Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኣብ ጣቢያ ኒውክሌር ዝግበር ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ተግባር ርእሰ ቅትለት ኢዩ – ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስግኣት ጎንፂ ኒውክሌር ድሕሪ ብዙሕ ዓማውቲ ዳግም ከምዘንሳዕረረ ዋናፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ገሊፆም፡፡
መንግስታት ናይ ኒውክሌር ዝተዓጠቓ ሃገራት እቲ ጦር መሳርሒ ቀዳማይ ሕርአን ክገብራ ከምዘይግባእ ሓቲቶም።
ኣብ ዩክሬን…
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ኣፍሪካ ዝገብሩዎ ዑደት ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ኣፍሪካ ዝገብሩዎ ዑደት ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ጀሚሮም።
እቲ ዑደት ኣንቶኒ ብሊንከን÷ ሩሲያ ኣብ ኣፍሪካ ዘለዋ ፅዕንቶ ንምድንፋዕ ትገብሮ ፃዕሪ ንምምካት ከምዝኾ ተገሊፁ፡፡
ብምዃኑ ድማ ፈላማይ…
ፓርላማ ሶማሊያ ሽመት 26 ኣባላት ካቢኔ ኣፅቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊያ ኮይኖም ካብ ዝሽወሙ 40 መዓልቲ ዝኾኖም ሃምዛ ኣብዲ ባሬ ዘቕረቡዎም 26 ኣባላት ካቢኔ ፓርላማ እታ ሃገር ኣፅቑዎ።
እቲ ካቢኔ ምክትል መራሒ ኣልሻባብ ንዝነበረ ሙክታር ሮቦው ኣቡ ማንሱር ከምዘካተተ እውን ሲ ጂ ቲ ኤን…
ቻይና ምስ ኣሜሪካ ኣብ ወሰንቲ ጉዳያት ዘለዋ ምትሕብባር ከምዘቋረፀት ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኣሜሪካ ኣብ ወሰንቲ ጉዳያት ዘለዋ ምትሕብባር ከምዘቋረፀት ኣፍሊጣ።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ እቲ ስጉምቲ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣሜሪካ ናንሲ ፔሎሲ “መትከል ሓንቲ ቻይና” ብምግሃስ ኣብ ታይዋን ምብፃሕ ምግባረን…
ውጥጥ ቻይናን ኣሜሪካን ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዝበለፀ ኢኮኖሚያዊ ቅልውላው ከስዕብ ከምዝኽእል ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉዳይ ታይዋን ዝተጀመረ ውጥጥ ቻይናን ኣሜሪካን ንምብራቕ ኣፍሪካ ዝበለፀ ኢኮኖሚያዊ ቅልውላው ከእትዎ ከምዝኽእል ተገሊፁ።
ካብ ህፁፅ ኣዋጅ ኮቪድ-19 ንምድሓን እናተቃለሰት ትርከብ ኣፍሪካ ብምኅንያት ጎንፂ ሩሲያ ዩክሬን ኣብ ዋጋ መሰረታዊ…
ኣርጀንቲና፣ ቺለ፣ ኢራጓይን ፓራጓይን ንዋንጫ ዓለም 2030 ብሓባር ብምዃን ንምእንጋድ ሓቲተን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ኣርጀንቲና፣ ቺለ፣ ኢራጓይን ፓራጓይን ንዋንጫ ዓለም 2030 ዓ.ም.ፈ ብሓባር ብምዃን ከአንግዳ ዕላዊ ሕቶ ኣቕሪበን።
ዋንጫ ዓለም ንፈለማ እዋን ኣብ 1930 ኣብ ዝተጀመረሉ ኣብ ኡራጓይ’ዩ ከመዝተኻየደ ይዝከር።
እቲ ኣብ 2030 መበል…
ሰራዊት ቻይና ወተሃደራዊ ልምምድ ኣብ ክሊ ደሴት ታይዋን የካይድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ቻይና ወተሃደራዊ ልምምድ ኣብ ክሊ ደሴት ታይዋን የካይድ ኣሎ።
እቲ ወተሃደራዊ ልምምደ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣሜሪካ ናንሲ ፔሎሲ ኣብ ታይዋን ዝገብርኡ ዘለዋ ምብፃሕ ስዒቡ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ።
ዋና ኣዛዚ እዚ ምብራቕ…
እኽሊ ዝፀዓነት መርከብ ዩክሬን ኣብ ወደብ ቱርክ በፂሓ
ኣዲስ ኣበባ፣ ሓምለ 27፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እኽሊ ዝፀዓነት መርከብ ዩክሬን ኣብ ወደብ ቱርክ በፂሓ።
እታ መርከብ ትማሊ ኣብ ጥቓ ወሽመጥ ባሕሪ ቦስፎረስ ግዝኣት ቱርኪ ከምበፅሐት ተሓቢሩ።
ራዞኒ ተባሂላ ትፍለጥ መርከብ ልዕሊ 26 ሺሕ ቶን ምሸላ ባሕሪ ናብ ሊባኖስን ትሪፖሊን ክተብፅሕ ኢያ…
ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ኣሜሪካ ናንሲ ፔሎሲ ናብ ታይዋን ኣምሪሐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ኣሜሪካ ናንሲ ፔሎሲ ናብ ታይዋን ኣምሪሐን።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ፔሎሲ ኣብ ታይዋን ዝገብርኡ ዘለዋ ዑደት ብዝምልከት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ እቲ ዑደት ከምዘውግዞ ሲ ጂ ቲ ኤን ፀብፂቡ።
እቲ ሚኒስቴር ኣብ…
መራሒ ኣልቓዒዳ ኣይመን ኣ’ዘዋሂሪ ብመጥቃዕቲ ድሮን ኣሜሪካ ተቐቲሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ኣፍጋኒስታን ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ድሮን ንመራሒ ኣልቓዒዳ ኣይማን ኣ'ዘዋሂሪ ከም ዝቐተለቶ ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ኣረጋጊፆም።
እቲ መራሒ፥ ሲኣይኤ ብሰንበት ኣብ ካቡል ብዘካየዶ ስርሒት ኣንፃር ግብረ ሽበራ ከም ዝተቐትለ ተሓቢሩ።…