ትሕቲ ደረጃ ኮይኖም ዝተረኸቡ ብዙሓት ኣተውቲ ኣቑሑት ናብ ሃገር ከየኣትዉ ተኣጊዶም – ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2015 ትሕቲ ደረጃ ኮይኖም ዝተረኸቡ ልዕሊ 1 ሺሕን 932 ሜትሪክ ቶን ኣተውቲ ኣቑሑት ናብ ሃገር ከየኣትዉ ከምዝተኣገዱ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር÷ ኣብቲ በጀት ዓመት ኣገዳ ደረጃ ኢትዮጵያ…