Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ስዋዚላንድ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ ኣብያተ ምኽሪ ኣፍሪካን ሃገራት ዓረብን ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምክሪ ፌዴሬሽን  ዛህራ ሁመድ ዝምራሕ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ስዋዚላንድ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ ኣብያተ ምኽሪ ኣፍሪካን ሃገራት ዓረብን ይሳተፍ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ኣፈጉባኤታት ኣፍሪካን ሃገራት ዓረብን፣ ዲፕሎማታት ዝተፈላለያ…

ሩሲያ ኣብ ዕዳጋ ነዳዲ ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ትፈላለ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንባር እገዳ ምዕራባውያን ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ስዒቡ፥ ሩሲያ ናብ ላቲን ኣሜሪካ እትልእኾ መጠን ቀረብ ነዳዲ ክብ ምባላ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ እታ ሃገር ፕሪሞርስክ ብዝተብሃላ ወደባ ክልተ ኣስታት 73 ሺሕ ቶን ነዳዲ ዝፀዓና መርከባት ናብ ወደብ ቺሊ…

ንፕሮጀክት መኣዲ ንትውልዲ ዝግበር ደገፍ ይቕፅል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ትካላት ንፕሮጀክት መኣዲ ንትውልዲ ዝግብርዎ ደገፍ ይቕፅል ኣሎ። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መበል 14 ዙር ፕሮጀክት መኣዲ ንትውልዲ ደገፍ ዝገበሩ ትካላት ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ፥  ኦቪድ ኮንስትራክሽን ሓላፊነቱ ዝተወሰነ…

ፈላማይ ጉባኤ መርሃ ግብሪ ዝተዋደደ መፅናዕቲ ቲቢ ደቡብን ምብራቕን ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈላማይ ጉባኤ መርሃ ግብሪ ዝተዋደደ መፅናዕቲ ቲቢ ደቡብን ምብራቕን ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኢንስቲትዩት ምርምር ኣርማወር ሓንሰን፣ ሚኒስቴር ጥዕናን ምስ ዓለም ለኸ ትሮፒካል ዲዚዝ ሪሰርች ትካል ጥዕና ብሓባር ብምዃን ዘዳለውዎ…

ብሄራዊ ባንኪ ንሳፋሪ ኮም ኣገልግሎት ፍቓድ ክፍሊት ገንዘብ ብሞባይል ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ንሳፋሪ ኮም ኣገልግሎት ክፍሊት ገንዘብ ብሞባይል ንክጅምር ዘኽእል ፍቓድ ሂቡ። ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምህረቱ፥ እቲ ባንኪ ኣገልግሎት ዲጅታል ፋይናንስ ምሃብ ዘኽእሎ ኣገልግሎት ክፍሊት ገንዘብ ብሞባይል ንሳፋሪ ኮም ከምዝሃበ…

ጉዳይ ምስፍሓን ምብራኽን ፖለቲካዊ ስነ ምህዳር ትግራይ ንህዝቢ ትግራይ ዝተማለአ ነፃነት ዘረጋግፅ ኢዩ- ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖለቲካዊ ስነ ምህዳር ትግራይ ናይ ምስፍሓን ምብራኽን ጉዳይ ንህዝቢ ትግራይ ዝተማለአ ነፃነት ካብ ምርግጋግፅ ወፃእ ዘምፅኦ ኣሉታዊ ሳዕቤን የለን ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ዳግመ ህንፀት ትግራይ…

ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ሎሚ መዓልቲ ተዛዚሙ። ኣብ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ እቲ ኤክስፖ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርነ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ዑደት ዝገበሩ እንትኾኑ፥ ዝሐሸ ኣፈፃፅማ ንዘለዎም ኣፍረይቲ ኢንድስትሪታት፣ ክልላትን ሰብ…

ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ኣብ ዓም ለኸ መድረኽ ፌዴሬሽናት ተሳቲፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያ ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ኣብ ዓመታዊ ኣኼባ ዓም ለኸ መድረኽ ፌዴሬሽናት ተሳቲፈን። ኣብ ስዊዘርላንድ ኦራው ኣብ ዝተኻየደ ዓለም ለኸ መድረኽ ፌዴሬሽናት ዝተሳተፋ እተን ኣምባሳደር÷ ኢትዮጵያ ኣብቲ ዓውዲ ዘለዋ  ልምዲ…

ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ ሚኒስትራት ትምህርቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር  ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ ሚኒስትራት ትምህርቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትር÷ ጎድና ጎኒ ኣብ ብሪታኒያ እናተኻየደ ዝርከብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ትምህርቲ ኢዮም ምስ ዝተፈላለያ ሃገራ መዘነኦም ተዛቲዮም፡፡ ኣብ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዑደት ኣካይዶም፡፡ ኣብቲ ዑደት ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበልን ሚኒስትር ዴኤታ ታረቀኝ ቡሉልታን ተረኺቦም። ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ዘሰናደኦን…