Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ንዝሳተፉ ኣትሌታት ምፍናው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዝውክሉ ኣትሌታት ምፍናው ተገይሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምፍናው÷ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ፣ ፕሬዚዳንት ኮሚቴ ኦሊምፒክ ኢትዮጵያ ኣሸብር ወልደጊዮርጊስ (ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን…

ምክትል ፕሬዚዳንት ታይዋን ናብ ኣሜሪካ ምኻዶም ንቻይና ኣቖጢዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ታይዋን ዊሊያም ሌይ ናብ ኣሜሪካ ኒውዮርክ ምእታዎም ንቻይና ከምዘቖጠዐ ተገሊፁ። የታይዋን ምክትል ፕሬዚዳንት ዊሊያም ሌይ አሜሪካ ኒውዮርክ መግባት ቻይናን ክፉኛ ማስቆጣቱ ተሰምቷል፡፡ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ነቲ ጉዳይ…

ብሓደጋ ትራፊክ 3 ኣባላት ሓደ ስድራ ቤት ሓዊሱ ህይወት 6 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሚሌ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሰለስተ ኣባላት ሓደ ስድራ ቤት ሓዊሱ ህይወት ሸዱሽተ ሰባት ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ ካብ ከተማ ሚሌ 14 ሰባት ኣሳፊራ ናብ ከተማ ሰመራ እናተጓዓዘት ዝነበረት ማእኸለወይቲ መመላለሲት ህዝቢ ተሸከርካሪት…

ወራር ዕስለ ኣንበጣ ንምክልኻል ብፕሬዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ዝምራሕ ሓይሊ ዕማም ብምጥያሽ ስራሕ ከምዝጀመረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣጋጢሙ ዘሎ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ንምክልኻል ብርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ዝምራሕ ሓይሊ ዕማም ብምጥያሽ ስራሕ ከምዝጀመረ ተገሊፁ። ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ÷…

ኩለመዳይ ግልጋሎት ጥዕና ንምምሕያሽ እናተሳለጡ ዝርከቡ ተግባራት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም – ዶ/ር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩለመዳይ ግልጋሎት ጥዕና እታ ሃገር ንምምሕያሽ እናተሳለጡ ዝርከቡ ተግባራት ተጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝህነፅ ማእኸል ባዮ ባንክን መፍረዪ መረጋገፂ ፅሬት ናሙና ላቦራቶሪን ሎሚ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብመተዓዳደጊ ገንዘብ ሃገራት ኣፍሪካ ብመሸጣ ትኬት ዝረኸቦ ኣታዊ ብሸርፊ ወፃኢ ንምእካብ እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብመተዓዳደጊ ገንዘብ ዝተፈላለያ ሃገራ ኣፍሪካ ብመሸጣ ትኬት ዝረኸቦ ኣታዊ ብዶላር፣ ፓውንድን ዩሮን ንምእካብ እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር መስፍን ጣሰው÷ መገዲ ኣየራት ብዝኣተወኦ ውዕሊ መሰረት…

ካብ ወፃኢ ዝተገዝአ 16 ሚሊየን ሊትር ዘይቲ ብልዒ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ናብ ሃገር ክኣቱ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወፃኢ ዝተገዝአ 16 ሚሊየን ሊትር ዘይቲ ብልዒ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ናብ ሃገር ከምዝኣቱ ትካል ልምዓት እታወታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ፈፃሚት ስራሕ እቲ ትካል ወ/ሮ የሺመቤት ነጋሽ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፀኦ÷…

ከንቲባ ኣዳነች ህንፀቶም ኣብ ምዝዛም ዝርከቡ ዓበይቲ ማእኸላት ዕዳጋ ፍርያት ሕርሻ ተዓዚበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ህንፀቶም ኣብ ምዝዛም ኣብ ዝርከቡ ዓበይቲ ማእኸላት ዕዳጋ ፍርያት ዑደት ኣካይደን፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ክፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራንዮ ከባቢ ቤተልን ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ከባቢ ኣያት ህንፀቶም ኣብ…

ብዘይሕጋዊ ንግዲ ሃገር ክትስእኖ ዝነበረት ልዕሊ 84 ቢሊየን ብር ምድሓን ተኻኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝተሰርሑ ዝተዋደዱ ስራሕቲ ብኮንትሮባንድን ዘይሕጋዊ ንግዲን ሃገር ክትስእኖ ዝነበረት ልዕሊ 84 ቢሊየን ብር ምድሓን ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ። ኮሚሽን ጉምሩኽ፣ ሚኒስቴር እቶት፣ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን፣ ኮሚሽን ፖሊስ ፌደራልን ሚኒስቴር…

ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣብ ከተማ ሰመራ  ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ  ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስትር ዴኤታ ኢንዱስትሪ ኣይተ ሃሰን መሓመድን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፕሮጀክት ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣይተ ኣስፋው ኣበበ፣ ዋና ዳይሬክተር ኢንተርኘራይዝ ኢትዮጵያ ኣለባቸው ንጉሴ(ዶ/ር)…