዘለዎ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሕብረት ኣውሮፓ ማዕረ ተመሳሳሊ ደረጃ ዝህብ ኢዩ ተባሂሉ።
ኣባል ጉጅለ 20 ዝኾነት ደቡብ…
ሃገራት እስያ ርክበን ኣጠናኺረን እንተቐፂለን ኣብ ዓለም ዝፍጠሩ ወለውጢታት ብቐሊሉ ክፃወራ ይኽእላ ኢየን – ሊ ችያንግ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት እስያ ርክበን ኣጠናኺረን እንተቐፂለን ኣብ ዓለም ዝፍጠሩ ወለውጢታት ብቐሊሉ ክፃወራ ከምዝኽእላ ቀዳማይ ሚኒስትር ቻይና ሊ ችያንግ ገሊፆም።
መበል 26 ጉባኤ መራሕቲ ቻይና -እስያ ኣብ ኢንዶኒዢያ ጃካርታ ይሳለጥ ኣሎ፡፡
ኣብቲ ጉባኤ…