ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምልኣተ ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምልኣተ ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ብፀሎት ዝኸፈቱ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ÷ እቲ ጉባኤ ዓበይቲ ልኡኽቶታት እታ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓመታዊ ጉባኤ ኢንቨሰትመንት ትሳተፍ ኣላ Desta May 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣቡዳቢ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ዓመታዊ ጉባኤ ኢንቨሰትመንት ትሳተፍ ኣላ። ብሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ገብረመስቀል ጫላ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብቲ መድረኽ ይሳተፍ ከምዘሎ ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ኣብ ዓውዲ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዘቲየን Desta May 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፎረም ቢዝነስ ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ዝሳተፍ ዘሎ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ምስ ሰብ መዚ ፓኪስታን ዘቲዩ። እቲ ዘተ ኣብ ዓውዲ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዝጠመተ ኢዩ ነይሩ። ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ንዝህነፅ ፕሮጀክት መስተ ማይን ሳኒቴሽንን ዘድሊ ውዕል ተኸቲሙ Desta May 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ንዝህነፅ ፕሮጀክት መስተ ማይን ሳኒቴሽንን ዘድሊ ውዕል ተኸቲሙ። እቲ ፕሮጀክት ንልዕሊ 49 ሺሕ ክፋላት ሕብረተሰብ ተረባሕቲ ከምዝገብር ድማ ተገሊፁ። ኣብቲ ሰነድ ውዕል ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን…
ስፓርት ባህርዳር ከነማ ንኢትዮጵያ ቡና ስዒራ Gebremariam Weldegerima May 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 23 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከነማ ንኢትዮጵያ ቡና 3 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራታ። ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ብሸቶ ሞሃመድ ናስር መሪሓ ትንበር እምበር፤ ሃብታሙ ተከስተን…
ቢዝነስ ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ፍርያታት ኢንዱስትሪ ኣብ ውሽጢ ሃገር ንምትካእ ብዝበለፀ ምስራሕ ይገባእ – ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን Gebremariam Weldegerima May 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልዑል ሸርፊ ወፃኢ ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ፍርያታት ኢንዱስትሪ ኣብ ውሽጢ ሃገር ንምትካእ ብዝበለፀ ምስራሕ ከምዝግገባእ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪያት ካሚል ተዛሪበን። ኣካል ሃገራዊ ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዝኾነ ውፅኢታት ፈጠራ ደቀቕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዘላቒ ልምዓት ንምርግጋፅ ዘኽእል ዓቕሚ ከምዘለዋ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ገሊፁ Desta May 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘላቒ ልምዓት ንምርግጋፅ ዘኽእል ዓቕሚ ከምዘለዋ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ገሊፁ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ሕብረት፣ ሓድነትን ልምዓት ናብ ገንዘብ ምቕያር እንተኽኢልና ኢትዮጵያ ምፍራይ ትኽእል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፓኪስታን ኢምራን ካሃን ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Desta May 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፓኪስታን ኢምራን ካሃን ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኢስላማባድ ኣብ ዝርከብ ቀፅሪ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ብወተሃደራዊ ሓይሊ እታ ሃገር ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ። ኢምራን ካሃን ብገዕዝይና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኢንቨስትመንት ወፃኢኣ ንምዕባይ ምምሕያሻት ፓሊሲ ትገብር ኣላ Gebremariam Weldegerima May 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኢንቨስትመንት ወፃኢኣ ንምዕባይ ምምሕያሻት ፓሊሲ እናገበረት ምዃና ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ ገሊፆም። ፎረም ቢዝነስ ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ሎሚ ኣብ ፓኪስታን ከተማ ካራቺ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ እቲ ፎረም÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ህንፀት ሃገረ-መንግስቲ ጠሚቱ ይዛተ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ህንፀት ሃገረ-መንግስቲን ብሄራዊ መንነትን ትኹረት ዝገበረ መድረኸ ዘተ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ የካይዱ ኣለዉ። ኣካቢ እቲ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ መብራቱ ኣለሙ (ዶ/ር)÷ እቲ መድረኽ ዘተ ብፍላይ ኣብ…