ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ናይጄሪያ ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ-ንዋይ ንኸፍስሱ ኣብ ስምምዕነት ተበፂሑ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ናይጄሪያ ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ-ንዋይ ንኸፍስሱ ኣብ ስምምዕነት ተበፂሑ። እቶም ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝርከቡ መዘና ትካላት ተራኺቦም ንኽሰርሑ ኩነታት ክመቻቸወሎም ምግላፁ ኣብ ኣቡጃ ካብ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 17 ሚሊየን ሄክታር መሬት ከምዝተሓረሰ ሚኒስቴር ሕርሻ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክረምታዊ ሕርሻ 2015/16 ዓ.ም ልዕሊ 17 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ከምዝተሓረሰ ሚኒስቴር ሕርሻ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ሕርሻ ዶክተር መለስ መኮንን÷ ብዛዕባ ክረምታዊ ሕርሻ 2015/16 ዓ.ምን ስራሕቲ መስኖ ሕርሻ ኣመልኪቶም መግለፂ…
ስፓርት ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣብ ማራቶን ኒውዮርክ ከምትካፈል ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 5 ሕዳር 2023 ኣብ ዝካየድ ውድድር ማራቶን ኒውዮርክ ወናኒት ክብረ ወሰን ዓለም 10 ሺሕ ሜትሮን ፍርቂ ማራቶንን ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ከምትካፈል ተገሊፁ። ኣትሌት ለተሰንበት ኣብ ዝሓፈ ዓመት ኣብ ቫሌንሲያ ዝተኻየደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ንኣመራርሓታት ፀፅታ ሹመት ሂቡ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ካብ 22 ነሓሰ 2015 ዓ.መወ ጀሚሩ ንዝተፈላለዩ ኣመራርሓታት ፀፅታ ሹመት ሂቡ። ብመሰረት እዚ፡- ኮሚሽነር ደስዬ ደጀን ወልዴ - ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኮሎኔል ግርማ ገሰሰ ገ/መስቀል-…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሕፅረት እታወት ተቛሪፁ ዝነበረ ማእኸል ሕፅበት ኩሊት ስራሕ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ሕፅረት እታወት ንዝሓለፉ ሰለስተ ሰሙናት ተቛሪፁ ዝነበረ ማእኸል ሕፅበት ኩሊት ስራሕ ከምዝጀመረ ቢሮ ጥዕና ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ማእኸል÷ ብውዕሊ ሰለስተኣዊ ስምምዕነት ቢሮ ጥዕና ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ዳግማዊ ሚኒልክ ኮምፕሬንሲቭ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ ማዕቐፋት ሕጊ እታ ሃር ተደሪኹ ምስ ትካላት ረድኤት ክሰርሕ ኢዩ – ኣምባሳደር ሽፈራው Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሽፈራው ተ/ማርያም (ዶ/ር) መንግስቲ ኣብ ማዕቐፋት ሕጊ እታ ሃር ተደሪኹ ምስ ትካላት ረድኤት ከምዝሰርሕ ገሊፆም። ኣመራርሓታት እቲ ኮሚሽን ሓዱሽ ምዝተመደቡ ዳይሬክተር ትካል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ቻይና ቼንግዱ – ኣዲስ ኣበባ ግልጋሎት ፅዕነት ኣውሮፕላን ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ቻይና ቼንግዱ - ኣዲስ ኣበባ ግልጋሎት ፅዕነት ኣውሮፕላን ከምዝተጀመረ ተገሊፁ። ኣብ ከተማ ቼንግዱ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት መጀመሪ÷ ተወከልቲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ መዳርግቲ ኣካላት እቲ ዓውዲ ቻይናን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሕበረት ኣፍሪካ ንጋቦን ካብ ተሳትፎ ኣባልነት ኣጊዱዋ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕበረት ኣፍሪካ ኣብ ጋቦን ዝተኻየደ ዕልዋ መንግስቲ ስዒቡ ነታ ሃገር ካብ ተሳትፎ ኣባልነት ከምዝኣገዳ ኣፍሊጡ። ወታደራዊ ኣመራርሓ ጋቦን ኣብዚ ሰሙን ስልጣን መንግስቲ ከምዝተቖፃፀሩ ዕላዊ ምግባሮም ይፍለጥ፡፡ ቤት ፅሕፈት ሰላም ፀፅታን ሕብረት…
ስፓርት ድልድል ምድብ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ Desta Aug 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ሰርዓት ድልድል ምድብ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ 2023/24 ኣብ ፈረንሳይ ሞናኮ ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ፦ ኣብ ምድብ A: ማንችስተር ዩናይትድ ፣ ባይየርን ሙኒክ፣ ኮፐን ሃገን፣ ጋላታሳራይ ኣብ ምድብ B፡ ኣርሰናል ፣ ሴቪያ፣ ፒ…
ስፓርት ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዓወት ንዘመዝገቡ ኣባላት ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መተባብዒ ሽልማት ተዋሂቡ Desta Aug 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዓወት ንዘመዝገቡ ኣባላት ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መተባብዒ ሽልማት ተዋሂቡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ፌዴሪኢ ቀጀላ መርዳሳ፣ ሓጋዚት ኮሚሽነር…