ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት መበል 1 ሺሕን 444 በዓል ዓረፋ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ፅባሕ ዝኽበር መበል 1 ሺሕን 444 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ዓረፋ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ በዓል ዒድ…