ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ምስ “ሃይፈር ፕሮጀክት ኢንተርናሽናል” ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ምስ ዓለም ለኸ “ሃይፈር ፕሮጀክት ኢንተርናሽናል” ብሓባር ንምስራሕ ስምምዕነት ተፈራሪሙ።
እቲ ስምምዕነት÷ ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)ን ፕሬዚዳንትን ዋና ፈፃሚ ስራሕ ”ሃይፈር ፕሮጀክት…