ቢዝነስ ኣህጉራዊ ዝምድና ንግዲ ብምጥንኻር ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ምምዕባል Desta Sep 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሳልማ ሃዳዲ ኣብ መንጎ ሃገራት ዘሎ ሕድ ሕዳዊ ዝምድና ንግዲ ብምጥንኻር ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ምምዕባል ይግባእ ኢለን። መበል ራብዓይ ምርኢት ንግዲ ኣፍሪካ “ኣፍሪካ መእተዊት በሪ ሓደሽቲ ዕድላት” ብዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ዘበን ዝዘመኑ ትካላት ፀፅታ ትሃንፅ ኣላ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ከዘመን ምስ ዘበን ዝዘመኑ ኣብ ሕገ መንግስታዊ ክብሪታት ዝተመስረቱ ትካላት ፀፅታ ትሃንፅ ኣላ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ምስ ኣመራርሓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ፀፅታ ሰላም ምፅናዕ ቀንዲ ልኡኽቶኦም ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Desta Sep 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀንዲ ልኡኽቶ ትካላት ፀፅታ ፌዴሪኢ ኣብ መላእ ሃገር ሰላም ምፅናዕ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ምርግጋፅ ሰላምን ድሕንነትን ኢትዮጵያ ጠመተ ብምግባር ምስ ኣመራርሓ ትካላት ፀፅታ ዝገበርዎ መድረኽ ዘተ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ናይጄሪያ ብሓደጋ ምስማጥ ጃልባ 60 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Sep 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሰሜናዊ ናይጄሪያ ግዝኣት ኒጀር ብዘጋጠመ ሓደጋ ምስማጥ ጃልባ 60 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ፡፡ እታ ጃልባ ህጻናት ሓዊሱ ልዕሊ 100 ሰባት ኣሳፊራ እናተጓዓዘት ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ዘጋጠመ ሓደጋ ከምዝኾነ ሰብ እቲ ከባቢ ተዛሪቦም፡፡ በቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ብምዝዛሙ ልዑል ኩርዓት ተሰሚዑና – መንቃሕቲ ሚዲያ Gebremariam Weldegerima Sep 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብምዝዛሙ ልዑል ኩርዓት ተሰሚዑና ኢሎም መንቃሕቲ ሚዲያ፡፡ ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ፃንሒት ዝገበሩ ኡስታዝ ጀማል በሽር፥ ምዝዛም ግድብ ህዳሰ ሃፍቲ ተፈጥሮ ናይ ምጥቃም ናፅነትና ዝኣወጅናሉ ኢዩ ኢሎም።…
ቢዝነስ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ዝኾኑ ፍርያታ ብእኹል ኩነታት ቀሪቦም – ቢሮ ንግዲ እታ ከተማ Gebremariam Weldegerima Sep 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝመፅእ በዓል ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ንበዓል ዝኾኑ ፍርያታት ብእኹል ቀሪቡ ኢሉ ቢሮ ንግዲ እታ ከተማ። ሓላፊት እቲ ቢሮ ወ/ሮ ሃቢባ ሲራጅ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ነበርቲ እታ ከተማ ንበዓል ኣድለይቲ ፍርያታት…
ቢዝነስ ኣብ ግድብ ህዳሰ ን5 ሺሕ ሰባት ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓብዪ ግድብህዳሰ ኢትዮጵያ ን5 ሺሕ ሰባት ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ቢሮ ስራሕን ክእለትን ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣብዱሰላም ሸንገል ከምዝበሉዎ፥ ምልክት ሃገር ዝኾነ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ቅድሚ ምምራቑ ኣብ ዓውዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 1 ሺሕን 500 በዓል መውሊድ ኣብ መስጂድ ኣንዋር ብድምቀት ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 500 በዓል መውሊድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስጂድ ኣንዋር ብድምቀት እናተኸበረ ይርከብ፡፡ እቲ በዓል ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኢዩ ኣብ መስጂድ ኣንዋር እናተኸበረ ዝርከብ፡፡ ኣብቲ በዓል ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ በዓል ለመውሊድ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Sep 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ በዓል ለመውሊድ ምኽንያት ብምግባር ንመላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ንመላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ፑቲን ንመዘነኦም ፕሬዚዳንት ዩክሬን ኣብ ሞስኮ ዑደት ክገብሩ ዓዲሞም mizan mekonen Sep 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ንመዘንኦም ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎዲሚር ዘለንስኪ ኣብ ሞስኮ ሩስያ ዑደት ክገብሩ ምስኦም ክዛተዩ ዓዲሞም፡፡ ፕሬዚዳንት ፑቲን ኣብ ቻይና ዝገብርዎ ዑደት ኣመልኪቶም መግለፂ ሂቦም። ኣብ መግለፂኦም ኣብ ቻይና…