Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ቻይና ጦር መርከብ ኣሜሪካ ንድሕንነተይ ስግኣት ኮይኑኒ ክትብል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ጦር መርከብ ኣሜሪካ ኣብ ጥቓ ታይዋን ምርኣያ ስዒቡ መጠንቀቕታ ሂባ። ቻይና “ኣሜሪካ ሰላመይ ንምህዋኽን ኣብቲ ዞባ ዘይምርግጋእ ንምፍጣረውን ብሚሳኤል ተሸከምቲ መርከብ ባሕሪ ዝተሓገዘ ወታደራዊ ምንቅስቓስ ገይራ ኢያ” ክትብል ገሊፃ፡፡…

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ዘንበሮ ማዕቐብ ንምልሕላሕ ከምዘአንፈተ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ዘንበሮ ማዕቐብ ብምልሕላሕ ብብርኪ ዓለም ዘሎ ቅልውላው ነግዲ ዘበናዊ ድኹዕን ምግበን ንምቅልጣፍ ከምዘአንፈተ ተገሊፁ። እቶም መመሓየሺታት ማዕቐብ መፃኢ ዕለተ ረቡዕ ክፀድቁ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ብፍላይ…

ስዊድንን ፊንላንድን ናብ ኔቶ እንተተፀምቢረን ንሩሲያ ኣየስጋኣን – ቭላድሜር ፑቲን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዊድንን ፊንላንድን ናብ ትካል ቃል ኪዳን ጦር ሰሜን ኣትላንቲክ (ኔቶ) እንተተፀምቢረን ንሩሲያ ኣየስጋኣን ክብሉ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሜር ፑቲን ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ፑቲን እዚ ዝበሉ፥ ንመራሕቲ ኣባል ሃገራት ኣብ ሞስኮ ናይ ዝርከብ ሓበራዊ…

ኣብ ጋና  ማርበርግ ዝተብሃለ ሓደገኛ ተላባዒ ቫይረስ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋና ንመፈለምታ እዋን ማርበርግ ዝተባህለ ሓደገኛ ተላባዒ ቫይረስ ከምዝረኸበት ኣፍሊጣ። ክሳብ ሐዚ በቲ ቫይረስ ዝተጠቕዑ ክልተ ሰባት ከምዝረኸበት እውን ኣረጋጊፃ። እቲ ቫይረስ፥ ከም ቫይረስ ኢቦላ ሓያል ሕማም ረኽሲ ዘስዕብ ቫይረስ እዩ ተባሂሉ።…

እኽሊ ካብ ዩክሬን ንዕዳጋ ዓለም ኣብ ዝቐርበሉ ኩነታት ብምጥማት ኣብ ስምምዕነት ተበፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ፣ ዩክሬን፣ ቱርክን ሰብ መዚ ውሕመን እኽሊ ካብ ዩክሬን ብፀሊም ባሕሪ ኣቢሉ ናብ ዕዳጋ ዓለም ኣብ ዝቐርበሉ ኩነታት ብምጥማት ኣብ ስምምዕነት ተበፂሑ። ሚኒስትር ምክዕልኻል ሃገር ቱርኪ ሁሉሲ አካር ትማሊ ከምዝበልዎ፥ እተን ሃገራትን ሰብ መዚ…

ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪታኒያ ቦሪስ ጆንሰን ዝትክኡ 8 ሕፁያት ተወዳደርቲ ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪታኒያ ቦሪስ ጆንሰን ዝትክኡ ሸሞንተ ሕፁያት ተወዳደርቲ ከመዝቐረቡ ኮሚቴ ኣፈፃሚ ምርጫ እታ ሃገር ገሊፁ። ዓቃቢ ሰልፊ ብመሪሕነት ንምውድዳር ሕፁያት ኮይኖም ዝቐረቡ፥ ሪሺ ሱናክ፣ ሊዝ ትሩስ፣ ኬሚ ባዴኖች፣ ፔኒ ሞርዳውንት፣…

መርከብ ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ ግዝኣት ቻይና ብምጥሓስ ከምዝኣተወ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርከብ ሓይሊ ሰራዊት ባሕሪ ኣሜሪካ ግዝኣት ቻይና ብምጥሓስ ሎሚ ከምዝኣተወ ተገሊፁ። ሰራዊት ምክልኻል ቻይና ከምዝበሎ፥ እታ መርከብ ብዘይካ ፍቓድ መንግስቲ ቻይና ኣብ ደቡባዊ ባሕሪ ቻይና ኣብ ዝርከባ ደሴታት ከባቢ ብወነና ኣቲያ። ኣፈኛ እዝ…

ሕብረት ኣውሮፓ ክሳብ ሐዚ 13 ነጥቢ 8 ቢሊየን ዶላር ዝዋግኦም ሃፍቲታት ሩሲያ ከምዝኣገደ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ክሳብ ሐዚ 13 ነጥቢ 8 ቢሊየን ዶላር ዝዋግኦም ሃፍቲታት ሩሲያ ከምዝኣገደ ኣፍሊጡ። እቲ እገዳ ሩሲያ 24 ለካቲት 2022 ኣብ ልዕሊ ዩክሬን መጥቃዕቲ ድሕሪ ምፍፃማ ዝተገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኮሚሽነር ፍትሒ እቲ ሕብረት…

መንግስታት ኤርትራን ሶማልያን መዘክር ሓባራዊ ስምምዕ ኸቲሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኤርትራ ወግዓዊ ምብፃሕ ዘካይዱ ዘሎዉ ፕሬዚዳንት ሶማልያ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ምስ ፕሬዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ መዘክር ሓባራዊ ስምምዕ ከምዝከተሙ ተገሊፁ። ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ  ኢትዮጵያ ከምዝሓበሮ፥ ሃገረ ኤርትራን ፈደራላዊት ሪፓብሊክ…

ፕሬዚዳንት ፑቲንን ኤርዶኻን ኣብ ክልተኣዊን እዋናዊ ኩነታት ዩክሬንን ስልክ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቨላድሚር ፑቲንን ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ታይፕ ኤርዶኻንን ኣብ ክልተኣዊን እዋናዊ ኩነታት ዩክሬንን ስልክ ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባርን ልውውጥ ንግዲን ክልቲአን ሃገራት ንምድንፋዕ፣ ማዕቐፋት ኮንትራት ሕጊ…