11 ቢሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ክተሓዙ ከምዝተገበረ ፖሊስ ፌዴራል ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ልዕሊ 11 ቢሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ክተሓዙ ከምዝተገበረ ፖሊስ ፌዴራል ገሊፁ፡፡
ላዕለዋይ መምርሒ ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ ዘካየዶ መጠቓለሊ ገምጋም÷ ፀገማት ብምፍታሽ…