ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ሩሲያ-ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያን ማሕበር ሩሲያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኤንኤ-ሩሲያ) ምስ ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ውሕመ ብምትሕብባ ዘሰናድኡዎ ፎረም ሩሲያ-ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ፎረም ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2014 ልዕሊ 15 ቢሊየን ብር ውዙፍ ተኣካቢ ሒሳብ ተረኺቡ Desta Jun 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2014 ልዕሊ 15 ቢሊየን ብር ኣብ ዝተፈላላያ ትካላት ውዙፍ ተኣካቢ ሒሳብ ከምዝተረኸበ ዋና ኦዲተር ፌዴራል ገሊፁ። ኣብ እዋኖም ዘይተወራረዱ ውዙፍ ተኣካቢ ሒሳብ ኣብ ዝተገበረ 131 ኣብያተ ዕዮ ብሓፈሻ ልዕሊ 15 ቢሊየንን 125…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ-ኣል ኣድሃ(ኣረፋ) ምኽኒያት ብምግባር ፅባሕ 9 ጊዜ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ Desta Jun 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዒድ-ኣል ኣድሃ(ኣረፋ) ምኽኒያት ብምግባር ፅባሕ 9 ጊዜ መድፍዕ ከምዝትኮስ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ መድፍዕ ሰዓት 12 ከምዝትኮስ ዳይሬክቶሬት ህንፀት ስነ ልቦና እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ገሊፁ። እዋናዊ…
ቢዝነስ ኮሚቴ ኣመራርሓ ውድድርን ስነ-ስርዓትን ፕሪሚየርሊግ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Jun 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ኣመራርሓ ውድድርን ስነ-ስርዓትን ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። ኣብ መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ዝተኻየዱ ግጥማት ሓዊሱ ካልኦት ካብ ዳያኑን ተዓዘብቲን ዝቐረቡሉ ፀብፃባት ድሕሪ ምምርማር ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ ፈላማይ ፍሉይ ጉባኤኡ ኣብ ኢትዮጵያ ምስላጥ ጀሚሩ Desta Jun 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ(ኦኢሲ) ፈላማይ ፍሉይ ጉባኤኡ ኣብ ኢትዮጵያ ምስላጥ ጀሚሩ። ኣብቲ ጉባኤ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፣ ዋና ፀሓፊ እቲ ትካል ሼክ መንሱር ቢን ሙሳላም፣ መዳርግቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ሃገራዊ ልዝብ ንክሳተፉ ፃውዒት ቀሪቡ Desta Jun 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ልዝብ ኢትዮጵያ፥ ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ሃገራዊ ልዝብ ንክሳተፉ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ኣብ መንጎ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ፖለቲካን ሓሳብን ከምኡወን ክፍሊታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዝተፈላለዩ ሙያታት ዝሰልጠኑ ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ተመሪቖም Desta Jun 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ሙያታት ዘሰልጠኖም ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪቑ። እቶም ተመረቕቲ ብናቪጌሽን፣ ኤሌክትሪሲቲ፣ ኮሙኒኬሽን፣ ኣርማመንትን ካልኦት ሙያታትን ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዝሰልጠኑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ኣብቲ…
ቢዝነስ ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር ) ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንግዲ ፈረንሳይ ዘቲየን Desta Jun 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር ) ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንግዲ ፈረንሳይ ዘቲየን። እተን ሚኒስትር፥ ብዛዕባ ትሕዝቶን ምድላውን ምዕራፍ ክልተ ሃገር ቦቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ዝጠመተ መብርሂ ነቶም ኣባላት ሂበን። በፍላይ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝበ ሙስሊም በዓል ዓረፋ እንተኽብር ብሓድነትን ምትሕግጋዝን ክኸውን ይግባእ- ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ Desta Jun 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝበ ሙስሊም በዓል ዓረፋ እንተኽብር ብሓድነትን ምትሕግጋዝን ክኸውን ይግባእ ክብሉ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ገሊፆም።። ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ፥ ንመበል 1 ሺሕን 444 ዓመተ ሂጂራ በዓል ዒድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓደጋ ኤሌክትሪክ ኣዶን ውላድን ሓዊሱ ህይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባን ክልል ደቡብን ብሓደጋ ኤሌክትሪክ ኣዶን ውላድን ሓዊሱ ህይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ። በዓል ሞያ ርክብ ህዝቢ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ባርዕ ሓዊን ስግኣት ሓደጋን ንጋቱ ማሞ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ ትማሊ ሰዓት…