Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ኣብ ኣውሮፓ ብዘጋጠመ ሓደጋ ድርቂ ወሓዝቲ ሩባታ የድርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣውሮፓ ብዘጋጠመ ሓደጋ ድርቂ ወሓዝቲ ሩባታ እናድረቑ፣ ዓሳታት እናሞቱን ዝራእቲ እናነቐፁን ከምዝኾኑ ኣሶሺየትድ ፕሬስ ፀብፂቡ። እቲ ፀብፃብ ኣብ ሓደ እዋን ውሕጅ ዝውሕዘሉ ቦታ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዶሮናን ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ዝሞታ ዓሳታት ዝረአዩሉ…

ፊንላንድን ስዊድን ናብ ኔቶ ንኽፅምበራ ናብ ኣሜሪካ ተቐባልነት ረኺበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካው ጆ ባይደን ፊንላንድን ስዊድን ናብ ትካል ቃል ኪዳን ጦር ሰሜን ኣትላንቲክ (ኔቶ) ንኽፅምበራ ኣብ ዘኽእሉ ፕሮቶኮላት ከምዝፈረሙ ተገሊፁ። እተን ሃገራ ናብቲ ትካል ንኽፅምበራ ካብ ሴናተራት ዴሞክራቲክን ሪፐብሊካንን ጥንኩር ሓገዝ…

ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ትካል ኣይሁድ እገዳ ከይተንብር ፕሬዚዳንት እስራኤል ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ትካል ገባሪ ሰናይ  ኣይሁድ እገዳ ከይተንብር ፕሬዚዳንት እስራኤል ሓቲቶም። እቲ ትካል ንምእጋድ ዝግበር ዘሎ ምድፍፋእ ደው ንክብል ድማ ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ በስልኪ ተዛቲዮም። ሚኒስቴር ፍትሒ ሩሲያ ቅርንጫፍ ኤጀንሲ ኣይሁድ…

ውሕመ ንጎንፂ እስራኤልን ፍልስጤምን ዘላቒ መፍትሒ ክወሃብ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ንጎንፂ እስራኤልን ፍልስጤምን ዘላቒ መፍትሒ ክወሃብ ሓቲቱ። ፍሉይ ኣተሓባባሪ ከይዲ ሰላም ማእኸላይ ምብራቕ ውሕመ ቶር ዌንስላንድ፥ ኣብ መንጎ ከልቲአን ሃገራት ትማሊ ዝተገበረ ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ዘተኣማምን…

“ኤፍ.ቢ.ኣይ” ኣብ መንበሪ ገዛ ትራምፕ ሃንደበታዊ ፍተሻ ከምዝገበረ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ምርመራ ኣሜሪካ (ኤፍ ቢ ኣይ)ፍሎሪዳ ኣብ ዝርከብ መንበሪ ገዛ ነበር ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ሃንደበታዊ ፍተሻ ከምዝገበረ ተገሊፁ፡፡ ኣካላት ፍትሒ ክሳብ ሕዚ ነቲ ሃብደበታዊ ፍተሻ ኣመልኪቶም ዝሃቡዎ ርኢቶ የለን ተባሂሉ፡፡ እቲ…

ኬኒያውያን ፕሬዚዳንታዊ መረፃ የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬኒያውያን ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ሎሚ መዓልቲ የካይዱ ኣለዉ። ኣብቲ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ፥ ነበር ፕሬዚዳንት ኡሁሩ ኬንያታ ዝትክኡ ኣርባዕተ ሕፁያት ቀሪቦም። ይኹን እንበር ኣብቲ ምርጫ፥  ምክትል ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ዊሊያም ሩቶን ነበር ቀዳማይ…

ዘይተፈንጀረ ቦምባ ካልኣይ ኲናት ዓለም ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓደ ሩባ ኢጣልያ ጥሒሉ ንሓያሎ ዓመታት ከዘይተፈንጀረ ዝፀንሐ ቦምባ ካልኣይ ኲናት ዓለም ከምዝተረኸበ ተገሊፁ። እቲ 450 ኪሎ ግራም ዝምዘን ቦምባ፥ ኣብ ገምገም እቲ ዝተፀንቀቐ ሩባ “ፖ” እዩ ብገፈፍቲ ዓሳ ተረኺቡ ተባሂሉ። ሰፊሕ ክፋላት…

ኣብ ጣቢያ ኒውክሌር ዝግበር ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ተግባር ርእሰ ቅትለት ኢዩ – ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስግኣት ጎንፂ ኒውክሌር ድሕሪ ብዙሕ ዓማውቲ ዳግም ከምዘንሳዕረረ ዋናፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ገሊፆም፡፡ መንግስታት ናይ ኒውክሌር ዝተዓጠቓ ሃገራት እቲ ጦር መሳርሒ ቀዳማይ ሕርአን ክገብራ ከምዘይግባእ ሓቲቶም። ኣብ ዩክሬን…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ኣፍሪካ ዝገብሩዎ ዑደት ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ኣፍሪካ ዝገብሩዎ ዑደት ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ጀሚሮም። እቲ ዑደት ኣንቶኒ ብሊንከን÷ ሩሲያ ኣብ ኣፍሪካ ዘለዋ ፅዕንቶ ንምድንፋዕ ትገብሮ ፃዕሪ ንምምካት ከምዝኾ ተገሊፁ፡፡ ብምዃኑ ድማ ፈላማይ…

ፓርላማ ሶማሊያ ሽመት 26 ኣባላት ካቢኔ ኣፅቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊያ ኮይኖም ካብ ዝሽወሙ 40 መዓልቲ ዝኾኖም ሃምዛ ኣብዲ ባሬ ዘቕረቡዎም 26 ኣባላት ካቢኔ ፓርላማ እታ ሃገር ኣፅቑዎ። እቲ ካቢኔ ምክትል መራሒ ኣልሻባብ ንዝነበረ ሙክታር ሮቦው ኣቡ ማንሱር ከምዘካተተ እውን ሲ ጂ ቲ ኤን…