ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ህንፀት ቡሳ ጎኖፋ ኦሮሚያ ዝተዋደደ ኢንዱስትሪ ምግቢ ኣጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ህንፀት ቡሳ ጎኖፋ ኦሮሚያ ዝተዋደደ ኢንዱስትሪ ምግቢ ኣጀሚሮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዝስፈርዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ዝጀመርናዮ ህንፀት ቡሳ ጎኖፋ ኦሮምያ ዝተዋደደ…