ቢዝነስ ዓብዪ ዘፈር ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ስራሕ ጀሚሩ Desta Sep 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዝርከብ ዓብዪ ዘፈር ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ስራሕ ከምዝጀመረ እቲ ባንኪ ኣፍሊጡ። እቲ ዘፈር ሎሚ መዓልቲ ብሚኒስተር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ተመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ ከምዝኾነ ኣብቲ ባንኪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናህሪ ዋጋ ንከጋጥም ኣብ ዝገብሩ ነጋዶ ስጉምቲ ክውሰድ ኢዩ- ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ Desta Sep 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ናህሪ ዋጋ ንከጋጥም ኣብ ዝገብሩ ነጋዶ ስጉምቲ ክውሰድ ኢዩ ክብሉ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ገሊፆም። ብኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ከተማታት እቲ ክልል ንበዓል ዘገልግሉ መሰረታዊ ቀረብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ሂጅራ ሓዱሽ ኣገልግሎት ባንኪ ሞባይል ዕላዊ ገይሩ Desta Sep 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ሂጅራ “ኦምኒ ፕላስ” ዝተብሃለ ሓዱሽ ኣገልግሎት ባንኪ ሞባይል ዕላዊ ገይሩ። ባህጊ ዓማዊሉ ንምርዋይ ብምሕሳብ እቲ ኣፕሊኬሽን ኣብ ስራሕ ከምዘውዓሎ ገሊፁ። ብሓሙሽተ ቋንቋታት ዝተዳለወን ንተጠቀምቱ ዝቐለለን ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ደምቢ ዶሎ ብዝተፈላለዩ ሙያታት ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኣመሪቑ Desta Sep 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ደምቢ ዶሎ ብዝተፈላለዩ ሙያታት ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኣመሪቑ። ካብቶም ሎሚ መዓልቲ ዝተመረቑ 574 ተምሃሮ እቶም 60 ብማስተርስ ደረጃ ዝተመረቑ ኢዮም ተባሂሉ። ኣብ 2009 ዓ.ም ዝተጣየሸ እቲ ዩንቨርስቲ ተምሃርኡ እንተመርኽ ሎ ንመበል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ሓዱሽ ታርጋ ኣብ ኣገልግሎት ኣውዒሉ Desta Sep 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ሓዱሽ ካብ 25 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ታርጋ ኣብ ኣገልግሎት ኣውዒሉ። ዋና መምርሒ ሎጂስቲክስ እቲ ሚኒስቴር ንኣፈፃፅማ ‘’ግዳጅ’’ ክፍሊ ተዋጋኢ ተወሰኽቲ ዓቕሚ ዝኾና ተሽከርከርቲ ንእዚታትን ክፍሊታትን ኣረኪቡ።…
ቢዝነስ ዲጂታል ኢትዮጵያ ኣብ 2025 ዕላዊ ንምግባር ትካላት ብምውዳድ ንክሰርሓ ተሓቲቱ Desta Sep 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲጂታል ኢትዮጵያ ኣብ 2025 ዕላዊ ንምግባር ትካላት ብምውዳድ ንክሰርሓ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሓቲቱ። ልዕሊ 50 ትካላት መንግስቲ ዝተሳተፋሉ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ፍርቂ እዋን ስራሕ ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ምስላጡ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሜዲካል ጎዝን ፍርያት ወረቐትን ብፍርያት ውሽጢ ሃገር ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሜዲካል ጎዝን ፍርያት ወረቐትን ብፍርያት ውሽጢ ሃገር ምዃኑ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ኢንድስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ኣብ ከተማ ኣዳማ ዝርከቡ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ተዓዚቦም፡፡ ኣብ ትካል መፍረዪ ወረቐት ኩሪፍቱ ፣ ፋብሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናህሪ ዋጋ ፍርያት መሰረታዊ ጠለባት ከየጋጥም እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ዝቕፅል በዓል ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ናህሪ ዋጋ ፍርያት መሰረታዊ ጠለባት ከየጋጥም ብምውዳድ እናተሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ተሻለ በልሁ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ጠለብን…
ቢዝነስ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ፍርያት ቡን እታወት ንምውሳኽ ምስ ኩባኒያ ጣሊያን ’ኢሊካፌ’ ስምምዕነት ውዕሊ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ፍርያት ቡን እታወት ንምውሳኽ ’ኢሊካፌ’ ምስ ዝተብሃለ ኩባኒያ ጣሊያን ስምምዕነት ውዕሊ ምግባሩ ተገሊፁ። እቲ ኩባንያ ጣሊያን ደረጃ ፅሬት ፍርያት ቡን ኢትዮጵያን ንምዕባይ ዘኽእል ስልጠና ንመሃብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ዕዳጋ ዝቐርቡ ፍርያታት ፅሬትን ድሕንነትን ንምርግጋፅ ጥንኩር ቁፅፅር ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ በዓል ተተሓሒዙ ናብ ዕዳጋ ዝቐርቡ ፍርያታት ፅሬትን ድሕንነትን ንምርግጋፅ ጥንኩር ቁፅፅር እናተገበረ ምዃኑ በዓል መዚ ምግቢን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። በዓል ሓዱሽ ዓመት 2016 ዓ.ም ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዕድጊት እዋን ተግባራት ገበን…