Fana: At a Speed of Life!

ትግራይ ናብ ዘሓሸ ምዕራፍ ንምስግጋር ዓቕምታት ከየንጠባጠብና ክንጥቀመሎም ይግባእ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ዘፅደቖም ናይ ሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ መደባትን ኣንፈታትን መሰረት ዝገበረ ክልላዊ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ…

ኢንስቲትዩት መፅናዕቲ ባህሊ ኦሮሞን ኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ስምምዕነት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት መፅናዕቲ ባህሊ ኦሮሞን ኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይን ኣብቲ ዓውዲ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ ተፈራሪሞም። ኣብ ማእኸል ባህሊ ኦሮሞ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ዘተ ብኣፋን ኦሮሞ ዝተፅሓፋ ታሪካትን ቅርስታትን ብመልክዕ…

ኢትዮጵያን ማልታን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ማልታን ኣብ ዓውዲታት  ኣቪዬሽን ፣ ቱሪዝምን  ዲፕሎማቲክ ስልጠናታትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዐነት ከቲመን። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ  …

ኣብ ማእኸል ዕዳጋ ቴክሳስ ሸሞንተ ከምዝተቐተሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደ ዕጡቕ ኣብ ሰሜን ዳላስ ቴክሳስ ኣብ ዝርከብ ሞል ዕዳጋ ንዝነበሩ ሸሞንተ ሰባት ብጥይት ከምዝቐተለ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሞል ዝነበሩ ብኣማኢት ዝቑፀሩ ሰባት ክወፅኡ ከምዝኸኣሉን ሓደ ሰብኣይ ብዘይ ኣፈላላይ ኣብ ልዕሊ ሓለፍቲ መገዲ ከምዝተኮሰ…

ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ፈንድ ልምዓት ሕርሻን ስምምዕነት ደገፍ ፋይናንስ 106 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ፈንድ ልምዓት ሕርሻ(IFAD)ን ስምምዕነት ደገፍ ፋይናንስ 106 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም። ኣብ ሆቴል ሂልተን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተሳለጠ ምንባር ክታም፥ እቲ ገንዘብ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሳለት ትግበራ መርሃ ግብሪ ኣሳታፋይነት…

ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መወዳእታ መዓልቲታት እዚ ሰሙን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ትማሊ ኣብ ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ዝተገበረ ማራቶን ፕራግ ብደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ወርቅነሽ ኢዴሳ እንትትዕት…

ዓለም ለኸ ስግኣት ኮቪድ-19 ይቐንስ እንበር ሐዚ እውን ጥንቃቐ ከምዘድሊ ሚኒስቴር ጥዕና ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ስግኣት ኮቪድ-19 ይቐንስ እንበር ሐዚ እውን ጥንቃቐ ከምዘድሊ ሚኒስቴር ጥዕና ኣተሓሳሲቡ። ምኽንያቱ ድማ ብሳርስን ኮሺድ-2 ዝልከፉ ብሚሊየናት ዝቑፀሩ ሰባት ሐዚ እወን ከምዘለዉ ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

ጉባኤ ኮሚቴ ሰብኣዊ መሰላት ውሕመ ኣብ ጀኔቫ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 76 ጉባኤ ኮሚቴ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታ ኣብ ስዊዘርላንድ ጀኔቫ ተኻይዱ። ኣብቲ ጉባኤ÷ ኮንቬንሽን ፀረ ስቓይን ካልኦት ጭካኔ ዝተመልኦ፣ ኢ-ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕመ ትኹረት ብምግባር ምክኽክር ተኻይዱ። ካብ ቤት ፅሕፈት…

ብሄራዊ ባንኪ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ምድጋፍ ዘኽእሉ መመሓየሺታት ይገብር ከምዘሎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ብፋይናንስ ምድጋፍ ዘኽእሉ መመሓየሺታት ይገብር ከምዘሎ ገሊፁ። ተበፃሕነት ፋይናንስ ንዓውዲ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ሚኒስትራት፣ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ…

ፖሊስ ፌደራል ኣብ ምክልኻል ገበን ስልጠና ዝወሰዱ ኣባላት ፖሊስ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣብ ኣዋሽ ሰባት ንነዊሕ እዋን መሰረታዊ ኣካዳሚ ስልጠና ዝሃቦም ብዙሓት ኣባላት ፖሊስ ምክልኻል ገበንን ኣድማ ብተናን ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ኣብ ላዕለዋይ መምርሒ ፖሊስ ፌዴራል ምክትል ኮሚሽነር ዋና…