ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ጎንፂ እስራኤል – ሓማስ ንምቁራፅ ነሸማግል ክትብል ንግብፂ ፃውዒት ኣቕሪባትላ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ጎንፂ እስራኤል - ሓማስ ኣዚዩ ከምዘተሓሳሰባን ነተን ሃገራት ምስ ግብፂ ብምዃን ክተሸማግለን ከምትደሊን ገሊፃ። ፍሉይ ልኡኽ ጉዳያት ማእኸላይ ምብራቕ ቻይና ዣይ ጁን ከምዝበሉዎ÷ ብፍላይ እቲ ኲናት ኣብ ሞንጎ ክልቲኦም ወገናት ካብ ዝውላዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተረፍ ስትራቴጂ ስራሕቲ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ንምቅልጣፍ ዝዓለመ ምኽክር ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዋና ዳይሬክተር ምሕደራ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ተረፍ ስትራቴጂ ስራሕቲ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ንምቅልጣፍ ዝዓለመ ምኽክር ኣካይዶም። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ንዓወት ዲጂታል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣፍጋኒስታን ካልኣይ ግዘ ብከቢድ ርዕደ መሬት ተጠቒዓ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍጋኒስታን ኣብ መዓልቲታት ኣፈላላይ ንካልኣይ ግዘ ብከቢድ ርዕደ መሬት ተጠቒዓ። ብሬክተር ስኬል 6 ነጥቢ 3 ዝተመዝገበ ከቢድ ርዕደ መሬት÷ ኣብ ግዝኣት ሄራት ካብ ዘጋጠመን ልዕሊ 2 ሺሕን 400 ሰባት ንሕልፈት ካብ ዘቃለዐ ድሕሪ ሒደት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኣፍሪካ ደቂ ኣንስትዮ ብምግራዝ ኣብ ዓመት 44 ሺሕ ጎራዙ ህይወተን ይስእና – መፅናዕቲ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ብምኽንያት ምግራዝ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዓመት 44 ሺሕ ዝኾና ጎራዙ ህይወተን ከምዝስእና ሓደ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ። ዕላዊ ዝኾነ ውፅኢት መፅናዕቲ ትኹረት ዝገበረ÷ ኢትዮጵያ ፣ ቤኒን ፣ ቡርኪና ፋሶ ፣ ካሜሩን ፣ ቻድ ፣ ኮት ዲቯር ፣…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ጋዛን ዌስት ባንክን ኮሪደራት ሰብኣዊ ሓገዝ ንምኽፋት ስራሕ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ጋዛን ዌስት ባንክን ኮሪደራት ሰብኣዊ ሓገዝ ንምኽፋት ስራሕ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሪደራት ሰብኣዊ ሓገዝ እንትኽፈት ኲናት እስራኤልን ሃማስን ኣብ ዝካየደሎም ከባታት ወሽመጥ ጋዛን ዌስት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኤሚ ኢ ፖፕ ተዛቲየን። ኤሚ ኢ. ፖፕ ቀዳማይ ዑደት ስረሐን ኣብ ኢትዮጵያ ገይረን፡፡ ኣብ ዑደተን ምስ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝገበረኦ ልዝብ÷ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወዲ 14 ዓመት ኢትዮጵያዊ ሰገን ተዓዋቲ ሽልማትን ሳይንቲስታት 2023 ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዝነብር ወዲ 14 ዓመት ኢትዮጵያዊ ሰገን ሂመን በቀለ ተዓዋቲ ሽልማትን ሳይንቲስታት 2023 ኮይኑ። ሂመን እቲ ሽልማት ዝረኸበ÷ ካንሰር ቆርበት ዝከላኸል ፕሮጀክት ሳሙና ብምቕራብን ኣብ ደረጅኡ ምስ ዝርከቡ ሰገናት ሳይንቲስታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ብናልፍ ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኤሚ ኢ. ፖፕ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ከይዲ ህንፀት ሰላም ብዛዕባ ዝድገፈሉ ኩነታ ኣልዒሎም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣብ 3 ኣዋርሕ ዝወገኖም ተግባራት ገምጊሙ Gebremariam Weldegerima Oct 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ዝወገኖም ተግባራት፣ ዝተረኸቡ ዓወታትን ጉድለታትን ሎሚ መዓልቲ ገምጊሙ። ሕዝባዊ፣ መንግስታዊን ሃይማኖታዊ በዓላት፣ መዓልቲታት ጳጉሜን፣ በዓላት ሓዱሽ ዓመት፣ መስቀል፣ መውሊድን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ፖለቲካዊ ምኽክር ኢትዮ-ቺሊ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Oct 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ፖለቲካዊ ምኽክር ኢትዮ-ቺሊ ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። እቲ ምኽክር ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ተጠባባቒ ኣማኻሪ ጉዳያ ኣውሮፓን ኣሜሪካን እስክንድር ይርጋን ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቺሊ ዋና ዳይሬክተር…