ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ፓኪስታን ከተማ ካራቺ ፈላማይ በረራ ገይሩ Gebremariam Weldegerima May 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ፓኪስታን ከተማ ካራቺ ድሕሪ 20 ዓመት ፈላማይ በረራ ገይሩ። እቲ መገዲ ኣየር ሎሚ መዓልቲ ናብ ካራቺ ኣብ ዝገበሮ በረራ÷ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣…
Uncategorized መድረኽ ዘተ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኢትዮጵያዊ ማዕቐፍ ፖሊሲ ንምትእስሳር ኢንዱስትሪ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዓውዲ መፍረዪ ኢንዱስትሪ ንምድንፋዕ ኣብ ምትእስሳር እታወት ትኹረት ረገይሩ እናተሰርሐ ምዃኑ ተመልኪቱ።…
ቴክኖሎጂ ዓለም ለኸ ዲጂታል ጉባኤ ኢኖቬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ክሳለጥ ኢዩ Desta May 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ዲጂታል ጉባኤ ኢኖቬሽን ኣፍሪካ ካብ 7 ክሳብ 8 ሰነ 2015 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝሳለጥ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ። እቲ ጉባኤ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ምስ ትካል ሊሚትድ ኤክስቴንሽያ ብሓባር ብምዃን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ፌዴራል ብመሰረት ሕገ-መንግስቲ ዝተውሃቦ ሓላፍነት ብግቡእ ይዋፃእ ኣሎ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima May 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ብመሰረት ሕገ-መንግስቲ ዝተውሃቦ ሓላፍነት ብግቡእ እናተዋፅአ ምዃኑ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ትካል ገሊፆም። ላዕለዎት ኣመራርሓ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያ ፀፅታ ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሮሚያ ብግዕዝይና ኣብ ዝተጠርጠሩ 1 ሺሕን 322 ውልቀ ሰባት ውሳነ ጥፍኣተኛ ተመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima May 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሮሚያ ብግዕዝይና ካብ ዝተጠርጠሩ 4 ሺሕን 80 ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ብምውዓል ኣብ ልዕሊ 1 ሺሕን 322 ውልቀ ሰባት ውሳነ ጥፍኣተኛ ከምዝተመሓላለፈ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣብ ክልል ኦሮሚያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ መላእ ሃገር ዝርከባ መዕደሊ ነዳዲ ኣገልግሎት ሲ ቢ ኢ ብር ተግባራዊ ክግበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ መላእ ሃገር ዝርከባ መዕደሊ ነዳዲ ኣገልግሎት ሲ ቢ ኢ ብር ተግባራዊ ከምዝገብር ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኮርፖሬት ኮሙኑኬሽን እቲ ባንኪ ኣይ ኣልሰን ኣሰፋ ከምዝሓበሩዎ÷ እቲ ባንኪ ዘበናዊ፣ ንኣጠቓቕማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤምባሲ ፈረንሳይ ንሆስፒታል ኣብዓላ ዝውዕል 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima May 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ፈረንሳይ ኣብ ክልል ዓፋር ንሆስፒታል ኣብዓላ መሊስካ ንምህናፅ ዝውዕል 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገይሩ። ስምምዕነት ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፣ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኢትዮጵያ ረሚ ማርሻክስ ከምኡ እውን ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ክልል…
ቢዝነስ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ማላዊ መዘናኣ ኣብ ሞዛምቢክ ክትፃወት ኢያ Gebremariam Weldegerima May 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ማላዊ መዘናኣ ኣብ ሞዛምቢክ ከምትፃወት ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እታ ሃገራዊት ጋንታ 13 ሰነ 2015 ዓ.ም 5ይ ናይ ምድብ ፀወታኣ ትገብር እንትትከውን÷ ፀወታኣ ኣብ ስታዲየም ሞዛምቢክ ንምግባር ቆፀሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ርክብ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ Desta May 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ስትራቴጂካዊ ርክብ ናብ ዝሓሸ መዕራፍ ንምስግጋር ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ። ኣምባሳደር ሐብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ሮላንድ ኮቢያ፥ ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ርክብ ንምጥንኻር ዝሰርሖም ዘለዉ ስራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ማልታ ዘቲዮም Desta May 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ማልታ ኢያን ቦርግን ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኢትዮጵያን ማልታን ብዓውዲ ንግድን ኢንቨስትመንትን ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉወን ዛዕባታት ተላዚቦም። ብፍላይ ዓውዲ ቱሪዝም ንምምዕባል…