ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግልጋሎት ወለንታ ብዝበለፀ ንኽጠናኸር ኣድላዪ ሓገዝ ክግበር እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Jul 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመናእሰይ ባህሊ እናኾነ ዝመፅአ ግልጋሎት ወለንታ ብዝበለፀ ንኽጠናኸር ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣድላዪ ሓገዝ ከምዝገብር ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ወለንታ ብምጥንኻር ብራኸ ኢትዮጵያን ክነረጋግፅ ኢና" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ከተማ ሓቆፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 10 ሓምለ 2015 ዓ/ም 500 ሚልየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ብምትካል ታሪኽ ንስራሕ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Jul 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) 10 ሓምለ 2015 ዓ/ም 500 ሚልየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ብምትካል ታሪኽ ንስራሕ ክብሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሓምለዋይ ኣሰር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሩሲያ ፅዕንቶ ለውጢ ክሌማ ንምክልኻል ዓሊማ ኢትዮጵያ ንእትገብሮ ፃዕሪ ከምእትድግፍ ገሊፃ Desta Jul 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ፅዕንቶ ለውጢ ክሌማ ንምክልኻል ዓሊማ ኢትዮጵያ ንእትገብሮ ፃዕሪ ከምእትድግፍ ገሊፃ። ኣምባሳደር እታ ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተርኪን፥ ለውጢ ክሌማ ኣብ ምቅናስ ሃፍቲ ማይ፣ ፈሪያት ግብርና ፅዕንቶ ብብምፍጣር ፈተና ከምዝኾነ ተግብርና ፅዕንቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ተቓላዓይነት ለውጢ ክሌማ ንምቕናስ ዘኽእሉ ብዙሓት ስራሕቲ ይስርሑ ኣለዉ-ኣይተ ደመቀ Desta Jul 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ተቓላዓይነት ለውጢ ክሌማ ንምቕናስ ዘኽእሉ ብዙሓት ስራሕቲ ይስርሑ ኣለዉ ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ ምስ ፍልይቲ ልኡኽ ትግበራ ለውጢ ክሌማ ጀርመን…
ቢዝነስ ኣይተ መስፍን ጣሰው ክንፊ ኤርባስ A350 ኣውሮፕላን ኣብ ዝፈርየሉ ፋብሪካ ዑደት ኣሳሊጦም Desta Jul 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው ኣብ እንግሊዝ ኣብ ዝርከብ ክንፊ ኤርባስ A350 ኣውሮፕላን ዝፈርየሉ ፋብሪካ ዑደት ኣሳሊጦም። እቲ ዑደት፥ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ እንግሊዝ በረራ ዝጀመረሉ መበል 50 ዓመቱ ምኽኒያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዲጂታል ጥዕና ሸቶታት ዓውዲ ጥዕና ኣብ ምዕዋት እወንታዊ ኣጋጣሚታት ይፈጥር ኣሎ – ዶ/ር ሊያ ታደሰ Desta Jul 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲጂታል ጥዕና ሸቶታት ዓውዲ ጥዕና ኣብ ምዕዋት እወንታዊ ኣጋጣሚታት ይፈጥር ኣሎ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ሚኒስቴር ጥዕና ምስ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን ኣካል ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምስ ዝኾነ “ቤተር ዛን ካሽ አሊያንስ”ን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ጅጅጋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ልዕሊ 900 ሺቓት ዓኒዮም Desta Jul 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ኣብ ከተማ ጅጅጋ ትማሊ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ 932 ሺቓት ዓኒዮም። እቲ ሓደጋ ባርዕ ታይዋን ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ማእኸል ዕዳጋ ኢዩ ኣጋጢሙ ተባሂሉ። መበገሲኡ ከምዘይተፈለጠ ድማ ተገሊፁ። እቲ ሓደጋ ባርዕ ካብ ከተማ…
ቢዝነስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 2015 ዓ.ም ልዕሊ 416 ሺሕ ሰባት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩሎም – ከንቲባ ኣዳነች ኣበቤ Desta Jul 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 2015 ዓ.ም ልዕሊ 416 ሺሕ ሰባት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩሎም ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፆም። መበል ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባ፣ ራብዓይ ዓመት ዘበን ስራሕ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ጆባይደን ንዩክሬን ክላስተር ቦምብ ንክወሃብ ዘሕለፍዎ ዉሳነ ተግባረታዊ ከምዝገብርዎ ኣረጋጊፆም Desta Jul 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆባይደን ንዩክሬን ክላስተር ቦምብ ንክወሃብ ዘሕለፍዎ ዉሳነ ተግባረታዊ ከምዝገብርዎ ኣረጋጊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣዝዩ ከቢድ ዝበልዎ ውሳነ ንምዉሳን ንዉሕ ዝበለ እዋን ከምዝወሰዶምን፤ ብመንፅር ዩክሬን ዝገጠማ ሕፅረት ተተኳሲ ግና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለያ ትካላትን ንፕሮጀክት መኣዲ ንትውልዲ ዝገብረኦ ደገፍ ይቕፅላ ኣለዋ Desta Jul 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ትካላትን ንፕሮጀክት መኣዲ ንትውልዲ ዝገብረኦ ደገፍ ይቕፅላ ኣለዋ። እተን ትካላት ኣብ መበል 16 ዙር ልዕሊ 76 ሚሊየን ብር ደገፍ ከምዝገበራ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ብመሰረት እዚ ኮርፖሬሽን…