Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ናሬንድራ ሞዲ ንሓረስቶት ዝኸውን ደገፍ 2 ቢሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ንሓረስቶት ዝኸውን ደገፍ 2 ቢሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሮም።
እቲ ንኣስታት 80 ሚሊየን ሓረስቶት ዝኸውን ደገፍ ዕላዊ ዝተገበረ፥ ኣብታ ሃገር ዝሳለጥ ሃገራዊ ምርጫ ምቕራቡ ስዒቡ ኢዩ ተባሂሉ።
ብዲጂታል…
ቻይናን ኣሜሪካን ቅልውላው ክሌማዊ ለውጢ ንምፍታሕ ብሓባር ክሰርሓ ኢየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይናን ኣሜሪካን መተሓሳሰቢ እናኾነ ዝመፅአ ቅልውላው ክሌማዊ ለውጢ ንምፍታሕ ብሓባር ከምዝሰርሓ ገሊፀን።
እተን ሃገራት ምትሕብባረን ንምድንፋዕ ከምዝተስማዕማዓን ሓበራዊ መግለፂ ከምዘውፃኣን ሚኒስቴር ስነ-ምህዳርን ሓለዋ ከባቢን ቻይና ሎሚ ዕላዊ…
እስራኤል ምስ ሃማስ ትደራደር ከምዘላ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ብሃማስ ዝተዓገቱ ንፁሃን ንምልቃቕ ትደራደር ከምዘላ ተገሊፁ።
ክልቲኦም ኣካላት ኲናት ካብ ዝጅምሩ ጀሚሮም ዝሓዝዎም ዜጋታት ንምልውዋጥ ኣብዚ ሐዚ እዋን ምቅርራቦም ተሓቢሩ።
እቲ ድርድር እንተሰሚሩ ብዕጡቓት ሃማስ ዝተዓገቱ ኣብዝሓ…
ሕብረት ኣውሮፓ ንዩክሬን ካብ ዝሓለፈ ዓመት ጀሚሩ 27 ቢሊየን ዶላር ሓገዝ ምግባሩ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ንዩክሬን ካብ ዝሓለፈ ዓመት ጀሚሩ 27 ቢሊየን ዶላር ወታደራዊ ሓገዝ ከምዝገበረ ሓላፊ ጉዳያት ወፃኢን ፀፅታን እቲ ሕብረት ጆሴፍ ቦሬል ገሊፆም።
ቦሬል ኣቤልጂየም ብራሰልስ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ እተን ኣባል ሃገራት ካብ…
ዴቪድ ካሜሩን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እንግሊዝ ብምዃን ተሸይሞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር እንግሊዝ ዴቪድ ካሜሩን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ብምዃን ተሸይሞም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ሪሺ ሱናክ ሽግሽግ ካቢኔ ኣካይዶም።
ብመሰረት እዚ ሱዌላ ሚኒስትር ውሽጢ ዓዲ ብሬቨርማን ካብ ስልጣኖም ከምዘልዓልዎም ቢቢሲ…
ኣብ ህንዲ ኣብ ህንፀት ዝርከብ መተሓላለፊ በዓልቲ ተጋህሚሱ ልዕሊ 30 ሰራሕተኛታት ኣብ ሓደጋ ምውዳቖም ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ግዝኣት ሂማሊያ ብዘጋጠመ ምግህማስ መሬት ኣብ ከይዲ ህንፀት ዝነበረ መተሓላለፊ መገዲ በዓልቲ ብምግህማሱ ልዕሊ 30 ዝኾኑ ኣብ ህንፀት ዝነበሩ ሰራሕተኛታት ኣብ ሓደጋ ከምዝወደቑ ተሓቢሩ፡፡
ክፋል እቲ ዝተጋህመሰ በዓልቲ÷ ካብ መእተዊ እቲ…
እስራኤል ኣብ ጋዛ ዕለታዊ ናይ ኣርባዕተ ሰዓታት ደው ምባል ተዂሲ ክትገብር ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ጋዛ ዕለታዊ ናይ ኣርባዕተ ሰዓታት ደው ምባል ተዂሲ ንምግባር ምስምዕማዓ ኣሜሪካ ኣፍሊጣ።
ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን እቲ ውሳነ ቅኑዕን ኣብቲ ቀጣና ዝድለ ምምሕያሽ ንምምፃእ ዘለዎ0 ግደ ልዑል ከምዝኾነ ንኢዶም።
እቲ ደው…
ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኣብ ሶሪያ ዝርከብ መኽዘን ኣፅዋር ኲናት ኢራን መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኣብ ሶሪያ ዝርከብ መኽዘን ኣፅዋር ኲናት ኢራን መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት ተገሊፁ።
እቲ መጥቃዕቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሚሊሻታት ኢራን ኣብ ዒራቕ ኣብ ዝርከብ ሰፈር ሰራዊት ኣሜሪካ ንዝፈፀምዎ መጥቃዕቲ ምላሽ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
ኤፍ…
ኣብ ጋዛ ሰብኣዊ ቀረብ ንምቅልጣፍ ኲናት ህድእ ንኽብል ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ሓቲተን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብኣዊ ቀረብ ንምቅልጣፍ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ጋዛ ትፍፅሞ ደብዳብ ቦምቢ ንኽተህድኦ ኣባል ሃገራት ጉጅለ ሸውዓተ ሓቲተን።
ላዕለዎት ዲፕሎማሰኛታት እተን ሃገራት ኣብ ወሽመጥ ጋዛ ሓገዝ ንንፁሃን ንምብፃሕ “ሰብኣዊ ተኹሲ ምቁራፅ” ንኽግበር ምሕታቶም…
እስራኤል ንጋዛ ብወታደራዊ ሓይሊ ክተመሓድር የብላን ክትብል ኣሜሪካ ኣጠንቂቓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ንጋዛ ብወታደራዊ ሓይሊ ክተመሓድር የብላን ክትብል ኣሜሪካ ኣጠንቂቓ።
ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤኒያሚን ኔታንያሁ፥ እስራኤል ወታደራዊ ሓይሊታት ንጋዛ ካብ ምቁፅፃር ሓሊፉ ዝተናወሐ ወታደራዊ ሓላፍነት ክዋፅኡ ኢዮም ኢሎም።
ነዚ ስዒቡ…