ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)ቻንስለር ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ብምዃን ተሸይሞም Desta Aug 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)ቻንስለር ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ንክኾኑ ሸይሞምዎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነቲ ሹመት ዝሃብሉ፥ እቲ ዩንቨርስቲ ፈላማይ ብገዛእ ርእሱ ዝመሓደር ዩንቨርስቲ ብምዃን…
ቢዝነስ ብጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ልዕሊ 2 ቢሊየን ዶላር ዝግመቱ ፍሪያታት ወፃኢ ብናይ ውሽጢ ዓዲ ፍሪያታት ከምዝተተክኡ ተገሊፁ Desta Aug 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ዝሓለፈ ባጀት ዓመት ብጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ልዕሊ 2 ቢሊየን ዶላር ዝግመቱ ፍሪያታት ወፃኢ ብናይ ውሽጢ ዓዲ ፍሪያታት ከምዝተተክኡ ተገሊፁ። ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ዝተሳተፍሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕን ትልሚ ቀፃሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ ዓመት እንትንቅበል ልምድታት ብምልዋጥ ንተወሳኺ ዓወት ዘዳልዉና ኩነታት ብምሕባር ክኸውን ኣለዎ-መንግስቲ Desta Aug 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት እንትንቅበል ልምድታት ብምልዋጥ ንተወሳኺ ዓወት ዘዳልዉና ኩነታት ብምሕባር ክኸውን ኣለዎ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ከበደ ዴሲሳ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ 2015 ዓ.ም ከም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 18 መዓልቲ ብሄራት ብሄረሰባት ህዝብታት ብዙሕነት ማዕርነት ንሃገራዊ ሓድነት ብዝብል መሪሕ ቃል ክኽበር ኢዩ Desta Aug 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄራት ብሄረሰባት ህዝብታት ብዙሕነት ማዕርነት ንሃገራዊ ሓድነት ብዝብል መሪሕ ቃል ክኽበር ኢዩ። እቲ በዓል ብምትሕብባር ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ከምዝኽበር ተገሊፁ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣገኘሁ ተሻገር፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስያመ መዓልታት ጷጉመን ዕላዊ ኮይኖም Desta Aug 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ስያመ መዓልታት ጷጉመን ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ፦ 1 ጷጉመን መዓልቲ ኣገልግሎት 2 ጷጉመን መዓልቲ መስዋዕትነት 3 ጷጉመን መዓልቲ ወለንታዊያን 4 ጷጉመን መዓልቲ ኣፍረያይነት 5 ጷጉመን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ጆሃንስበርግ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ 60 ሰባት ሞይቶም Desta Aug 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ከተማ ጆሃንስበርግ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ 60 ሰባት ከመዝሞቱ ተገሊፁ። ካልኦት ልዕሊ 40 ሰባት ድማ ከቢድ ጉድኣት ኣጋጢሙዎም ተባሂሉ። ሰብ መዚ እታ ሃገር ብምውካስ ቢቢሲ ከምዝፀብፀቦ፥ እቲ ሓደጋ ባርዕ በዓል ኣብ በዓል 5…
ቢዝነስ ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ምስ ተወከልቲ ትካል ልምዓት ፈረንሳይ ዘቲየን Desta Aug 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ምስ ተወከልቲ ትካል ልምዓት ፈረንሳይ ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ንኢትዮጵያ ዝጠቕሙ ተወሰኽቲ ፕሮጀክትታት ምትሕብባር ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ተላዚቦም። ክሳብ ሐዚ በቲ ትካል ዝተገበሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዜጋታት ዲጂታል ክእለቶም ንህንፀት ሰላም ከውዕልዎ ከምዝግባእ ተገሊፁ Desta Aug 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ዲጂታል ክእለቶም ንህንፀት ሰላም ከውዕልዎ ከምዝግባእ ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሁሪያ ዓሊ ገሊፀን። ኩባንያ ሜታ ዘሰናደኦ ኣብ ኣድላይነት ዲጂታል ክእለትን ህንፀት ሰላምን ዝጠመተ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። ዲጂታል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ማሊ ዝተነበረ ማዕቐብ ንክናዋሕ ብፈረንሳይ ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ተቓዊማ Desta Aug 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ማሊ ዝተነበረ ማዕቐብ ንክናዋሕ ናብ ውድብ ሕብራት መንግስታት ብመንግስቲ ፈረንሳይ ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ተቓዊማ። ወታደራዊ ጁንታ ማሊ ኣብ ልዕሊ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ባቦከር ኬታ ዕልዋ መንግስቲ ብምግባሩ ማዕቐብ ተነቢሩላ ምፅንሑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውሳነታት መበል 24 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት Desta Aug 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘሳለጦ መበል 24 ስሩዕ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ምስ መንግስቲ ጣሊያን ኣብ ዝተፈረሙ ስምምዕነታት ልቓሕ 56 ሚሊየን ዩሮ ኣድሂቡ ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ እቲ ልቓሕ መዓልኡ ብዝምልከት ዘቲዩ።…