Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ማኪ ሳል ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ፕሬዚዳንት ሴኔጋልን ማኪ ሳል ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ፕሬዚዳንት ማኪ ሳል ሃገራት ኣፍሪካ ጎንፂ ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ፅዕንቶ ከምዘእተወን ንፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን…
ፕሬዚዳንት ቱኒዚያ ካይስ ሰኢድ 57 ዳያኑ ሕጊ ኣሰናቢቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቱኒዚያ ካይስ ሰኢድ ብግዕዝይናን ግብረ ራዕዲ ብምድጋፍን ዝጠርጠርዎም 57 ዳያኑ ሕጊ ኣሰናቢቶም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ቴሌቪዥን ቀሪቦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣካላት ፍትሒ እታ ሃገር ንገዛእ ረእሶም ካብ ዝተፈላለዩ ገበናት ናፃ…
ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ብምዃን ተመዲቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ብምዃን ተመዲቦም።
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ቢሊንከን ኣብ ትዊተር ሕሳቦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቶም ሓዱሽ ፍሉይ ልኡኽ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝህሉ ዲፕሎማሲያዊ…
ኣባላት ሕብረት ኣፍሪካን ቤት ምኽሪ ኣውሮፓን ኣብ ጉዳይ ዩክሬን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሕብረት ኣፍሪካን ቤት ምኽሪ ኣውሮፓን ኣብ ጉዳይ ዩክሬን ተዛቲዮም።
ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ፕሬዚዳንት ሴኔጋል ማኪ ሳል፥ እቲ ኣኼባ ብሰንኪ እቲ ኲናት ንዘጋጠመ ሕፅረት ኣቕርቦት ምግቢ ከምዝኾነ ገሊፆም።
ማኪ ሳል፥ ዩክሬንን…
ፕሬዚዳንት ሬሲፕ ታይፕ ኤርዶሃን ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ቱርኪ ንኽደራደሩ ሓቲቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ታይፕ ኤርዶሃን ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ኢስታምቡል ንምድርዳር ድሉው ከምዝኾኑ ኣፍሊጦም።
ኤርዶሃን ክልቲአን ሃገራት ኣብ ክቢ ጠረጴዛ ንኽደራደራ ሕቶ ዘቕረቡ፥ ትማሊ ንፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ብስልኪ ኣብ ዘመሓለለፉዎ…
ወተሃደራዊ መንግስቲ ሱዳን ኣብታ ዓዲ ተነቢሩ ዝፀንሐ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣልዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወተሃደራዊ መንግስቲ ሱዳን ቅድሚ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ኣብታ ሃገር ተነቢሩ ዝፀንሐ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣልዒሉ።
ኣብ ሱዳን እቲ ፕሬዚዳንት ነበር ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ብህዝባዊ ናዕቢ ካብ ስልጣን ድሕሪ ምልዓሎም፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2019…
ጦር ሩሲያ ኣብ ዩክሬን ዘካይዶ ወታደራዊ ወፍሪ ዓለም ለኸ ሰብኣዊ ሕጊታት ኣጥቢወቑ የኽብር – ፕሬዚዳንት ፑቲን
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ሩሲያ ኣብ ዩክሬን ዘካይዶ ወታደራዊ ወፍሪ ዓለም ለኸ ሰብኣዊ ሕጊታት ኣጥቢወቑ ከምዘኽብር ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ገሊፆም።
ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ምስ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮንን መራሄ መንግስቲ ጀርመን ኦላፍ ሹልዝን ኣብ…
ሰራዊት ሩሲያ ስትራቴጂካዊት ከተማ ሊማን ሙሉእ ብሙሉእ ተቖፃፂሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ሩሲያ ንዩክሬን ልዑል ስትራቴጂካዊት ከተማ ዝኾነት ከተማ ሊማን ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝተቖፃፅረ ሚኒስቴር ምክልኻል እታ ሃገር ኣረጋጊፁ።
ብኻሊእ መዳይ ኣብ ግዝኣት ሉሃንስክ፣ ዩክሬን ኣስታት 10 ሺሕ ዝኾኑ ወተሃደራት ሩሲያ ከምዝተዋፈሩ…
ምዕራባውያን ንሩሲያ ካብ ኢኮኖሚ ዓለም ንምንፃል ዝገብርዎ ፃዕሪ ኣይዕወትን-ፕሬዚዳንት ፑቲን
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕራባውያን ንሩሲያ ካብ ኢኮኖሚ ዓለም ንምንፃል ዝገብርዎ ፃዕሪ ኣይዕወትን ክብሉ ፕሬዚዳንት ሩሲ ቭላድሚር ፑቲን ገሊፆም።
ፕሬዚዳንት ፑቲን ብኢንተርኔት ኣብ ዝተገበረ ፎረም ሃገራት ኣውሮፓን እስያን ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ንሩሲያ ብማዕቐባት…
ቻይና ምስ ኣፍሪካ ዘለዋ ዲፕሎማሲ ምትሕብባር ኩሉ እዋን ቅድሚት ከምትህቦ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ኣብ ዲፕሎማሲ ቅድሚት ትህቦ ጉዳይ ምስ ኣፍሪካ ዘለዋ ዲፕሎማሲ ምትሕብባር ከምዝኾነ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ዋንግ ዪ ገሊፆም።
ዋንግ ዪ እዚ ዝበሉ፥ ኣብ ቤጂንግ ኣብ ተኸበረ መበል 58 በዓል “መዓልቲ ኣፍሪካ” ኢዩ፡፡…