Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ፕሬዚዳንት ቻይና “ኣብ ዉሽጣዊ ጉዳይ ታይዋን ኢድ ምእታው ብሓዊ ከም ምፅዋት ይቑፀር” ክብሉ ጆ ባይደን ኣጠንቂቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ “ኣብ ዉሽጣዊ ጉዳይ ታይዋን ኢድ ምእታው ብሓዊ ከም ምፅዋት ይቑፀር” ክብሉ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣጠንቂቖም። ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣሜሪካ ናንሲ ፔሎሲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ታይን ንምጉዓዝ ትልሚ…

ኣይ ኤም ኤፍ ግምታት ምዕባለ ኢኮኖሚ ዓለም ብ3 ነጥቢ 2 ሚኢታዊት ኣትሒቱዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ግምታት ምዕባለ ኢኮኖሚ ዓለም ብ3 ነጥቢ 2 ሚኢታዊት ኣትሒቱዎ። ዓለም ኣብዚ ሐዚ እዋን ብዝቕባበ ዋጋ፣ ለበዳ ቫይረስ ኮሮናን ጎንፂ ዩክሬንን ኣብ ልዑል ፀገም ጥሒላ ምህላዋ ስዒቡ ኢዩ ኣይ ኤም ኤፍ ነቲ…

ቻይና ምትሕብባር ሰላምን ድሕንነትን ቻይናን ኣፍሪካን ንክጠናኸር ፃውዒት ኣቕሪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምትሕብባር ሰላምን ድሕንነትን ቻይናን ኣፍሪካን ንክጠናኸር ፃውዒት ኣቕሪባ። ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ቻይና ዌይ ፌንጌ ኣብ መድረኽ ፎረም ሚኒስቴራት ቻይናን ኣፍሪካን ኣብ ዘመሓላለፍዎ ፅሑፋዊ መልእኽቲ ፕሬዚዳንት ሺ ጂንፒንግ፥ ሓበራዊ…

ኣብ ኣሜሪካ ልዑል ዋዒ ዘበገሶ ባርዕ ሓዊ ብቕፅበት ይሰፍሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ልዑል ዋዒ ዘበገሶ ባርዕ ሓዊ ብቕፅበት ይሰፍሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። እዚ ድማ ኣብ ልዕሊ ጥዕና ዜጋታት ኣሜሪካ ፀገም ይፈጥር ኣሎ ተባሂሉ። ኣብ ኣሜሪካ ካሊፎርኒያ ዮሴሚት ኣብ ፅግዓ ብሄራዊ ፓርክ  ልዑል ዝኾነ ባርዕ ሓዊ ብቅልጡፍ…

ሓዳሽ ፕሬዚዳንት ህንዲ ድሮፓዲ ሙርሙ ቃለ ማሕላ ፈፂመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ )ድሕሪ 15 ዓመታት ሓዳሽ ጓ ኣንስተይቲ ፕሬዚዳንት ህንዲ ኮይነን ዝተመረፃ ድሮፓዲ ሙርሙ ቃለ ማሕላ ከምዝፈፀማ ተገሊፁ፡፡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ርእሰ ከተማ እታ ሃገር ኒው ደልሂ ኣብ ዝርከብ ማእኸላዊ ፓርላማ ኣዳራሽ ቃለ ማሕላ ዝፈፀማ ድሮፓዲ ሙርሙ፥…

ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ናብ ካይሮ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ዕላዊ ዑደት ንምግባር ናብ ካይሮ ኣቲዮም፡፡ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ሩሲያ ማሪያ ዛካሮቫ ከምዝሓበሩዎ፥ ላቭሮቭ ኣብ ካይሮ ፃንሒቶም ምስ ሰብ መዚ ግብፂ ክዝትዩ ኢዮም ዝብል ትፅቢተር ኣሎ፡፡…

ሩሲያ ሸቀጣት ናብ ኣፍሪካ ንምብፃሕ ኩለመዳይ ምንቅስቓሳት ትገብር ኣላ – ሰርጌ ላቭሮቭ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሩሲያ ፍርያታት ምግቢ ናብ ኣፍሪካ ንምብፃሕ ኩለመዳይ ምንቅስቓሳት እናገበረት ምዃና ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ሰርጌ ላቭሮቭ ገሊፆም። ሩሲያ ብምዕራባውያን ኣብ ውሽጢ ፅዕንቶ ማዕቐብ ዋላ ትኹን እምበር፥ “ንኣፍሪካውያን ዝኣተወቶ ምግቢ፣ ዘበናዊ…

ጆ ባይደን ንምፅዋር ለውጢ ክሌማ ዝኸውን 2 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ሰሊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳነት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ንምፅዋር ለውጢ ክሌማን ተፈጥሮኣዊ ሓደጋታትን ዝኸውን 2 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ሰሊዖም። እቶም ፕሬዚዳንት ብሰንኪ ምውሳኽ ለውጢ ክሌማ ልዑል ሙቐት ኣብ ሃገራት ኣውሮፓን ሰሜን ኣሜሪካን ፅዕንቶ ምፍጣሩ ገሊፆም።…

ንቦሪስ ጆንሰን ዝትክኡ ናይ መወዳእታ ክልተ ሕፁያት ተፈሊጦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንቦሪስ ጆንሰን ነምትካእ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መረፃ ሪሺ ሱናክን ሊዝ ትረስን ናይ መወዳእታ ክልተ ሕፁያት ኮይኖም ቀሪቦም። ኣብ ዝተኻየደ መረፃ ሱናክ 137 ድምፂ ብምርካብ እንትመርሑ፥ ትረስ ድማ 113 ድምፂ ብምርካብ ካልኣይቲ ኮይነን፡፡…

ማዕበል ሙቐት ኣብ ደኒታት ኣውሮፓ ጉድኣት የብፅሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብዙሓት ሃገራት ኣውሮፓ ዘጋጠመ ልዑል ሙቐት ብዘልዐሎ ባርዕ ሓዊ ልዑል ዕንወት እናስዐበ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብዝሑል ንብረት ኣየር ትፍለጥ ብሪታኒያ ንፈለማ እዋን ልዕሊ 40 ዲግሪ ሴንቲ ግሬድ ዝኾነ መጠን ሙቐት ኣመዝጊባ። ኣብ ጀርመን እውን…