Fana: At a Speed of Life!

ዝተዋደደ ኣሰራርሓ ትካላት ኣብ ምክልኻል ኮንትሮባንድ ውፅኢት ከምዘመዝገበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተዋደደ ኣሰራርሓ ትካላት ኣብ ምክልኻል ኮንትሮባንድ ውፅኢት ከምዘመዝገበ ተገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ብንግዲ ኮንትሮባንድ ንሰላምን ድሕንነትን ሃገራር…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ ማእኸል ኮንቬንሽንን ኤግዚቢሽንን ኣዲስ ኣፍሪካ ንምስራሕ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ ማእኸል ኮንቬንሽንን ኤግዚቢሽንን ኣዲስ ኣፍሪካ ንምስራሕ ተስማዕሚዑ። እቲ ስምምዕነት፥ ንግዲን ቱሪዝምን ብምቅልጣፍ እወንታዊ መልክዕ ሃገር ኣብ ምህናፅ፣ ብዙሕን ዓለም ለኸ ዓውዲታት ንግዲን ንምትእንጋድ ዘኽእል…

ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ዘጠናኽሩ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ዘጠናኽሩ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል፥ ብምክትል ሚኒስትር ፋይናንስ ቻይና ሊያው ሚን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ብምቕባል ኣዘራሪቦም። ኣብ መንጎ…

ሰብ ሃፍቲ ብራዚል ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢንቨስት ንክገብሩ ዘኽእል ሰምምዕነት ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ብራዚል ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢንቨስት ንክገብሩ ዘኽእል ሰምምዕነት ተፈፂሙ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ መስ ኣምባሳደር ብራዚል ኣብ ኢትዮጵያ ጃንዲር ፌሬራ ዶሳንቶስ ዘቲዮም። ከልቲአን…

ካልኣይ ዙር ልኡኽ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዙር ልኡኽ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት ኣትዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ንምስታፍ ኢዩ ተጓዒዙ። ካብ መንጎ ኣባላት እቲ ልኡኽ መዳሊያ ከምፅኡ ኢዮም ተባሂሎም ትፅቢት ዝግበረሎም ኣትሌት…

ንፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ምላሽ ኣብ ምሃብ ዓለም ለኻዊ ምትሕብባር ኣድላዪ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ምላሽ ኣብ ምሃብ ዓለም ለኻዊ ምትሕብባር ኣድላዪ ኢዩ ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። መበል 19 ጉባኤ ሚኒስትራት ሓለዋ ከባቢ ኣፍሪካ፥ ፀገማት ኣፍሪካ ንምፍታሕ ዕድላት…

ፕሬዚዳንት ኤምሬትስ ሕቡራት ዓረብ ክልቲኣዊ ርክብ ክብ ንምባል ፃዕሪ ከምዝገብሩ ኣረጋጊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኤምሬትስ ሕቡራት ዓረብ ሼኽ መሓመድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያን ሃገሮም ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ክልቲኣዊ ርክብ ክብ ንምባል ፃዕሪ ከምዝገብሩ ኣረጋጊፆም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኤምሬትስ ሕቡራት ዓረብ ዑመር ሁሴን፥ ደብዳበ ሹመቶም ኣብ ቤተ…

ኣብ ገማግም ባሕሪ ኬፕ ቨርደ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጀልባ ልዕሊ 60 ሰባት ደሃዮም ኣይተረኸበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምዕራብ ኣፍሪካ ገማግም ባሕሪ ኬፕ ቨርደ ዝተረኸበት ጀልባ ካብ ዝነበሩ ስደተኛታት ልዕሊ 60 ሞይቶም ክኾኑ ከምዝኽእሉ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሰኔጋል፥ እታ ጀልባ ብ10 ሓምለ ካብ ገጠር ፋስ ቦየ 101 ሰባት ፅዒና ከምዝተበገሰት…

ንዘበነ ምህርቲ 2015/16 ዝኸውን ዘበናዊ ዱኽዒ ካብ ወፃኢ ዓዲ ናይ ምጉዕዓዝ ስራሕ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2015/16 ዝኸውን ዘበናዊ ዱኽዒ ካብ ወፃኢ ዓዲ ናይ ምጉዕዓዝ ስራሕ ከምዝተዛዘመ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ግብርና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኮርፖሬሽን ናይ መወዳእታ ዝበሎ 500 ሺሕ ኩንታል ዩሪያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ከምዝበፅሐ…

ሕማም ኩሊት ንምክልኻል ዝሕግዙ ተግባራት

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምልክታት ከቢድ ሕማም ኩሊት እንታይ እንታይ ኢዮም? መበገሲ ምኽንያት ሕማም ኩሊት ብዙሓት ከምዝኾኑ ይግለፅ፡፡ ምስ እዚ ጎድና ጎድኒ ድማ እቲ ሕማም ከከምዝፀንሐሉ ደረጃ ዝተፈላለዩ ብርኪታት ምልክት ከምዝለዉዎ እውን ሰብሞያታት ሕክምና የብርሁ፡፡…