ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣወዳድባ ክልል ደቡብ ዝጠመተ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Aug 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣወዳድባ ክልል ደቡብ ዝጠመተ ዘተ ኣመራርሓ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ። ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ፥ ኣወዳድባ ንዝበነበረና ክብሪ ዘስእን ዘይኮነስ ከብሪ ሕብረተሰብ ዝውስኽ ኢዩ ኢሎም። ኣብ እዋን ጉባኤ በቢከባቢኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰር ቦብ ጌልዶፍ ን10 ሸሕ ህፃናት ትግራይ ዝውዕል ናውቲ ትምህርቲ ብሓገዝ ኣበርኪቱ Desta Aug 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ገባሪ ሰናት ኣይስ(EYES) ካብ ሰር ቦብ ጌልዶፍ ዝረኸቦ ን10 ሸሕ ህፃናት ትግራይ ዝውዕል ናውቲ ትምህርቲ ሎሚ መዓልቲ ኣረኪቡሎሚ መዓልቲ ኣረኪቡ። ኣካያዲ ስራሕ ኣይስ ኣይተ ብስራት መስፍን፥ ህፃናት ትግራይ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ክምለሱን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ Desta Aug 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ኣቦታት ሃይማኖትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተረኺቦም። ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 2015 ዓ.ምን ትልሚ 2016 ዓ.ምን ዝጠመተ ዘተ ከምዝግበር ግዜኢ ፀብፂቡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣገልግሎት ትልሚ ስድራ ካብ ዘድሊ ገንዘብ፥ 23 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ክፍተት ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Aug 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣገልግሎት ትልሚ ስድራ ካብ ዘድሊ ገንዘብ፥ 23 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ክፍተት ከምዘሎ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ከም ሃገር በቢዓመቱ ንመማልኢ እታዎታት ኣገልግሎት ትልሚ ስድራ ካብ ዘድሊ 41 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዶላር፥ 2 ሚሊየን ዶላር ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ስሩዕ ጉባኤኡ ፅባሕ ክጅምር ኢዩ Desta Aug 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ስሩዕ ጉባኤኡ ፅባሕ ክጅምር ከምዝጅምር ተገሊፁ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ጌቱ ነገዎ ንግዜኢ ከምዝበልዎ፥ እቲ ጉባኤ ንክልተ መዓልታት ክፀንሕ ኢዩ። ኣብ ፃንሒቱ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 2015 ዓ.ም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝን ቤህነን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝን ምንቅስቓስ ናፅነት ህዝቢ ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ (ቤህነን)ን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሎመረ ጉዳይ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ዝፈረሙ÷ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣሻድሊ ሓሰንን ኣቦ መንበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በጀት 2016 ዓ.ም ክልል ደቡብ ልዕሊ 55 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ንኽኸውን ውሳነ ሓሳብ ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በጀት 2016 ዓ.ም ክልል ደቡብ 55 ቢሊየን 836 ሚሊየን 723 ሺሕን 309 ብር ንኽኸውን ናብ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ውሳነ ሓሳብ ቀሪቡ። ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ መበል 54 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ረቂቐ በጀት 2016…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካን ስምምዕነት ሓገዝ 84 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪመን Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካን መፍረያይነት ስርናይ ንምምሕያሽ ዝውዕል ስምምዕነት ልምዓት ሓገዝ 84 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት÷ ብወገን መንግስቲ ኢትዮጵያ ሚነስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ፤ ንፈንድ ልምዓት ኣፍሪካን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ቤጂንግ ኣብ 140 ዓመታት ታሪኽ ኣጋጢሙ ዘይፈልጥ ልዑል መጠን ዘለዎ ዝናብ ወቒዑ Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቻይና ቤጂንግ ካብ 29 ሓለ ክሳብ 2 ነሓሰ 2023 ዝወቕዐ ዝናብ ኣብ 140 ዓመታት ታሪኽ እታ ሃገር ኣጋጢሙ ዘይፈልጥ ልዑል መጠን ዘለዎ ዝናብ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እታ ከተማ ኣብ ሞንጎ ቀዳምን ረቡዕን 744 ነጥቢ 8 ሚሊ ሜትር መጠን ዘለዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ቱርኪን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብምትእስሳር ተረባሕነት ኢኮኖሚአን ከረጋግፃ ከምዝግባእ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቱርኪን ኣብ ዓውዲታት ንግዲ፣ ጥዕና፣ ኢንቨስትመንት፣ ባህሊን ስግግር ቴክኖሎጂን ብምትእስሳር ተረባሕነት ኢኮኖሚአን ከረጋግፃ ከምዝግባእ ተሓቢሩ። ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያ ርክባት ወፃኢ ዲማ ነገዎ (ዶ/ር) ምስ…