Fana: At a Speed of Life!

ኣባላት ፖሊስ ፌዴራል ኣብ መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ኣብ ሓንቲ 500 ሚሊየን ፈልሲታት ተሳቲፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ኣብ ሓንቲ 500 ሚሊየን ፈልሲታት ተሳቲፎም። ኣመራርሓን ኣባላትን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ÷ ኣብ ክፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራኒዮ ወረዳ 7 ከምኡ እውን ፖሊስ ሰራዊት ኣብ ዝርከቡዎም ዝተፈላለዩ…

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ሓምለዋይ ኣሰርን ልምዓትን ዕዙዝ ግደ እናተፃወተ ምዃኑ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሉዓላዊነት ሃገርን ድሕንነትን ካብ ምሕላው ሓሊፉ ኣብ ሓምለዋይ ኣሰርም ልምዓትን ዕዙዝ ግደ እናተፃወተ ምዃኑ ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ኣባላትን መኮንናትን ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ሓንቲ…

መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ክሌማዊ ለውጢ ንምቅላስ ዘኽእል መርኣዪ ተግባር ኢዩ – ኦሬሊያ ቻሌብሮ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ክሌማዊ ለውጢ ንምቅላስ ዘኽእል ካብ ወረ ዝዘለለ መርኣዪ ተግባር ኢዩ  ክብላ ዳይሬክተር ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ኦሬሊያ ቻሌብሮ ተዛሪበን። እቲ ትካል ኣብ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር…

ኣብ መርሃ ግብሪ ምትካል 500 ሚሊየን ፈልሲታት ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ካብ ወጋሕታ ክሳብ 3 ሰዓት ልዕሊ 147 ሚሊየን ፈልሲታት ተተኺሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ወፍሪ መርሃ ግብሪ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲታት ምትካል ካብ ወጋሕታ ክሳብ 3 ሰዓት ኣብ ዘሎ እዋን 147 ሚሊየን 965 ፈልሲታት ከምዝተተኸሉ ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ክፍሊ መከታተሊ…

“ሎሚ ንተኽሎ ፈልሲ ናይ ፅባሕ መከላኸሊ ብኽለት ኣየር ዋልታና ኢዩ” – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)“ሎሚ ንተኽሎ ፈልሲ ናይ ፅባሕ ምግብና፣ መፅለሊናን መከላኸሊ ብኽለት ኣየርን ኢዩ” ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፅ ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ÷ “ናይ ሎሚ ወጋሕታ…

ወፍሪ ተኸላ 500 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ብገዛእርእሱ ሓደ ሸቶን ዓወትን ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ሎሚ ዝሳለጥ ዘሎ ወፍሪ ተኸላ 500 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ብገዛእርእሱ ሓደ ዓሸቶን ዓወትን ኢዩ  ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ኣብ ሓደ ፀሓይ…

ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲታት ሎሚ ወጋሕታ ኢዩ ተጀሚሩ፡፡ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣሻድሊ ሓሰን÷ ኣብቲ መርሃ-ግብሪ ሓምለዋይ…

ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ሰራሕተኛታት እቲ ቤት ፅሕፈትን ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ፈረንሳይ ከባቢ 01 ኣብ ካልኣይ ምዕራፍ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም። ምክትል ኣፈ ጉባኤ እቲ ባይቶ ሎሚ በዶ ÷ “ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመረ ወፍሪ ሓምለዋይ…

መርሃ ግብሪ ምትካል 500 ሚሊየን ፈልሲታት ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ኣብ ክልል ዓፋር ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)መርሃ ግብሪ ምትካል 500 ሚሊየን ፈልሲታት ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ኣብ ክልል ዓፋር ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ እናተሰፉ ይርከቡ፡፡ #ሓምለዋይኣሰር #Ethiopia እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ኣሰሮም የንብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓን ኣባላትን ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰሮም የንብሩ ኣለዉ። እቲ ሰራዊት ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ብምስላጥ ኢትዮጵያ ናብ ቀደም ሓምለዋይነታ ናይ ምምላስ ፃውዒት…