Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ሩሲያን ውሕመን ተቐራሪቦም ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያን ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ዓለም ለኸ ድሕንነት ምግቢ ንምርግጋፅን ምትሕብባሮም ንምጥንኻርን ተቐራሪቦም ንምስራሕ ተስማዕሚዖም። ፕሬዚዳንት ሩሲያ  ቭላድሜር ፑቲንን ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝን ኣብ ዩክሬንን ካልኦት እዋናዊ ኩነታትን…

መበል 77 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ለውጢ ክሌማ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዝዝቲ መበል 77 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኒው ዎርክ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ “ወሳኒ እዋን ንመፍትሒታት ዝተወሳሰቡ ፀገማት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ምስ ጉባኤ…

ዊሊያም ሩቶ ፕሬዚዳንት ኬንያ ብምዃን ቃለ-ማሕላ ፈፂሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዊሊያም ሩቶ 5ይ ፕሬዚዳንት ኬንያ ብምዃን ቃለ-ማሕላ ፈፂሞም። ኣብቲ በዓለ ሲ፣ት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሐዊሱ መራሕቲ ብዙሓት ሃገራትን ዲፕሎማሰኛታትን ተረኺቦም፡፡ ፕሬዚዳንት ዊሊያም ሩቶ÷ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ዝተኻየደ መረፃ…

ድሕንነት መፈልፈሊ ሓይሊ ኒውክሌር ዛፖሪዢያ ከምዘተሓሳስቦም ፑቲን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሜር ፑቲን ምስ ፈረንሳይ መዘነኦም ኢማኑኤል ማክሮን ኣብ ጉዳይ ድሕንነት መፈልፈሊ ሓይሊ ኒውክሌር ዛፖሪዢያ ኣድሂቦም ዘቲዮም፡፡ ሩሲያ ኣብ ዛፖሪዢያ ዝተኸዘነ ጨረር ዘፈልፍል ሕፃብ ኒውክሌር ኣብ ልዕሊ ሰባት ከቢድ ጉድኣት…

ናይ ዌልስ ልኡል ቻርለስ ንጉስ እንግሊዝ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ዌልስ ልኡል ቻርለስ ንጉስ እንግሊዝ ኮይኖም። እቶም ልኡል ሕልፈት ንግስቲ ኤልሳቤጥ 2ይቲ ስዒቡ መበል 40 ንጉስ እንግሊዝ ከምዝኾኑ ቢቢሲ ፀብፂቡ። ከይዲ ንግስና እታ ሃገር ምስተሳለጠ እቶም ልል ብዕሊ ንግስነኦም ተቐቢሎም መደረ ከስምዑ…

ሩሲያ ምዕራባውያን ዝኣተዉዎ ቃል “ማዕቐብ ሎጂስቲክስ” ኣየልዐሉን ክትብል ከሲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ እኽሊን መዳበሪያን ናብ ዕዳጋ ዓለም ንኽተቕርብ ምዕራባውያን ዝኣተዉዎ ቃል ኣየኽበሩን ክብሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌ ላቭሮብ ኮኒኖም። ምዕራባውያን ኣብ ልዕሊ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ዘንፀላለወ ቅልውላው ቀረብ እኽሊ ንምቅላል…

ሊዝ ትሩስ ሓዳሽ ቀዳማይቲ ሚኒስትር ብሪታንያ ኮይነን ተመሪፀን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊዝ ትሩስ ሓዳሽ ቀዳማይቲ ሚኒስትር ብሪታንያ ኮይነን ተመሪፀን። ትሩስ ተናሓናሒአን ንዝኾኑ ሪሺ ሱናክን ብምስዓር ከምዝተመረፃ ቢበሲ ኣብ ፀብፃቡ ኣመልኪቱ። ሊዝ ትሩስ ኣብቲ መረፃ 81 ሺሕን 326 ድምፂ ዝረኸባ እንትኾና፥ ሪሺ ሱናክ ድማ 60…

ጀርመን ወፃኢ ሓይሊ ንምንካይ ዝኸውን 65 ቢሊየን ዩሮ መትከሊ እግሪ ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመን እናወሰኸ ዝመፅአ ወፃኢ ሓይሊ ንምንካይ ዝኸውን 65 ቢሊየን ዩሮ መትከሊ እግሪ ከምዝሰለዐት ኣፍሊጣ። ጀርመን እቲ ገንዘብ ዕላዊ ክትገብር ዝኸኣለት ኣውሮፓውያን ብምኽንያ ኲናት ሩሲያ ዩክሬን ምስ ዋሕዲ ቀረብ ሓይሊ እናተሃሰዩ ኣብ ዝርከቡሉ…

ሚካኤል ጎርቫቾቭ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር መራሒ ሶቪየት ሕብረት ሚካኤል ጎሮቫቾቭ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። ዝሑል ኲናት ዓለም ብሰላማዊ መገዲ ንኽፍታሕ ከምዘኽኣሉ ዝንገረሎም ጎርቫቾቭ ኣብ 91 ዓመቶም ኢዮም ዓሪፎም። ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1985 ናብ ስልጣን ዝደየቡ…