Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ጣሊያን ኣብ ሰሜናዊ ክፋል እታ ሃገር ሓደጋ ድርቂ ምግጣሙ ስዒቡ ኣዋጅ ህፂፅ እዋን ኣዊጃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣሊያን ኣብ ሰሜናዊ ክፋል እታ ሃገር ኣብ 70 ዓመት ታሪኻ ኣጋጢሙ ብዘይፈልጥ ሓደጋ ድርቂ ምግጣሙ ስዒቡ ኣዋጅ ህፂፅ እዋን ኣዊጃ።
እቲ ድርቂ ኣጋጢሙ ዘሎ ቅድም ክብል ሲሶ ቀረብ ፍርያት ሕርሻ እታ ሃገር እናሸፈነ ኣብ ዝነበረ ከባቢ ሩባ “ፖ”…
ኣብ ኮፐንሃገን ዝተዓጠቐ ውልቀሰብ ብዝኸፈቶ ተኹሲ ሰባት ከምዝተቐተሉ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዴንማርክ ኮፐንሃገን ዝተዓጠቐ ውልቀሰብ ብዝኸፈቶ ተኹሲ ሰባት ከምዝተቐተሉ ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ።
ብዘጋጠመ መጥቃዕቲ ሰለስተ ሰባት ህይወቶም እንትሓልፍ ኣርባዕተ ሰባት ድማ ከቢድ ጉድኣት ኣካል ከምዝበፅሖም ተሓቢሩ፡፡
ፖሊስ እቲ ተግባር…
ግዝኣት ዶንባስ ሙሉእ ብሙሉእ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ወታደራዊ ሓይሊታት ሩሲያ ኣቲያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014( ኤፍ ቢሲ)ግዝኣት ዶንባስ ሙሉእ ብሙሉእ ካብ ቁፅፅር ዩክሬን ወፂኣ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ወታደራዊ ሓይሊታት ሩሲያ ከምዝኣተወት ሚኒስቴር ምክልኻል ሩሲያ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ምክልኻል ሩሲያ ሰርጌይ ሾይጉ ሎሚ መዓልቲ ንፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ዝገበሩሎም ገለፃ፥…
ኣብ ኳታር ዝተኻየደ ድርድር ኒውክሌር ኢራን ብዘይስምምዕነት ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢራንን ሓያላት ሃገራት ዓለምን ዝተበፅሐ ስምምዕነት ኒውክሌር ስምምነት ንምሕዳስ ኣብ ኳታር ዝተኻየደ ዘተ ብዘይስምምዕነት ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ።
ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2015 ዝተበፅሐ ስምምዕነት ኒውክሌር ንምሕዳስ ዝተኻየደ ናይ…
ኔቶ ፊንላንድን ስዊድንን ብኣባልነት ንምቕባል ወሲኑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኔቶ ፊንላንድን ስዊድንን ብኣባልነት ንምቕባል ወሲኑ።
ጉባኤኡ ኣብ ምስላጥ ዘሎ ኔቶ ክልቲአን ሃገራት ኣብቲ ስምምዕ ሰነድ ኣባልነት ክታመን ንከንብራ ፃውዒት ኣቕሪቡ።
ፊንላንድን ስዊድንን ናብ ኔቶ ብኣባልነት ንምሕዋስ ሕቶ ምቕራበን ይዝከር።…
ኣሜሪካ ክታበት ዓበቕ ህበይ ምሃብ ከምትጅምር ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)300 ዝኣኽሉ ኣሜሪካውያን ብሕማም ዓበቕ ህበይ ምትሓዞም ስዒቡ እታ ሃገር ኣብ ዝተፈላለዩ ግዝኣታታ ክታበት ምሃብ ከምትጅምር ኣፍሊጣ።
ኣብ ዝቕፅሉ ኣዋርሕ እውን ዋይት ሃውስ 300 ሺሕ ክታበታት ንምክፍፋል ትልሚ ከምዘለዎ ተሓቢሩ።
በሚቀጥለው…
ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ኣብ ክሌማዊ ለውጢ ዝላዘብ መዛተዪ ክበብ ንምጥያሽ ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ኣብ ክሌማዊ ለውጢ ዝላዘብ መዛተዪ ክበብ ንምጥያሽ ተስማዕሚዐን።
እቲ ክበብ ወለታዊያን ዝኾና ሃገራት ብምትሕብባር ናህሪ ሙቐት ዓለም ምቁፅፅር ኣብ ዘኽእል ኩነታት ከምዝሰርሕ ኣብ መግለፂአን ኣፍሊጠን።
ብፍላይ ካብ ዓውዲ…
ኢራንን ኣርጀንቲናን ናብ “ብሪክስ” ንምውሃድ ሕቶ ኣቕሪበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራንን ኣርጀንቲናን ናብ “ብሪክስ” ንምውሃድ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሕቶ ከምዘቕረባ ተገሊፁ።
እቲ ሕቶ ኣብ ጉባኤ “ብሪክስ ፕላስ” ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
ፕሬዚዳንት ኢራን ኢብራሂም ራኢሲን ፕሬዚዳንት ኣርጀንቲና ኣልቤርቶ ፈርናንዴዝ ኣብተ ጉባኤ ምስታፎም…
ጋቦንን ቶጎን ናብ ጉጅለ ሓበራዊ ሃገራት ምዕባለ ንምፅምባር ዘቕረቡዎ ሕቶ ተቐባልነት ምርካቡ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋቦንን ቶጎን ናብ ጉጅለ ሓበራዊ ሃገራት ምዕባለ (ኮመን ዌልዝ) ንምፅምባር ዘቕረቡዎ ሕቶ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ተቐባልነት ምርካቡ ተሓቢሩ።
54 ኣባል ሃገራት ዝሓቖፈ ጉጅለ ኮመን ዌልዝ ክልቲአን ሃገራት ተወሰኽቲ ኣባላት ተቐቢሉ ዘሎ ኣብ ሩዋንዳ…
ኢራን ዙልጃናህ ዝተብሃለ ሮኬት ጠፈር ኣወንጪፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኢራን ዙልጃናህ ዝተብሃለ ሳትላይት ዝሽከም ሮኬት ጠፈር ምውንጫፋ ሚዲያ እታ ሃገር ፀብፂቡ።
ቴህራን እታ ሮኬት ዘወንጨፈታ ብሄራዊ ናይ ጠፈር ፕሮግራማ ንምስህሕፋሕ ብምዕላም ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡
ይኹን እምበር ኣሜሪካ ቴህራን ዘወንጨፈታ ሮኬት ንዕላማ…