Fana: At a Speed of Life!

ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ልቓሕን ውሕስናን ተፈቒዱሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳፋሪኮም ኣብ ኢትዮጵያ ንዝገብሮ ዘሎ ዝርገሐን ህንፀትን መስመር ቴሌኮሙኒኬሽንን ንምድጋፍ ዝውዕል ዓለም ለኸ ኮርፖሬሽን ገንዘብን ኤጀንሲ ውሕስነት ኩለ መዳይ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንትን ልቓሕን ውሕስናን ከምዝፈቐድሉ ኣፍሊጦም። ብመሰረት እዚ ዓለም ለኸ…

እዋን ዘርኢ በፂሑ ሕፅረት ዘመናዊ ዱዅዒ ንዘጋጠሞም ከባቢታት ቀዳምነት ምሃብ ይግባእ-ሚኒስቴር ግብርና

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እዋን ዘርኢ በፂሑ ሕፅረት ዘመናዊ ዱኵዒ ንዘጋጠሞም ከባቢታት እዋን ዘርኢ ካብ ዘይበፀሐሎም ከባቢታት ክቀርብ ናይ ምግባር ስራሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ሕርሻ ሶፊያ ካሳ (ዶ/ር)፥ ክሳብ 30 ሰነ 2015 ዓም…

ኣይተ ሳንዶካን ምስ ሓለፍቲ ፈንድ ለውጢ ክሌማን ዓለም ለኸ ፋሲሊቲ ከባቢን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ፕላንን ልምዓትን ኣይተ ሳንዶካን ደበበ ምስ ሓለፍቲ ፈንድ ለውጢ ክሌማን ዓለም ለኸ ፋሲሊቲ ከባቢን ዘቲዮም። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ጎድኒ ንጎድኒ ኣኼባ ቋሚ ኮሚቴ ትካል ሕቡራት መንግስታት ለዉጢ ንብረት ኣየር ማዕቐፋዊ ስምምዕነትን ኢዩ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 130 ነፈርቲ ንምዕዳግ ትልሚ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 130 ነፈርቲ ንምዕዳግ ትልሚ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኩባኒያ መስፍን ጣሰው፥ ኢስታንቡል ኣብ ዝርከብ ፕሮግራም ኣይ ኤ ቲ ኤ ኤ ጂ ኤም ምስ ኣቪዬሽን ዴይሊ ፃንሒት ገይሮም። ኣብ ፃንሒቶም፥ እቲ መገዲ ኣየር…

ብ4 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ዝትግበር ትካላዊ ፕሮጀክት ደገፍ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ማክሮ ኢኮኖሚ ንምጥንኻር ዘኽእል እዛ ሃገር ብ4 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ዝትግበር ትካላዊ ፕሮጀክት ደገፍ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ፕሮጀክት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ብዝሰለዖ ደገፍ ገንዘብ ንዝቕፅሉ ሰለስተ ዓማውቲ ተግባራዊ ዝግበር ኢዩ ተባሂሉ።…

ኣሜሪካ 2 ቢሊየን ዶላር ዘውፅእ ተወሳኺ ደገፍ ኣፅዋር ኲናት ንዩክሬን ተዳሉ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ 2 ቢሊየን ዶላር ዘውፅእ ተወሳኺ ደገፍ ኣፅዋር ኲናት ንዩክሬን ተዳሉ ከምዘላ ገሊፃ። ዩክሬን ኣብ ልዕሊ ወተሃደራዊ ሓይሊ ሩሲያ ስጉምቲ መሊስካ ምጥቃዕ ምውሳድ ምጅማራ ስዒቡ ዝግበር ዘሎ ደገፍ ኣፅዋር ኲናት ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ ደገፍ…

ኢትዮጵያ ሎሚ ዘበን ተኸላ ሓምለዋይ ኣሰር እንትንዛዝም 31 ቢሊየን ፈልስታት ክትክደን ኢያ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሎሚ ዘበን ተኸላ ሓምለዋይ ኣሰር እንትንዛዝም 31 ቢሊየን ፈልስታት ክትክደን ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝገለፅዎ፥ ንጀመርናዮ ክንውድእ ኢና፤ ኢትዮጵያ ሎሚ ዘበን…

ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ንምክልኻል ዝዓለመ መድረኽ ህዝባዊ ጎስጓስ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ንምክልኻል ዝዓለመ መድረኽ ህዝባዊ ጎስጓስ ኣብ ድሬዳዋ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)፣ሚኒስትር ዴኤታ ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣየለች እሼቴ፣ ኣባላት…

ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኣብ ሓገዝ ምግቢ ዝፍፀም ሰርቂ ኣብ ምክልኻል ብሓባር ከምዝሰርሓ ኣፍሊጠን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ትካል ልምዓት ኣሜሪካን ኣብ ሓገዝ ምግቢ ዝፍፀም ሰርቂ ኣብ ምክልኻል ብሓባር ከምዝሰርሓ ኣፍሊጠን። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢን እቲ ትካልን ትማሊ ብሓባር መግለፂ ምሃቦም እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበሉ ረቂቕ በጀት 2016 ዓ.ም ብር 801 ነጥቢ 65 ቢሊየን ብዝርዝር ንኽረአ መሪሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ  ካልኣይ  ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 24 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣሳሊጡ። እቲ ባይቶ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼቡኡ፥ ረቂቕ በጀት 2016 ዓ.ም ብር 801 ነጥቢ 65 ቢሊየን ብዝርዝር ርእዩ። ሚኒስትር ገንዘብ…