ስፓርት ዋልያታት መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ንምግባር ናብ ካይሮ ኣትዮም Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ዋሊያታት) ምስ ግብፂ መዘነኦም መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ንምግባር ናብ ካይሮ ኣትዮም፡፡ ተፃወትቲን ኣመራርሓን እታ ሃገራዊት ጋንታ ዝሓዘ ልኡኽ ናይ ሰነስተ ሰዓታት በረራ ድሕሪ ምግባር ናብ ከተማ ካይሮ ብሰላም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሃገራት እስያ ርክበን ኣጠናኺረን እንተቐፂለን ኣብ ዓለም ዝፍጠሩ ወለውጢታት ብቐሊሉ ክፃወራ ይኽእላ ኢየን – ሊ ችያንግ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት እስያ ርክበን ኣጠናኺረን እንተቐፂለን ኣብ ዓለም ዝፍጠሩ ወለውጢታት ብቐሊሉ ክፃወራ ከምዝኽእላ ቀዳማይ ሚኒስትር ቻይና ሊ ችያንግ ገሊፆም። መበል 26 ጉባኤ መራሕቲ ቻይና -እስያ ኣብ ኢንዶኒዢያ ጃካርታ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሰ ምምሕዳር ኣረጋ ከበደ ምስ ተወከልቲ ውሕመ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደን ኣባላት ካቢኔ እቲ ክልልን ምስ ተወከልቲ ዝተፈላለዩ ትካላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብዝነበረ ኲናት ዘጋጠመ ዕንወት መሊስካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት መዓልቲ ኣገልጋላይነት ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ብብርኪ ሃገር ለኸ “ንኢትዮጵያ ነገልግል” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ 1 ጳጉሜን እናተኸበረ ዝርከብ መዓልቲ ኣገልጋላይነት ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይኽበር ኣሎ፡፡ ኣብ ክልል ህዝታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ሲዳማ፣ ክልል ሃረሪ፣ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ዓውዲ ኢንፎርሜሽን ኮሙኒኬሽንን ቴክኖሎጂን ብሓባር ከምዝሰርሓ ገሊፀን Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ዓውዲ ኢንፎርሜሽን ኮሙኒኬሽንን ቴክኖሎጂን ከምኡ እውን ኣብ ዲጂታላይዜሽን ንሓራዊ ተረባሕነት ብምትሕብባር ከምዝሰርሓ ገሊፀን። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናፃ ግልጋሎት ትራንስፖርት ኣውቶብስን ቀላል ባቡር ከተማን ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ትራንስፖርት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መዓልቲ ኣገልጋላይነት ምኽንያት ብምግባር ናፃ ግልጋሎት ትራንስፖርት ኣውቶብስን ቀላል ባቡር ከተማን ይወሃብ ኣሎ። ሓላፊ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ሞገስ ባልቻን ሓላፊ ቢሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና ቤት ዕዮ ኤጀንሲ ግልጋሎት ሲቪል ምዝገባን ነባርነትን ተመሪቑ ንግልጋሎት ክፍቲ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ መዓልቲ ግልጋሎት ምኽንያት ብምግባ ብዘበናዊ ቴክኖሎጂ ዝተወደበ ዋና ቤት ዕዮ ኤጀንሲ ግልጋሎት ሲቪል ምዝገባን ነባርነትን መሪቐን ንግልጋሎት ክፍቲ ገይረን፡፡ ነበርቲ እታ ከተማ ብወሳኒ ኩነት ን80 ዓመታት ዘገልገለ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልጋላይነት ብሕይወት ክሳብ ዘለና ክንፍፀሞ ዝግባእ መምርሒ ህይት ኢዩ – ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልጋላይነት ኣብ ሓደ መዓልቲ ተወሊዑ ከምዝጠፍእ ሽምዓ ዘይኮነስ፤ ብህይወት ክሳብ ዘለና ክንውግኖ ዝግባእ መምርሒ ኢዩ ክብል ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ፡፡ ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ÷ 1 ጳጉሜን መዓልቲ ኣገልጋላይነት ምኽንያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትራት መዓልቲ ኣገልጋላይነት ምኽንያት ብምግባር ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ግልጋሎት ይህቡ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ዝተፈላለያ ትካላት መዓልቲ ኣገልጋላይነት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ግልጋሎት ይህቡ ኣለዉ። ኣብ ግልጋሎቶም ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንዝመፅኡ ተጓዓዝቲን በፃሕቲን ሓበሬታ ቱሪስትን ዕምበባን ብምብርካት ፃንሒቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ኣገልጋላይነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ጳጉሜን መዓልቲ ኣገልጋላይነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ። እቲ መዓልቲ ምኽንያት ብምግባር ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)ን ሚኒስትር ሓላፊ ጉዳያት ካቢኔ ቤት…