Fana: At a Speed of Life!

ፎረም ደቂ ኣኒስቲዮ ሰላምን ድሕንነትን ኢጋድ ብዕሊ ናብ ስራሕ ዘእቲ ዘተ ኣብ ናይሮቢ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ደቂ ኣኒስቲዮ ሰላምን ድሕንነትን ኢጋድ ብዕሊ ናብ ስራሕ ዘእቲ ዘተ ኣብ ናይሮቢ ተጀሚሩ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሰብ መዚ ኢጋድ፣ ተወከልቲ ኣባል ሃገራት እቲ ትካል፣ ሲቪክ ትካላትን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ይሳተፉ ከምዘለዉ ተገሊፁ። ዕላማ…

ጥምረት ምክልኻል ኣሜሪካ፣ ደቡብ ኮሪያን ጃፓንን ምክራር እቲ ዞባ ዘጋድድ ኢዩ ክትብል ቻይና ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥምረት ምክልኻል ኣሜሪካ፣ ደቡብ ኮሪያን ጃፓንን ምክራር እቲ ዞባ ዘጋድድ ኢዩ ክትብል ቻይና ገሊፃ። መራሕቲ ሰለስቲአን ሃገራት ቀፃሊ ዕለተ ዓርቢ ኣብ በካምፕ ዴቪድ ከምዝራኸቡ ተገሊፁ። እተን ሃገራት ብፍላይ ብቴክኖሎጂን ዓውዲ ምክልኻልን ሓዱሽ…

ትካል ለምዓት እታዎታት ኢንዱስትሪ 4 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ለምዓት እታዎታት ኢንዱስትሪ ኣብ ዝተዛዘመ ባጀት ዓመት 4 ነጥቢ 39 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ወ/ሮ የሺመቤት ነጋሽ፥ ጠንካራ ሰንሰለት ቀረበን ዕዳጋን ብምፍጣር ፅርየቶም ዝሓለዉ እታዎታት በምቕራብ…

ፀገም ፅርየት ዝተርኣየሎም ልዕሊ 42 ሚሊየን ብር ዝግመቱ መድሓኒታትን እታዎታት መድሓኒትን ናብ ኢትዮጵያ ንከይኣትዉ ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍቢሲ)ኣብ ባጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ፀገም ፅርየት ዝተርኣየሎም ልዕሊ 42 ሚሊየን ብር ዝግመቱ መድሓኒታትን እታዎታት መድሓኒትን ናብ ኢትዮጵያ ንከይኣትዉ ከምዝተገበረ በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ርክብ ህዝቢ እቲ በዓል መዚ ኣይተ…

ባንኪ ዓለም ንመሳለጢ ማሕበራዊ ግልጋሎት ከተማ ዓዲግራት ዝውዕል 180 ሚልየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንመሳለጢ ማሕበራዊ ግልጋሎት ከተማ ዓዲግራት ዝውዕል 180 ሚልየን ብር ደገፍ ከም ዝገበረ ምምሕዳር እታ ከተማ ገሊፁ። ከንቲባ ከተማ ዓዲግራት ኣይተ ሰለሙን ሓጎስ ከም ዝገለፅዎ÷ “ዋላ እኳ እቲ ዝተገበረ ገንዘባዊ ደገፍ ብዘላቒ ፀገማት…

ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትንን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእለን ዛዕባታት ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚልን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ  ኣዳነች ኣቤቤን ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእለን ዛዕባታት ዘቲየን። ክልቲአን ሓለፍቲ ስራሕ ኣብተግባራት ክእለት ዝመርሖ ዕድል ስራሕ ምቹእ ኩነታት ንምፍጣር ብሓባር ምስራሕ…

ዩንቨርስታት መቐለን ራያን ናብ ስሩዕ ስረሐን ይምለሳ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝነበረ ኲናት ስራሕቲ ምምሃር ምስትምሃር ኣቋሪፀን ዝነበራ ዩንቨርስታት መቐለን ራያን ናብ ስሩዕ ስረሐን ይምለሳ ከምዘለዋ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ክሳብ ሐዚ ዩንቨርስቲ መቐለ 2 ሺሕ፣ ዩንቨርስቲ ራያ ድማ 760 ትምህርቶም ኣቋሪፆም…

ፋብሪካታት ሽኮር ብፀገም እታወታትን ካልኦት ፀገማትን ትፅቢት ዝግበረሎም ኣየፍረዩን ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መብዛሕተኦም ፋብሪካታት ሽኮር ብሕፅረት ቀረብ እታወታትን ኣብ ዝተወሰኑ ፋብሪካታት ድማ ብዝነበረ ፀገም ፀፅታን ትፅቢት ዝግበረሎም ፍርያት ከምፍርዩ ከምዘይከኣሉ ግሩፕ ኢንዱስትሪ ሽኮር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ካብዚ ብተወሳኺ ስራሕቲ ብዝተቐመጠሎም መለክዒ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፃሓፊ ዓለም ለኸ ሊግ ሙስሊም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፃሓፊ ዓለም ለኸ ሊግ ሙስሊም ሙሃመድ ቢን ኣብደል ከሪም ኣል ኢሳ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ምክእኣል ሃይማኖት፣ ኣብ ሰላምን ካልኦት ጉዳያትን ትኹረት ምግባሮም…

ትራንስፖርት ምድሪ ደሴ-ኮምቦልቻ-ከሚሴ-ደብረብርሃን-ኣዲስ ኣበባ ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንግዚኡ ተቛሪፁ ዝነበረ መስመር ትራንስፖርት ምድሪ ደሴ-ኮምቦልቻ-ከሚሴ-ደብረብርሃን-ኣዲስ ኣበባ ግልጋሎት ምሃብ ከምዝጀመረ ተገሊፁ። ኣብ ሓደ ሓደ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ኣጋጢሙ ብዝነበረ ዘይምርግጋዕ ኣብቶም ዝተፀርሑ ከባቢታት ብዝተወሰነ መልክዑ…