Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኣብ 2ይ ኲናት ዓለም ዝተሳተፋ ክልተ ኣውሮፕላናት ተጋጭየን ከምዝተሓምሸሻ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2ካልኣይ ኲናት ዓለም ዝተሳተፋ ክልተ ደርበይቲ ቁምቡላ ኣውሮፕላናት ኣሜሪካ ተጋጭየን ከምዝተሓምሸሻ ተገሊፁ።
እተን ታሪኻውያን ኣውሮፕላናት÷ ኣብ ከተማ ዳላስ ምርኢት ኣየር እናርአያ ኣብ ዝነበራሉ እዋን ከምዝተጋጨዋ ተሓቢሩ፡፡
ብዝተፈጠረ…
ፕሬዚዳንት ባይደንን ዢን ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ክዛተዩ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ናብ ስልጣን ካብ ዝመፅኡ ንፈለማ እዋን ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ዢ ጂንፒንግ ንፈለማ እዋን ብኣካል ብምርኻብ ክዛተዩ ኢዮም።
ክልቲኦም መራሕቲ፥ ኣብ ዝመፅእ ሰኑይ ኣብ ባሊ ኣብ ዝካየድ ዋዕላ ሃገራት ጉጅለ 20 ኢዮም…
ኣሜሪካን ሩሲያን ብይሕደር ዘፅንሐኦ ድርድር ምንካይ ኣፅዋር ኒውክሌር ክጅምራ ኢየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካን ሩሲያን ብይሕደር ዘፅንሐኦ ድርድር ምንካይ ኣፅዋር ኒውክሌር ንምዝታይ ክራኸባ ኢየን።
ዲፕሎማሰኛታት ኣሜሪካን ሩሲያን ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ግብፂ ከምዝራኸቡ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኔድ ፕራይስ ምዝራቦም ኣር ቲ ፍልፍል…
“ዓለም ናብ ገሃነም ትቕየር ኣላ” – ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግብፂ ሻርም ኤል ሸክ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 27 ጉባኤ ለውጢ ንብረት ኣየር፤ “ዓለም ናብ ገሃነም ትቕየር ኣላ” ክብሉ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ገሊፆም።
ለውጢ ንብረት ኣየር ናስዐቦ ዝርከብ ሓደጋ ኣብ…
ፕሬዚዳንት ሩቶ ኣፍሪካ ኣብ ለውጢ ክሌማ ቅድም ክብል ዝተገበሩ ስምምዕነታት ብህፁፅ ንክትግበሩ ሓቲቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊልያም ሩቶ ኣፍሪካ ኣብ ለውጢ ክሌማ ቅድም ክብል ኣብ ዝተገበሩ ኣኼባታት ዝተገበሩ ስምምዕነታት ብህፁፅ ንክትግበሩ ሓቲቶም።
እቶም ፕሬዚዳንት፥ ብምኽኒያት እቲ ለውጢ ክሌማ ኣብ ኣፍሪካ ዝበፅሑ ዘለዉ ፅዕንቶታት ከም ኣህጉር እኹል…
ኣውሮፕላን ተጓዓዝቲ ታንዛኒያ ኣብ ቃላይ ቪክቶሪያ ተሓምሺሻ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)49 ሰባት ኣሳፊራ እናተጓዓዝ ዝነበረት ኣውሮፕላን ታንዛኒያ ኣብ ቃላይ ቪክቶሪያ ከምዝተሓምሸሸት ተገሊፁ።
ካብ ዳሬሰላም ናብ ከተማ ቡኮባ እናተጓዓዘት ዝነበረት እታ ኣውሮፕላን÷ ኣውሎ ንፋስን ከቢድ ዝናብን ከመዘጋጠማን ንምሕምሻሻ ምኽንያት…
ኣብ መረፃ እስራዔል ቤኒያሚን ኔታንያሁ ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እስራዔል ዝተኻየደ መረፃ ቤኒያሚን ኔታንያሁ ተዓዊቶም።
ኮሚሽን ማእኸላይ መረፃ እታ ሃገር ውፅኢት መረፃ ዕላዊ ገይሩ።
ንእስራኤል በቀዳማይ ሚኒስትርነት እናመርሑ ዝፀንሑ ያይር ፐላፒድ እውን ንተናሓናሒኦም ፀዊዖም እቲ ውፅኢት ከምዝቕበሉዎ…
ሰሜንን ደቡብ ኮሪያ ተኹሲ ተለዋዊጠን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜንን ደቡብ ኮሪያ ተኹሲ ከምዝተለዋወጣ ተገሊፁ፡፡
ክልቲአና ሃገራት ዝተለዋወጠኦም መጥቃዕቲ ሚሳኤላት÷ ጉድኣት እንተይኣብፅሑ ኣብ ጥቓ ጠረፍ ባሕሪታት ከምዝዓለቡ ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡
ሰሜን ኮሪያ ኣቐዲማ ዝፈነወቶ ሚሳኤል ሶኮቾ ካብ ዝተብሃለት…
ኢራንን ሩሲያን ስምምዕነት 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ዕድጊት ጋዝ ግዥ ተፈራሪመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራንን ሩሲያን ስምምዕነት 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ዕድጊት ጋዝ ግዥ ከምዝተፈራሪማ ተገሊፁ።
ላዕለዋይ በዓል መዚ ቴህራን÷ ዓብዪ ኩባኒያ ኣፍራዪ ጋዝ ሩሲያ ምስ ዝኾነ ጋዝፕሮም 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ዕድጊት ጋዝ ግዥ ንምፍፃም ውዕሊ…
ሩሲያ መተሓላለፊ መስመር ፍሪያት እኽሊ ፀሊም ባሕሪ ዓፂያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ፍሪያት እኽሊ ናብ ዕዳጋ ዓለም እትልእኸሉ መስመር ፀሊም ባሕሪ ዳግም ዓፂያ።
እቲ መስመር ዝዓፀወትሉ ምኽኒያት፥ ዩክሬን ንመተሓላለፊ ፍሪያት እኽሊ ዝተፈቐደ መስመር ንወተሃደራዊ መንቅስቓስ ኣገልግሎት ተውዕሎ ኣላ ብዝብል ከምዝኾነ ተሓቢሩ።…