Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኣብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ብራዚል ሉላ ዳ ሲልቫ ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብራዚል ዝተኻየደ ፕሬዚዳንታዊ ነረፃ ቅድሚ ሕዚ ነታ ሃገር ዝመርሑ ሉላ ዳ ሲልቫ ኣብ ስልጣን ንዝነበሩ ዣዬ ቦልሶናሮ ብምስዓር ተዓዊቶም።
ኣብ መወዳእታ ኣወሃህባ ድምፂ ሉላ ዳ ሲልቫ 50 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ድምፂ ብምርካብ ክዕቱ ክኢሎም።…
ኢሎን መስክ ዕድጊት ትዊተር ብ44 ቢልዮን ዶላር ፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓለምና እቲ ዝሃብተመ ሰብ ኢሎን መስክ ንትዊተር ብ44 ቢልየን ዶላር ከምዝዓደጐ ተገሊፁ።
ላዕለዋይ ሓላፊ ትዊተር ፓራግ ኣግራዋል ዝርከቦም ብዙሓት ሓለፍቲ ትዊተር ካብ ስራሕ ከምዝተሰጐጕ’ውን ይሕበር ኣሎ።
ኢሎን መስክ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…
ኢራን ኣብ ልዕሊ ትካላትን ውልቀ ሰባትን ሕብረት ኣውሮፓ ማዕቐብ ኣንቢራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ኣብ ልዕሊ ነግብረ ራ”ዕዲ ይድግፉ ኢዮም ዝበለቶም ትካላትን ውልቀ ሰባትን ሕብረት ኣውሮፓ ማዕቐብ ኣንቢራ።
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ሁሴን አሚር አብዱላሂያን፥ እቲ ማዕቐብ ዝተነበረሎም ትካላትን ውልቀ ሰባትን ግብረራዕዲነትን ግብረ…
ለውጢ ንብረት ኣየር ብብርኪ ዓለም ልዑል ቅልውላው ጥዕና እናሰዐበ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ለውጢ ንብረት ኣየር ብብርኪ ዓለም ልዑል ቅልውላው ጥዕና እናሰዐበ ከምዝኾነ ሰብ ሞያ ኣፍሊጦም።
ውድብ ጥዕና ዓለም ሓዊሱ ካብ ዝተፈላለዩ ትካላት ዝተውፃእፅኡ 99 ሰብ ሞያ ዕላዊ ኣብ ዝገበሩዎ ውፅዕቲ መፅናዕቲ ጥዕና÷ ለውጢ ንብረት ኣየር ብብርኪ…
ሪሺ ሱናክ ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪታኒያ ብምዃን ብዕሊ ተሸይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሪሺ ሱናክ ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪታኒያ ብምዃን ብዕሊ ተሸይሞም።
ሱናክ ተሰናባቲት ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣዶ መንበር ኣጥባቒ ፓርቲ ብሪታንያ ሊዝ ትረስ ብምትካእ ከምዝተመረፁ ይፍለጥ።
ሎሚ መዓልቲ ድማ ንንጉስ ቻርለስ ኣብ ቤተ መንግስቲ ቤኪንግሃም…
ሱናክ ቀፃሊ ቀዳማይ ሚኒሰስትር ብሪታኒያ ምዃኖም ኣረጋጊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሪሺ ሱናክ ቀፃሊ ቀዳማይ ሚኒሰስትር ብሪታኒያ ምዃኖም ኣረጋጊፆም።
ሱናክ ተሰናባቲት ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣዶ መንበር ኣጥባቒ ፓርቲ ብሪታንያ ሊዝ ትረስ ንምትካእ ተቐባልነት ረኺም።
ተናሓናሒ ሱናክ ብምዃን ዝቐረቡ ፔኒ ሞርዳውንት ንባዕሎም…
ኢራን 40 ተርባይናት ጋዝ ንሩሲያ ክትሸይጥ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ብናይ ባዕላ ዓቕሚ ዘፍረየቶም 40 ተርባይናት ጋዝ ንሩሲያ ንምሻጥ ስምምዕነት ኩንትራት ከምዝኸተመት ተገሊፁ።
ኢራን ኣብዚ ሕዚ እዋን 85 ሚኢታዊ ዝኸውን ምስ ቀረብ ጋዝ ተተሓሒዙ ኣፅዋርን ናውቲን ኣብ ውሽጢ ሃገር ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ከምዘለዋ…
ኢራን ኣብ ልዕሊ ሰብ መዚን ትካላትን እንግሊዝ ማዕቀብ ኣንቢራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢራን ግብረ ራዕዲ ደጊፎም ኣብ ልዕሊ ዝበለቶም ሰብ መዚን ትካላትን እንግሊዝ ማዕቀብ ኣንቢራ።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኢራን÷ ግብረ ራዕዲን ጉጅለ ግብረ ራዕዳውያንን ብምድጋፍ፣ ብምልዕዓል፣ መጥቃዕቲን ፅልኢን ብምቕስቃስን ኣብ ጥሕሰት ሰብኣዊ…
ኣብ ቀረባ እዋን ዝተመረፃ ቀዳማይቲ ሚኒስትር ብሬታኒያ ሊዝ ትረስ ስልጣነን ለቒቐን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ዝተመረፃ ቀዳማይቲ ሚኒስትር ብሬታኒያ ሊዝ ትረስ ስልጣነን ለቒቐን።
ሊዝ ትረስ ቅድሚ 44 መዓልታት ቀዳማይቲ ሚኒስትር ብሬታኒያ ብምዃን ምምራፀን ይዝከር።
እተን ቀዳመይቲ ሚኒስትር፥ “ናብ ስልጣን ዝመፃእኹ ኢኮኖሚያዊን ዓለም…
እስራኤል ሕቶ ኣፅዋር ዩክሬንን ውድቂ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ናብ ዩክሬን ኣፅዋር ከምዘይትልእኽ ኣፍሊጣ፡፡
ሚኒስትር ፍትሒ እስራኤል ጊዴኦን ሳኣር ÷ “ንዩክሬን ንገብሮ ሓገዝ ቀረብ ኣፅዋር ኣየካትትን፤ ኣብዚ ጉዳይ ለውጢ ቅዋም ኣይገበርናን” ኢሎም፡፡
ሚኒስትር ጉዳያት ዳያስፖራ እስራኤል ዝኾኑ…