ስራሕቲ ፅሑፍ ቀዳማይ ሚኒስትር ዘርእን ዝድህስስን ኤግዚብሽን መፅሓፍ ሎሚ ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ክኽፈት ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ፅሑፍ ቀዳማይ ሚኒስትር ዘርእን ዝድህስስን ኤግዚብሽን መፅሓፍ ሎሚ ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ክኽፈት ኢዩ።
ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዝገለፆ፥ እቲ ኤግዚብሽን ካብ 24 ክሳብ 29 ሚያዚያ 2015 ዓ.ም ንሓደ ሰሙን ዝፀንሕ ኢዩ።…