ሃገራዊ ዘተ ኣብ መንጎ ህዝብታት ምትእምማን ንክህሊ የኽእል-ኣምባሳደር መሓሙድ ዲሪር
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሃገራዊ ዘተ ኣብ መንጎ ህዝብታት ምትእምማን ንክህሊ ዘኽእል ኢዩ ክብሉ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኣምባሳደር መሓሙድ ዲሪር ገሊፆም።
እቲ ኮሚሽን ኣብ ሃገራዊ ከይዲ ዘተ ሓሳብ ንምትእኽኻብ ብዛዕባ ዝፍፀሙ ተግባራትን ምሕራይ ተሳተፍቲ እቲ ዘተን ምስ…