Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ቻይና በዓል 11 ቢሊየን ዶላር ፕሮጀክት ዝሕደስ ሓይሊ ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና በዓል 11 ቢሊየን ዶላር ፕሮጀክት ዝሕደስ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዕላዊ ገይራ። ኣብ ቻይና በረኻ ሞንጎሊያ ዝትግበር እቲ ፕሮጀክት እንትዛዘም ብተወዳዳራይነቱ ካብ ዓለም ዝዓበየ ከምዝኾነን 16 ሚሊየን ኪሎ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ፀሓይን…

ኣሜሪካ ንታይዋን ናይ 200 ሚሊየን ዶላር መሸጣ ኣፅዋር ኲናት ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ንታይዋን ናይ 200 ሚሊየን ዶላር መሸጣ ኣፅዋር ኲናት ፀረ ታንኪ ውዕል ኣፅዲቑ። እቲ ስምምዕነት ናይ ታይዋን ዘርፈ ብዙሕ ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ብምጉልባት ዓብዪ ግደ ከምዘበርከት ተገሊፁ። እቲ ውዕል ኣብ መነጎ…

ሩሲያ ወሰን ዋጋ ነዳዲ ምዝወሰና ሃገራት ነዳዲ ከይሽየጥ ኣጊዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሩሲያ ወሰን ዋጋ ነዳዲ ምዝወሰና ምዕራባውያን ሃገራት ነዳዲ ከይሽየጥ ወሲና። ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ወሰን ዋጋ ነዳዲ ምዝወሰና ሃገራት ነዳዲ ከይሽየጥ ዝእግድ ኣዋጅ ውሳነ ከቲሞም። እቶም ፕሬዚዳንተር ከምዝሓበሩዎ÷ ሃገራት ምዕራብ…

ሩሲያ ናብ ኣውሮፓ ትገብሮ ቀረብ ጋዝ ዳግም ክትጅምር ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ብወገን መስመር ጋዝ ያማል- ኣውሮፓ ኣቢላ ናብ ኣውሮፓ ትገብሮ ቀረብ ጋዝ ዳግም ከምትጅምር ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ኣሌክሳንደር ኖቫክ ገሊፆም። ኣብ ኣውሮፓ ሕፅረት ጋዝ ከምዝቐፀለ ዝሓሩ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒትር÷ ኣብቲ ቦታ…

ብሪታንያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ብሰንኪ ዝፈፀመቶ ምፍልላይ 33 ቢሊየን ዮሮ ኣስኢኑዋ-መፅናዕቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪታንያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ብሰንኪ ዝፈፀመቶ ምፍልላይ(ብሪኤግዚት)  33 ቢሊየን ዮሮ ኣስኢኑዋ ክብል መፅናዕቲ ሓቢሩ። እቲ መፅናዕቲ፥ ብሪታኒያ ነቲ ሕብረት ለቒቓ ምውፃኣ ኣብ ምዕባለ ኢኮኖሚኣ ኣሉታዊ ፅዕንቶ ከምዘዕረፈ ገሊፁ። ኣብቲ…

ኣብ ኣሜሪካ ብኮቪድ-19 ዝተተረሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 100 ሚሊየን ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ብኮቪድ-19 ዝተተረሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 100 ሚሊየን ከምዝዛየደ ተገሊፁ። ሓበሬታ ዩኒቨርሲቲ ጆን ሆፕኪንስ ከምዘመላኸቶ÷ እቲ ለበዳ ቫይረስ ኣብታ ሃገር ካብ ዝውላዕ ጀሚሩ ዘሎ ሰለስተ ዓመታት 100 ሚሊየን 2 ሺሕን 248 ሰባት…

በጀት መንግስቲ ፌዴራል ኣሜሪካ 1 ነጥቢ 7 ትሪሊየን ዶላር ንክኸውን ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣሜሪካ በጀት እታ ሃገር 1 ነጥቢ 7 ትሪሊየን ዶላር ንክኸውን ረቂቕ ኣቕሪቦም። እቲ ናብ ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ዝቐረበ ሕቶ በጀት ምስ ዝሓለፈ ዓመት አንትነፃፀር ኣዝዩ ብዙሕ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ካብቲ ዝተሓተተ…

ውሕመ ሓለዋ ብዝሃ ህይወት ኣብ ምምዕባል ዝርከባ ሃገራት ንምሕጋዝ 20 ቢሊየን ዶላር ረቂቕ ሓገዝ ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንሓለዋ ብዝሃ ህይወት ኣብ ምምዕባል ዝርከባ ሃገራት ዝግበር ሓገዝ ብንኡሱ ናብ 20 ቢሊየን ዶላር ክብ ንኽብል ዝሓትት ረቂቕ ሓገዝ ኣቕሪቡ። ውሕመ ዘቕረቦ ረቂቕ ብኢኮኖሚ ዝማዕበላ ሃገራት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2025…

ኣሜሪካ ናብ ዩክሬን ፀረ ሚሳኤል እንተልኢኻ ሩሲያ ግብረ መልሲ ከምትወስድ ኣጠንቂቓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሜሪካ ፓትሪዮት ዝተብሃለ ዘበናዊ ፀረ-ሚሳኤል ናብ ዩክሬን ትልእኽ እንተኾይና ኣድላዪ ዓፀፋዊ ግብረ መልሲ ክወስድ ኢ ክትብል ሩሲያ ኣጠንቂቓ። ኣሜሪካ ፓትሪዮት ዝተብሃለ ኣዚዩ ዘበናዊ ፀረ ሚሳኤል ናብ ዩክሬን ንምልኣኽ ኣድላዪ ቅድመ ምድላው…

ኣሜሪካ እገዳ ንዘንበረትሎም ፍሪያታት እቶት ቻይና ፍቓድ ክትህብ ኢያ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ እገዳ ንዘንበረትሎም ፍሪያታት እቶት ቻይና ፍቓድ ክትህብ ኢያ ተባሂሉ። ፕሬዚዳንት ኣ ሜሪካ ጆ ባይደን ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ኣብ ቀረባ እዋን ድሕሪ ዝገበርዎ ዘተን ብሓባር ንምስራሕ ዘርኣይዎ ድልየትን ስዒቡ እቲ እግድ ዝለዓል…