Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ቁፅሪ ህዝቢ ዓለም ኣብ 2022 መወዳእታ 8 ቢሊየን ከምዝበፅሕ ውሕመ ሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቁፅሪ ህዝቢ ዓለም ኣብ 2022 መወዳእታ 8 ቢሊየን ከምዝበፅሕ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣሚቱ።
ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ፥ ፕላኔትና ብምክንኻን ሓላፍነትና ንዋፃእ ኢሎም።
ነዚ ድማ ብዙሕነትና ብምኽባር ንሰብኣዊነት ቀዳምነት ምሃብ ይግባእ…
ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ እናዳ ምሸታዊ መዘናግዒ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ህይት 15 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ እናዳ ምሸታዊ መዘናግዒ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ህይት 15 ሰባት ሓሊፉ።
እቲ መጥቃዕቲ ለይቲ ዝተፈፀመ እንትኸውን፥ ብዙሓት ከምዝሰሉ ተሓቢሩ።
መጥቃዕቲ ዝፈፀሙ ኣካላት ድሕሪ መጥቃዕቲ ምፍፃሞም ካብቲ ከባቢ ብተሸከርከርቲ…
ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሸኽ ሞሓመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ኤርትራ ኣምሪሖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሸኽ ሞሓመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ኤርትራ ኣምሪሖም።
ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ብመሰረት ዘቕረቡሎም እንግዶት ኢዮም ናብቲ ሃገር ከይዶም ተባሂሉ።
ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ኣብ…
ኤሎን መስክ ትዊተር ንምዕዳግ ዝኣተዎ ውዕል ከምዘቋረፆ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃብታም ዓለም ኤሎን መስክ ኣብ ናይ ትዊተር ዕድጊት ውዕሊ ዝተጠቐሱ ብዙሓት ነገራት ስለዘይተኸበሩ ንትዊተር ብ44 ቢልየን ዶላር ንምግዛእ ኣትይዎ ካብ ዝነበረ ውዕሊ ንገዛእ ርእሱ ከምዘንሳሕበ ተገሊፁ።
ኤሎን መስክ 273 ነጥቢ 6 ቢልየን ዶላር…
ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ጃፓን ሺንዞ ኣቤ ብዝተፈፀሞም መጥቃዕቲ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ጃፓን ሺንዞ ኣቤ ብዝተፈፀሞም መጥቃዕቲ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም።
ሺንዞ ኣቤ፥ ናራ ኣብ ዝተብሃለት ከተማ ናይ ሓደ ሕፁይ ጎስጓስ መደረ እናገበሩ እናሃለዉ ኢዮም ብድሕሪቶም ብጥይት ተወቒዖም ናብ ሆስፒታል ምእታዎም ይፍለጥ።…
ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ጃፓን ሺንዞ ኣቤ ብጥይት ተወቒዖም ሆስፒታል ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ጃፓን ሺንዞ ኣቤ ብጥይት ተወቒዖም ሆስፒታል ኣቲዮም።
ኣቤ፥ ናራ ኣብ ዝተብሃለት ከተማ ናይ ሓደ ሕፁይ ጎስጓስ መደረ እናገበሩ እናሃለዉ ኢዮም ብድሕሪቶም ብጥይት ተወቒዖም።
መሰኻኽር ዓይኒ፥ ሺንዞ ኣቤ ብድሕሪቶም ምስተወቕዑ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ቦሪስ ጆንሰን ካብ ስልጣኖም ንምውራድ ከምዝወሰኑ ኣፍሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪታኒያ ቦሪስ ጆንሰን ብምኽኒያት ዘጋጠሞም ናይ መሪሕነት ቅልውላው ካብ ስልጣኖም ንክወርዱ ምውሳኖም ኣፍሊጦም።
ልዕሊ 30 ኣባላት ካቢነ ሚኒስተራትን ኣብ ልዕሊኦም ዘለዎም እምነት ከምዝጎደለ ብምግላፅ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልታት ካብ…
መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ ብምንሃር ዋጋ ነዳዲ 4 ቢሊየን ዶላር ከምዝስእና ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲታት ኣየር ኣፍሪካ ኣብ ዝተትሓዘ ዓመት ብምኽንያት ምንሃር ዋጋ ነዳዲ ክረኽበኦ ዝነበረን ኣታዊ 4 ቢሊየን ዶላር ከምዝስእና ማሕር መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ ገሊፁ።
ዋጋ ነዳዲ ብልዑል ብርኪ ምውሳኹ ስዒቡ ድማ መገዲ ኣየር ኬንያ ክፍሊት በረርኡ…
ኣብዱል ፈታ ኣል ቡርሃን ሲቪል ኣባላት ሉኣላዊ ቤት ምኽ ሱዳን ኣሰናቢቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ስግግር ሰዳን ሌተናል ጄኔራል ኣብዱል ፈታ ኣልቡርሃን ንሲቪል ኣባላት ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ካብ ስራሕ ከምዘሰናበቱ ተገሊፁ።
እቲ ቤት መኽሪ ኣብ ቴሌግራም ገፁ ከምዝሓበሮ፥ ኣብዱል ፈታ ኣል ቡርሃን ሲቪል ኣባላት…
ክልተ ሚኒስትራት እንግሊዝ ኣመራርሓ ቦሪስ ጆንሰን ብምቅዋም ስረሖም ለቒቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ብሪታኒያ ሳጂድ ጃቪድን ሚኒስትር ፋይናንስ ሪሺ ሱናክን ኣመራርሓ ቀዳማይ ሚኒስትር ቦሪስ ጆንሰን ብምቅዋም ስረሖም ብፍቓዶም ለቒቖም።
ሳጂድ ጃቪድ “ድሕሪ ሕዚ ኣብ ምሕደራ መንግስቲ ቦሪስ ጆምሰን ስረሐይ ብቕንዕና ንምስራሕ ሕልናይ…