ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ኣብ ውድድር ፅዋዕ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ ንፍፃመ በፂሓ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ፅዋዕ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ንመሰናድኢት እቲ ውድድር ኣውስትራሊያ 3 ን 1 ብብዝኾነ ውፅኢት ምስዓር ንፍፃመ በፂሓ። እንግሊዝ ንኽትዕወት ኤላ ቶኒ፣ ላውረን ሄምፕን ኣሌሲያ ሩሶን ሸቶታት እንተመዝግባ÷ ብሕታዊት…
ዝንቕ ፋና ሓንቲ ላሕሚ ብሓደ ግዘ 3 ምራኹት ወሊዳ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ኣርሲ ወረዳ ሸነን ኮሉ ሓንቲ ላሕሚ ብሓደ ግዘ ሰለስተ ምራኹት ከምዝወለደት ተገሊፁ። ወናኒት እታ ላሕሚ ወይዘሮ ኣሻ ኣሊይ÷ እታ ላሕሚ ቅድሚ ሕዚ ኣብ ሓሰ ግዘ ክልተ ምራኹት ወሊዳ ከምዝነበረት ኣዘኻኺረን፡፡ ኣብዚ ሕዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ህንፀት ማእኸላት ስብእና መናእሰይ ንዘበርከተኦ ኣስተዋፅኦ ኣፍልጦ ተዋሂቡወን Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ህንፀት ማእኸላት መስፋሕፍሒ ማርሻል ኣርት፣ መዘውተሪ ስፖርትን ህንፀት ስብእና መናእሰይን ንዘበርከተኦ ዕዙዝ ኣስተዋፅኦ ብዓለም ለኸ ፌዴሬሽናት ኣፍልጦ ተዋሂቡወን። ነተን ከንቲባ ኣፍልጡ ዝሃቡወን ድማ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊሊፒንስ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ንግዲ ንምጥንኻር ድሌት ከምዘለዋ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፊሊፒንስ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ንግዲ ንምጥንኻር ድሌት ከምዘለዋ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ፈርዲናንድ ቦንቦንግ ማርከስ ገሊፆም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፊሊፒንስ ብምዃን ዝተሾሙ ኣምባሳደር ደሴ ዳልኬ ደብዳበ ሹመቶም ፕሬዚዳንት ፊሊፒንስ ፈርዲናንድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ን6 ተመረቕቲ ‘ስታርትኣፕ’ ንሕድሕዶም መጀመሪ ስራሕ ዝኸውን ፍርቂ ሚሊየን ብር ሓገዝ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዑል ክእለት ውፅኢት ፈጠራ ንዘመዝገቡ ሽዱሽተ ተመረቕቲ ‘ስታርትኣፕ’ ንሕድሕዶም መጀመሪ ስራሕ ዝኸውን ፍርቂ ሚሊየን ብር ሓገዝ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ምስ ኢንተርናሽናል ኤጀንሲ ምትሕብባር ጃፓን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ልዕሊ 4 ሺሕ መንበሪ ኣባይቲ መምህራን ንምህናፅ ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ 4 ሺሕን 500 መንበሪ ኣባይቲ መምህራን ንምህናፅ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ትልሚን ምድላው በጀትን እቲ ቢሮ ሃሰን እንድሪስ ከምዝበሉዎ፥ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ፅሬት ትምህርቲ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 99 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጨንፈር ጉምሩኽ ድሬዳዋ ልዕሊ 99 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩኽ ገሊፁ፡፡ ዝተትሓዙ ኣቑሑት ንትሮባንድ÷ መለዋወጢ መኪና፣ ጓማታት፣ ሓደሽቲ ክዳውንቲ፣ ጫማታት፣ ኣቑሑት ገዛን ምግቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩንቨርስቲታት መንግስቲ ብሓደሽቲ መርሃ ግብሪታት ተምሃሮ ንከይቕበላ ኣንፈት ተዋሂቡ Desta Aug 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ዩንቨርስቲታት መንግስቲ ኣብ ቀፃሊ ዓመት ብሓደሽቲ መርሃ ግብሪታት ተምሃሮ ንከይቕበላ ኣንፈት ሂቡ። ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሀኑ ነጋ (ፕ/ር)፥ ንኩለን ዩንቨርስቲታት ሎሚ ኣብ ዝፀሓፍዎ ደብዳበ፥ ብቦርድ ኣብ ዝፀደቐን ብሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንህንፀት ትካል ልምዓትን ሓገዘን ኣውሊያ ዝኸውን እምነ ኩርናዕ ተነቢሩ Desta Aug 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህንፀት በዓል 19 ደብሪ ትካል ልምዓትን ሓገዘን ኣውሊያ ዝኸውን እምነ ኩርናዕ ተነቢሩ። እቲ እምነ ኩርናዕ፥ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤን ዋና ፀሓፊ ዓለም ለኸ ሊግ ሙስሊም ሼኽ መሓመድ ቢን ዓብዱልከሪም ኣል ኢሳ ኣንቢረሙዎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ዲፕሎማታት ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ጠመተ ዝገበረ መብርሂ ሂቦም Desta Aug 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ዲፕሎማታት ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ጠመተ ዝገበረ መብርሂ ሂቦም። ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ውሱናት ከባቢታት ዘሎ ከይዲ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን…