Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት ለተሰንበት 4ይ ቅልጡፍ ሰዓት 5 ሺሕ ሜትሮ ኣመዝጊባ

ኣዲሰ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣብ 5 ሺሕ ሜትሮ ናይ ዓለም 4ይ ቅልጡፍ ሰዓት ኣመዝጊባ። ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣብ በርሊን ኮንቲነንታል ቱር ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 5 ሺሕ ሜትሮ ሪከርድ ክተሰብር ኣይትኽኣል እምበር÷ 14 ደቒቕን 08 ሰከንድን…

ንጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ስነ ስርዓት ሽልማት ኣብ ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ንዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኣብ ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ ስነ ስርዓት ሽልማትን ኣፍልጦን ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ሽልማትን ኣፍልጦን ፕሬዚዳንት ፌዲሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ከምኡ እውን ካልኦት…

ኣብ ሃገራዊ ጉዳያት ምርድዳእ ብምፍጣር ኢትዮጵያ ምህናፅ ይግባእ – ኣይተ ታዬ ደንደኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሓፁር ምፍልላይ ብምውፃእ ኣን ወሰንቲ ሃገራዊ ጉዳያት ሓበራዊ ምርድዳእ ብምፍጣር ንኢትዮጵያ ብሓባር ምህናፅ ናይ ኩሉ ሓላፍነት ክኸውን ከምዝግባእ ሚኒስትር ዲኤታ ሰላም ታዬ ደንደኣ ገሊፆም። “ሃገራዊ መነት ንጥንኩር ህንፀት ሃገር” ብዝብል መሪሕ…

ኣብ ጎንፂ ዝኣተዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብህፁፅ ካብ እስራኤል ክወፅኡ ከምዝደልዩ ቤኒያሚን ኔታንያሁ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ቴል ኣቪቭ ዝተወለዐ ጎንፂ ዝተሳተፈ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብህፁፅ እስኤል ለቒቖም ክወፅ ከምዝደልዩ ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤኒያሚን ኔታንያሁ ገሊፆም፡፡ ኔታንያሁ እቲ ጉዳይ ኣመልኪተቶም ኣብ ዝሃቡዎ ርኢቶ÷ ብዕቑባ ኣብ እስራኤል…

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ክልል ሃረሪ ስራሕቲ ክረምታዊ ወለንታ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ክልል ሃረሪ ስራሕቲ ክረምታዊ ወለንታ ኣካይዱ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ  ዝተረኸባ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብሩቱካን ኣያኖ÷ ስራሕቲ ወለንታ ምስላጥ ስንቂ ምቕማጥ ከምዝኾነ ተዛሪበን፡፡ እቲ ሚኒስቴር…

ሰሜን ኮሪያ ፀላእታ ንምፍርራሕ ዝዓለመ ክሩዝ ሚሳኤል ኣወንጪፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ “ፀላእተይ ንምፍርራሕ” ብዝብል ልምምድ ምስለ-ታክቲካል መጥቃዕቲ ኒውክሌር ምግባር ተሰሚዑ፡፡ ኣብቲ ልምምድ ድማ ዓረር ኒውክሌር ዝተሸከሙ 2 ናይ ነዊሕ ርሕቐት ክሩዝ ሚሳኤላት ናብ ኣንፈት ምዕራብ ኣካላት ማይ ምውንጫፋ ተገሊፁ፡፡…

ኣዲስ ኣበባ ኣባል ፌዴሬሽን ቱሪዝም ከተማታት ዓለም ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ኣባል ፌዴሬሽን ቱሪዝም ከተማታት ዓለም ኮይና። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ እቲ ሰርተፊኬት ኣባልነት ካብ ኣመራርሓ እቲ ፌዴሬሽን ኣብ ቻይና ተቐቢሎም። ፌዴሬሽን ቱሪዝም ከተማታት ዓለም ኣብ 85…

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ተረባሕነት ደቂ ኣንስትዮ ዝተመዝገበሎም ዓወታት ተጎናፂፉ – ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንደቂ ኣንስትዮ ኣብ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ጉዳያት ተረባሕቲ ዝገብሩ ዓወታት ከምዝተጎናፀፈ ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ መበል 8ይ ስሩዕ ኣኼባ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ከተማ ኣዲስ…

ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ ኣብ እስራኤል ምስ ፖሊስ ብምግጫዎም ብዙሓት ከምዝቖሰሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ እስራኤል ዘዳለዎ ምድላው ብምቅዋም ዝወፅኡ ብዙሓት ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ ምስ ፖሊስ ብምግጫዎም ብዙሓት ከምዝቖሰሉ ተገሊፁ። ብሰንኪ እቲ ጎንፂ ሊስፖ መኮንናት አስራኤል ሓዊሱ 140 ሰብ ከምዝቖሰለን ብንኡሱ ሰለስተ ሰባት ካብ…

ንምርግጋፅ ሰላምን ድሕንነትን ክልል ኣምሓራ ቀዳምነት ዝህቡ ኣመራርሓ ናብ ቅድሚት ንምምፃእ ጠመተ ሂብና ክንሰርሕ ኢና-ክልል ኣምሓራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንምርግጋፅ ሰላምን ድሕንነትን ክልል ኣምሓራ ቀዳምነት ዝህቡ ኣመራርሓ ናብ ቅድሚት ንምምፃእ ጠመተ ሂብና ክንሰርሕ ኢና ክብል ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ። መንግስቲ እቲ ክልል ትካላት ፀፅታ ንምጥንኻር ሓለፍቲን ምክትላት ሓለፍቲን…